ERi-TV Documentary: ጥንታዊ ገዳም ኣቡነ ዮናስ - ደብረ ጽጌ

  Рет қаралды 154,702

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

ERi-TV Documentary: ጥንታዊ ገዳም ኣቡነ ዮናስ - ደብረ ጽጌ

Пікірлер: 198
@mesobselam3424
@mesobselam3424 5 жыл бұрын
ጸሎትኩም ኣይፈለየና ቅዱሳት ገዳማውያን ኣቦታትናን ኣዴታትናን
@user-do2pk2nf9h
@user-do2pk2nf9h 5 жыл бұрын
ኣየወ ዓለም ብትዕቢት ተወጢራ ኣቦታተይ መዓረይ ከኣ ሪኢኽሞም ዶ ሰላም ኣባህልኦም ባይታ ወዲቖም ሰላም ይበሃሃሉ "ጻድቅሰ ከመ በቀልት ይፈሪ" ኣሰይ ኣስየ እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣቦና ኣቦነ ዮናስ ብረከትን ረዲኤትን ኣይፈለየና መፈጸምታ የርእኹም ኣቦታት ከኣ
@dawittekleab9118
@dawittekleab9118 5 жыл бұрын
ኣምላክ ንኩሎም ኣብ ኩሉ ክቡሩን ጥንታዊ ገዳማትና ዘገልግሉ ዘለዉ ምእመናን መነኩሳትን ሓሉ ዕድመን ጥዕናን ሂብካ ድማ ጸጋን በረከትን ዕጽፍን ድርብን ጌርካ ሃቦም፣ ንዓይ ድኩም ሓጥያተኛ ድማ ተመስገን ኣምላክ ነዚ ክርእን ክሰምዕን ዘብቃዕካኒ ፣
@brhanehagos5947
@brhanehagos5947 5 жыл бұрын
ክቡር ሓዉና እግዚኣብሄ ኣምላኽ ዓስብኻ ይሃብካ ብጣዕሚ መሳጢ መሃርን ዝኾነ ታሪኽ። ናይ ገዳም ኣቡነ ብጹኣምላኽ ደብረ ምእዋን ከኣ ከምዚ ገርካ ከተምጻልና ንጽበየካ።
@Rahiel47
@Rahiel47 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ድብል እግዛቤሔር ዓወትን ኣሳልጦ ይሃብካ ሓውና ያቆብ ምስ መሳርሕትካ ግዜ ኮለካ ግዜይትጸበዩ ነገሩ ደኪመ ከይበልካ እትገብሮም ደልካ ስራሕ ብፍላይ ኣብ ገዳማትን ኣድባራርን ነዊሕ ዝገበሩ ቅርስታት ገዳማውያን ብሕጅውን ቀጽሎ ኣይትሕመቅ ኢካ ተሓጉስና ብጣዕሚ እንተ ብድክመትና እንተስ ዘይፈቀዶ ኮይኑ ከይረኣናዮ ዝወጻና ቡዙሕ ኢዩሞ ፈትሾ !!!
@eyasutesfagabreal6099
@eyasutesfagabreal6099 4 жыл бұрын
Selamn kibretn yehabkum adalewuti Eri Tv. Hager mallet miikab senedatn emnetn Abotatka adetatn eyoumo egzabiher nizelalem. Endatzekerkum niberu misstom tintawuan welledina. Nizelalem haimanotnan meninetna n.yiber misselamn fikrin mibalen.
@adanomang4250
@adanomang4250 5 жыл бұрын
የቀንየልና ሓውና ኣብ ቀጻሊ ግን ነጸላ ኣይትረስዕ ግን ይቅሬታ
@efremkesete6305
@efremkesete6305 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስንማዓልና ብረከት ጸሎት ኣምላድነት ኣብነ ዮናስ ኣይፈለየና ኣሜን
@iseyasghirmay3867
@iseyasghirmay3867 5 жыл бұрын
Merhaba adi tarikn jeganun semaetatn Eritrea 😍🇪🇷🇪🇷
@Kemalemeye
@Kemalemeye 4 жыл бұрын
Iseyas Ghirmay ዓዲ ጻድቃናት ክኣ ሓውሰላ
@mulyetamzgi6979
@mulyetamzgi6979 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና በረከትን ጸሎትን ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየማ ( ክቡር ሓዉና ድማ ብሓቂ ሰናይ ሓሳብ እግዝኣብሄር ይባርካ
@senaitteklehaimanot9500
@senaitteklehaimanot9500 5 жыл бұрын
Xelotkum ayfeleyena,kburat,abotatna
@atobrhanleake2647
@atobrhanleake2647 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@gebreslasieliewawi6786
@gebreslasieliewawi6786 5 жыл бұрын
ከምዚ ጌርኩም ገዳማት ሃገርና ጥንታውነቱን፡ ታሪኹን፡ ንህዝቢ ምልላይኩም ደስ እናበላና ኢዩ።
@therock3058
@therock3058 5 жыл бұрын
ብእግዝኣብሄር ሑሩያት ጸሎትኩም ኣይፈለየና።
@ቤተኣባኖብ
@ቤተኣባኖብ 4 күн бұрын
ኣሜን በረኸቶም ምሳና ይኹን
@tv3726
@tv3726 5 жыл бұрын
ጸለትኩም ኣይፍለየና ቅዱሳን ኣቦታትና
@peaceisalwaysgood450
@peaceisalwaysgood450 4 жыл бұрын
ኣቦታትና በረከትኹም ይዓድለና አብ ጸሎት ዘክሩና ነዚ ቅዱስ ገዳም ክተላልየና ዘበገሰካን ኣጀሚሩ ዘፈጸመካ እግዚአብሔር ይመስገን እድመን ጥዕናን ይሃብኻ
@erinet_info
@erinet_info 5 жыл бұрын
ኣምላክ ይሓልኩም ጸሎትኩም ሰሜዑ ሰላም የውርደልና ኣምላክ ኣሜን
@alazarshow2905
@alazarshow2905 5 жыл бұрын
ክቡር ሓወይ ምስ ትሕዝቶ ኣቀራርባኻን ተገዳስነትካን ተመሲጠ ኢየ አሞ ናብ ገደማትን ኣድባራትን ክትኸይድ ከለኻ ጸኣዳ ነጸላ ግበር ፡ንዓኻ ኸኣ ከም ኣቦታትና ኣዝዩ ግርማ መጎስ ክህበካ ኢዩ።
@dianaweldemicheal8165
@dianaweldemicheal8165 5 жыл бұрын
ኣብ ኢድካ ዘሎ ወርቂ ዳርጋ ጨርቂ ዩ..... ቅዱሳን ቦታታት ኣብ ሃገርና ክነሱ፥ ሃገርና ስፍራ ቅዱሳን ከም ምኳና ከይተጠቀምናሉ በረከቱ ከይተካፈልና ምውጻእና የሕዝነኒ.... ግን ኣብዚ ዘለናዮ ብሃረርታ ካብ ልብና ንናፍቆ ኣሎና ሞ ኣቡነ ዮናስ ኣቦይ ኣሳጉማ ኣእጋርና ሪኢካ ኣበርትዓና በረከትካ ሃበና: ሰኣል ወጸሊ በአንተውሉድከ እስመ ኩልነ በቤትከ ንሄሊ
@feruzefrem7007
@feruzefrem7007 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ባይንና ንርኣ ይግበረልና
@maazaaraya8776
@maazaaraya8776 4 жыл бұрын
ጾሎትኩም ኣይፈለይና ገዳማትናን ኣቦታትናን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@brhanenega922
@brhanenega922 4 жыл бұрын
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ጸጋ ይብዝሕ እግዝኣብሄር ኣምላክ።ከምዚ ከተቅሪቡ ከሎኩም ኣሕዋተይ ንኩሉም ብመዝሙር ከተስውንዩዋ ኣሎኩም።ስብሃት ለእግዝኣብሄር።🙏⛪🥰
@akitela2472
@akitela2472 5 жыл бұрын
በስመአብ ወወል ወመንፈስ ቅዱስ አሀዱ አምላክ አሜን. ብታሚ ደስ ዝብል ዘንፈልጦ ገዳማትና ፈሊትጥና. በርትኡ ኩሉ ገዳማት አፋልቱና ሀደራ የህዋት. ንአካትኩም ድማ እቲ ኩሉ ትገብርዋ አምላክ ይክፈልኩም እድመን ጥእና ይሀብኩም ደእ ኤሬ.
@user-sn8ui2mj2c
@user-sn8ui2mj2c 5 ай бұрын
Amen Amen Amen bereketom xolotom mskuluna ykun ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-lg9so7ei4p
@user-lg9so7ei4p 4 ай бұрын
Amen Amen Amen xltkuom Mes klna ykon ❤❤❤🎉🎉🎉
@tsgabhaile791
@tsgabhaile791 5 жыл бұрын
ክቡር ሓውና ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ ፡ብጣዓሚ መሃሪ ዝኮነ ታሪክ ፡እቲ ዝተረፈ ታሪካዊ ገዳማትና ከምዚ ገርኩም ከተላልዩና ንምሕጸነኩም፡ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ፡በረከት ናይ ኣቡነ ዮናስ ኣይፈለየና።
@asterkiflu9946
@asterkiflu9946 3 жыл бұрын
Amalk kidus abun yonas berketom yebzhulna hawina kia nezi mestenkir zikon sifra kidusan berket gedam abun yonas zesatfkna amalk txegu yebzhelka
@user-ry2fe4hb7i
@user-ry2fe4hb7i 5 жыл бұрын
Amen qal hiwet yesemealna bereketom yekefelena egziabehr hawey ka sele tegedasenetka amlak edemen tenan yehabka
@konkemayte8793
@konkemayte8793 10 ай бұрын
Amen thank you for everything atlist I know something that I never knew bereket abona yonas ayfeleyena 🙏❤️
@yewuhanabereket-yy2is
@yewuhanabereket-yy2is Жыл бұрын
Amen amen amen xolotkum aygadefena❤❤
@senamitasmara8664
@senamitasmara8664 2 жыл бұрын
ናይ ቅዱስ ኣቦና በረኸቶምን ረዲኤቶምን ኣይፈለየና 🙏🙏🙏
@ghidegerkiel5733
@ghidegerkiel5733 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሓብኩም ኣቦታትና ጾሎትኩም ኣይፈለየና የሓብኩም ሓውና ኣቤት ተዓዲልካ በረከት ቁዱሳን ኣብ ልብካ ሓዲሩ ተካፋሊ ኮይንካ ንክንፈልጦ ዓቢ ህይወት ዝህብን በረከት ዘካፍልን ኢዩ ሞ ጸግኡ ጎይታ ክርስቶስ መድሓኔ ዓለም ኣመላድነቱን በረከቱ ናይ ኣቡነ ዮናስ ጻድቅ ምስ ኩላህትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን።
@user-of1gy2iz9w
@user-of1gy2iz9w 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ጾሎቶምን በረኸቶምን ረዲኦቶምን ናይ ኣቡነ ዮናስ ምስ ኩላትና ዩኹን አሜን
@brhanegebray2584
@brhanegebray2584 5 жыл бұрын
Amen amen amen Bereket tselot nay kedam ba yonas mis klu kirstyan ykun
@user-zd1js3nh7f
@user-zd1js3nh7f 5 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል ታሪኻዊ ገዳማት ኢየን ዘለዋና ቁዱሳት ኣቦታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሓውና ጋዜጤኛ ያቆብ ግብረትንሳኤ ኣብ ኩሉ ገዳማት ምስ መሳርሕትኻ ክትድህስሥን ናብ ህዝብኻ ክትዝርግሕን በዚ ኣጋጣሚ ይላበወኻ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@kashikidanegebrewald6181
@kashikidanegebrewald6181 4 жыл бұрын
Temsgan amilek abotatna xatlotkuo ayefalyana sidatna yehxstralan netakakbluo zamen yehabana kolkuom yehweatey ize madab zakrabkalnea tebarku amen amen amen
@feruzefrem7007
@feruzefrem7007 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸሎት ናይ ኣቦና ዮናስ ኣይፈለየና ናካ ካኣ አድመን ተናን ይሃብካ ጸሎቶም ኣቦታትና ኣደታትና ኣይፈለየና
@solomonweldu4759
@solomonweldu4759 Жыл бұрын
ተረዳእነት ቅዱሳን ገዳማትና ንዘለኣለም ይምበር ብሩክ ሓወይ ከኣ ጸግኡ ይብዝጋልካ ፈጣሪ
@madeadibo9393
@madeadibo9393 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸሎቶምን በረኸቶምን ናይ ኣቡነ ዮናስ ናይ ኩሎም ቅዱሳን ኣይፈለየና ኣሜን
@mamakabakamonabeygoytayey553
@mamakabakamonabeygoytayey553 5 жыл бұрын
Asey tebarek tanks 🤗💓💔💕💖💗💙💛💜💝💞💟
@mymumismyworld5896
@mymumismyworld5896 5 жыл бұрын
እዋይ ብኡነት መሳጢ ታሪኽ : ሕጂ ፖለቲካን ቆሎ ጥጥቆ ናይ ሰሜን አሜሪካ ፕሮፖጋንዳ ናይ ቀሺ ማርቆስ እንተዝከውን ኩላሰብ ኮመንት ምፀሓፈ: ከምዚ መሳጢ ታሪኽ ገዳማትና ግን 10 ሰብ ጥራሕ ምስራእኩ እቲ መንእሰይ ማዕረ ክንደይ ደንዚዙ ከምዘሎ ተረዲኡኒ : በረከት ናይ አቡነ ዮናስ ይክፈለና: ERItv ከአ ቀፅልዎ እዚ መደብ : ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ክንደይ ዘይተበርበረ ታሪኽ እዩ ዘለዋ
@geriegerie3568
@geriegerie3568 5 жыл бұрын
ይገርመካ ኢዩ ምስ ዝተጸለሉ ንጽለል ከምዘለና ከይተረደኣና ንጽለል ኣለና ይቅሬታ ነብሰይ ሰብ ተጸሊሉ ኢለ ከይጽለል ሃዲአ ከከይድ ሓግዝኒ
@mebrahtomkesete7450
@mebrahtomkesete7450 5 жыл бұрын
Eskindir Habte ናይ በሓቂ ይገርመካ እዩ።
@hareguogbazghi7394
@hareguogbazghi7394 4 жыл бұрын
Thank you very much for the reporter and thank you very much for the one they serve God
@Kemalemeye
@Kemalemeye 4 жыл бұрын
BLACK DIAMOND እዚ ሓወይ ንሱ ዝብል ዘሎ ታሪኽ ገዳማትኩም ፍለጡ ትሕትናን ዓቅልን ኣቦታትኩም ርኣዩ እዩ ዝብል ዘሎ ኤሪ ቲቪ ክኣ ነዚ መደብ ብምቅራቦም ከነመስግኖም ይግባእ እቲ ዝበልካዯ ናይ ምእሳር ጳጳስ ኤርትራ ግን እቶም ዝኣሰርዎ እዪ ዝምልከቶም እቶም ተራ ሰብ ነዚ መደብ ኤሪ ቲቪ ዘቅረቡ ናብ ዚ ቦታ ከይዶም ረሃጾም ዘፍሰሱ ምስጋና ይግብኦም እዪ
@yanetdani8931
@yanetdani8931 4 жыл бұрын
@@Kemalemeye hakika hawey
@sesunakidesti4738
@sesunakidesti4738 4 жыл бұрын
ጸሎት ኣቡነ ዮናስ ምስ ኩልና ይኩን
@fretamay7608
@fretamay7608 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፆሎትኩም ኣይፈለየና ክብራት ኣቦታትና
@yonixadq2945
@yonixadq2945 2 жыл бұрын
amen amen amen qale hiwet yesmalna xolotomn bereketomn nay abune yonas yekaflena
@abrahayobeyene6178
@abrahayobeyene6178 5 жыл бұрын
Amen amen amen bereketom redetom ayfleyna
@user-xu7wb7gd3r
@user-xu7wb7gd3r 4 жыл бұрын
አህህ ዓለም ዓለም መታለሊት ምፈንጠርኣ ጌራ ጨቢጣትና ኣቦታተይ ጸሎትኩም ኣይምሓደገና ኣብ ምዕራባዊ አባ ኣብዚ ምድረ ሲኦል ተኣሊክና መዋጾ ይፍጠረልና አግዚኣብሄር።
@amlesetwelea9840
@amlesetwelea9840 5 жыл бұрын
Bereket abotatna qudusan misana ykun nzelalem amlak ybarika hawina
@solomonzerea5073
@solomonzerea5073 5 жыл бұрын
Merhaba abatat meamnan melokosat temharon enka gexkum arayena edmen tena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍😍😍
@smrethabtom9892
@smrethabtom9892 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ምትብባዕ ዝድልዮ ንፉዓት ተረኺቲ ከምዚ ገርኩም ደብርታት ናይ ሃገርና ምልላይኩም ኣድኒቀኩም ኢግዝኣቢሐር ጸጉኡ ይብዛሓልኩም ቀጺሊዎ
@geriegerie3568
@geriegerie3568 5 жыл бұрын
እዋይ ክብሪ መሬት ልሒሶም ሰላም ተባሃሂሎም ።ይቅሬታ! ጸሎትኩም ኣይፈለየና ኣቦታተይ እምበር ኣብ ስደት ዘለዉ ኣቕሽሽትስ ብነብሰ ስጋ ስስዕትን ፖሎቲካን ተባላሽዮም ኢዮም።ኣብ ክንዲ ዝተባእሱ ዝዓርቁ ሓዊ ዝርቑርቑ ኣብ ክንዲ ዝተረሓሓቁ ምቅርራብ ዝብትኑ በዚሖም ኣብ ክንዲ ናብ ጸሎት ብፖሎቲካ ክፈትሑ ዝደለዩ።
@gebreyesussolomon6357
@gebreyesussolomon6357 3 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yeasmalana 💕💕💕💕🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@mam2261
@mam2261 5 жыл бұрын
ደብሪ።፣ ደብረ ጽገ ቤተይ ጾሎትኩም ኣይፈለየና ኣቦታተይ
@yosieftekeste3016
@yosieftekeste3016 4 жыл бұрын
WAW ብጣዕሚ መሳጢ ታሪክ እዩ ቀጽልዎ። ኣምላክ ሃገርና ኤርትራ ይባርኽ፡ በረከት ናይ ኣቡነ ዮናስ ምስ ኩልና ይኩን!!!
@bereketrustom7391
@bereketrustom7391 5 жыл бұрын
Temesgen fetari 💒💒💒🌟🌟🌟❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍇
@nahomteklu8715
@nahomteklu8715 4 жыл бұрын
Tselot nay kudusan abotat adetat ayfeleyena Nay abona kudus yonas bereket ms kuluna deki christian tewahdo ykun Amen amen amen 🙏
@zekariashabte2845
@zekariashabte2845 3 жыл бұрын
Amen amen amen kalhaweite yesmaln xelete nay abena yenase ayflnay zmar mlakiete yesmaln
@welduhaile3007
@welduhaile3007 5 жыл бұрын
Amelaki mesikome yekone
@abrahamghebrelibanos101
@abrahamghebrelibanos101 4 жыл бұрын
Amen amen amen tselotn berketun nay abona gedam Awunenas ayfeleyna
@meronzeregaber9123
@meronzeregaber9123 4 жыл бұрын
Betami tarikawie bota eyu ezie gedam edmen tenan yehabom neziom agelegelot zehebu zelewu molokotaweyan abotatena: netom nezi kiyedekum tarike zehatetkum keberi mesganan bezgabiher mogos kewahabekum eyu::🙏🙏🙏⛪️🙏🙏🙏
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 4 жыл бұрын
ጾሎትኩም ኣይ ፈለየና ደቂ ኤረይ🙏
@rusomkahsayembaye1643
@rusomkahsayembaye1643 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስማዓልና
@rastalove8193
@rastalove8193 4 жыл бұрын
Kuburat yehwat abona yonas meas tewelidom meas arifom zefelet ente alo Eba tehababeruni 🙏🙏🙏
@eriangelino7800
@eriangelino7800 4 жыл бұрын
Google it!
@gebregebreslasie3719
@gebregebreslasie3719 4 жыл бұрын
Btami deszebl bereketomn rediatomn nay Abotatna ayfeleyena. ❤💒
@user-hx7pf2qq2p
@user-hx7pf2qq2p 8 ай бұрын
❤❤❤❤Amen Amen Amen
@t.tnafkotaleni9200
@t.tnafkotaleni9200 4 жыл бұрын
xeletkum bereketkumn ayfeleyena🙏🙏🙏. abune yonas gedam😍😍😍
@zerietghile1667
@zerietghile1667 4 жыл бұрын
Kuburat abotat kuburan adietat yehwatn ahatn xelotkum ayfeleyena Amen.
@amantesfalem1472
@amantesfalem1472 5 жыл бұрын
ዝነኣድ ስራሕ ቀጽልዎ አዚና ነመስግን
@amlaktume6417
@amlaktume6417 4 жыл бұрын
Amen kudusan abewina tezakurne ba xseltkuma
@warsayghirmay4049
@warsayghirmay4049 5 жыл бұрын
THIS PLACE SHOULD BE A UNESCO WORLD HERITAGE SITE. 🇪🇷
@Simon-vk2lr
@Simon-vk2lr 4 жыл бұрын
No we don't want it, they just gonna ruin this holy place
@eritreannatey1332
@eritreannatey1332 5 жыл бұрын
btaami nemesgnekum eri tv yaqoba kaa qexlo adme matusala ymneyelka ms kulom mesarhtka.xelotom bereketom nay qdusan abotatna ms kulna ykun AMEN AMEN AMEN!!!!!!!!!!!!!!
@simonasli8025
@simonasli8025 5 жыл бұрын
Amlak mesekum yekun
@tsigereda-rose5534
@tsigereda-rose5534 4 жыл бұрын
Eri TV የቀንየልና ምስ ገዳማትና ዘላለኹምና። ሪእቶ ፦ ፩ - ምስ ናይ ተዋሕዶ ዝተሐሐዙ መደባት ብናይ ኤርትራ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ተዝስራሕ ይብል ምኽንያቱ እት ታሪኽ ናይቲ ቅዱስን ናይቲ ቦታን ብገፊሕ ምስተገልጸ። ፪ - ኽብሪ ናይቲ ቦታውን ምስተሐለወ ( ነጸላ ምግባር፡ ብዘይ ጫማ ምዕታው፡ ምስላም፡ መደብ አማዕቲብካን ብጸሎት ምጅማርን ምውዳእን) ቅዱስ ቦታ ምኳኑ ንኻልኦት ብምሳሌ ምምሃር። ፫- ነዚ ጥንታዊ ቤተመቅደስ ምስ ቅዱሳት ናዉቲዑ ብከመይ ክተኀዝ ከምዝከዐል ንምእመን ምተኋበረን ምተኀገዘን የቐንየለይ።
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 жыл бұрын
ቅዱሳን ኣቦታት ኣምላክ ጸሎትኩም ኣይፈለየና
@lily-wi3qg
@lily-wi3qg 4 жыл бұрын
Thank you thank God for this wonderful video 😇🙏😇💞 I get my ooo🙏💕😇
@loveyores9499
@loveyores9499 5 жыл бұрын
Eway amlak hbkum egzabher merqekum eyu belu eske kemti nhtkum berket yhbena fetari
@hadnetkinfe8976
@hadnetkinfe8976 2 жыл бұрын
Amen
@yonasmewes4860
@yonasmewes4860 3 жыл бұрын
Amen EgzeaHer berktom yekfelena
@fiyorigebru7870
@fiyorigebru7870 2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ጽግኡ የብዝሓልኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሰራሕ ኢዩ ቀጽልዎ ።
@Meidengedoe
@Meidengedoe 4 жыл бұрын
ጾሎትኩም ኣይፈለየና ገዳማውያን ኣቦታትናን ኣዴታትናን
@brahneftwi8222
@brahneftwi8222 3 жыл бұрын
አምላኽ ትኒሳኤ ሃገረናናን ቅድስት ቤትክረስትያናናን የሪኢና አምላኽ አሙን አዩ ቅረቢና ኢና ክመይ ሪስቲ ቅድስቲ ድንግል ማረያም አዲያ ሕልዊ ዳባታ ድማ ቅድሱ ግዩረጊሴ አዩ
@lily-wi3qg
@lily-wi3qg 4 жыл бұрын
I miss back home eritrea🙏😇 thank you so much for sharing the video 😇😇🙏👍🙏
@user-ld9cu1rn8u
@user-ld9cu1rn8u 3 жыл бұрын
ንቤትካ ክረግጽ እግዚአብሔር ይሓግዘኒ ባህጊ አለኒ ቃለ ሂወት የስምዓልና
@selyelove6784
@selyelove6784 5 жыл бұрын
bereket abona yonas ms klatna ykun egziabhier amlak nhawna dma edme yahabka xelot abotatna ayfeleyena
@eritrea6227
@eritrea6227 5 жыл бұрын
Amlk mesakum yekun
@jonimssawagodfirst8700
@jonimssawagodfirst8700 5 жыл бұрын
Egziabhir yemsgen Edmen tinann yehbkum Abotatina
@user-ld9cu1rn8u
@user-ld9cu1rn8u 3 жыл бұрын
አነስ እንታይ እየ አበርኪተ ኦ እግዚአብሔር አቦይ ተጠቀመኒ ፍቃድካ እንተኾይኑ
@adonaysolomon48
@adonaysolomon48 4 жыл бұрын
ደይ ብሳላ ናትኩም ጸሎት ደኣ ዓለም ደው ኢላ ትከይድ ደላ ኣቱም ቅዱሳን ብሩካት መነኩሳን በሉ ኣብ ጸሎትኩም ኣይትረስዑና
@muluebrhannuguse4099
@muluebrhannuguse4099 4 жыл бұрын
ማይ ሊሓም ተማሂረ ነዛገዳም ክከዳ እና ተዳሎኩ እንኮኩ ሓሳብ እግዚኣብሄር ዓቡይ ኮይኑ፣ ከይተሳለምኩዋ ኢትዮጵያ ከይደ ኣሕኅኅኅ ፨፨
@frehab418
@frehab418 4 жыл бұрын
Tebareku tebareku tebareku tselotkum yhderena abotatey gazategna tebarek
@semra5955
@semra5955 3 жыл бұрын
Bereketom yhdrena nkulatna deqi tewahdo ahwatey eta nay shambqo classical dea nbeyna felikum zeytewxuwa btami mesitatni❤
@matimatihaile8095
@matimatihaile8095 4 жыл бұрын
abontatay edemn tenane yehabkum xegakum ayfelyena xelotkum eu zenberna yakoba ka betami keglxo zeykele mesgana yekunka mes gedamatna tegbero zelka nemsegenka berkte nay abune yonas ayfeleyen amen
@user-oi3co2fx4j
@user-oi3co2fx4j 4 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ጸጉኡ ይብዛሓልኩም ክቡር ሓወይ ብዝተካእለ ናምበርካ ቴለፎንካ ክትሰደልይ ይምሕጸነካ ብስራሕካ ዕጉብ የ ከመስግነ ይቴለፎን ካ ማለትዩ የቀንየልና ብዝተረፈ።
@7ermiaskfle26
@7ermiaskfle26 5 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN KAL HWET YESMALENA
@SamiGotom-d2p
@SamiGotom-d2p 26 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@michalmoba2042
@michalmoba2042 5 жыл бұрын
wawww medebka nbaelu tarik eyou ajoka qexlo trgumn asmatn tarik gedamatn mflatna abi xega eyou kbret yhabkum
@lily-wi3qg
@lily-wi3qg 4 жыл бұрын
Thank you for the video bless you in jesus name 🙏😇
@aslihabtom4315
@aslihabtom4315 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Everythin12
@Everythin12 25 күн бұрын
እባካችሁ ስለ እግዚአብሔር የምኖረው usa ነው ወደዚህ ገዳም መሄድ እፈልጋለው ። እባካችሁ can you tell me full information
@ghirmaydebsh1730
@ghirmaydebsh1730 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ghirmaydebsh1730
@ghirmaydebsh1730 4 жыл бұрын
Xolotkum Ayfeleyena Abona
@almazhaile2949
@almazhaile2949 4 жыл бұрын
Xelotkum ayfelyena kubrat abotata🙏🙏
@user-nj4di4gh3y
@user-nj4di4gh3y 4 жыл бұрын
🙏🙏🙏💞
@yosiefaynalem7265
@yosiefaynalem7265 3 жыл бұрын
ምስጋናናቦታትና ምስጋና ኤርቲቪ!
@taezazkahsay2746
@taezazkahsay2746 5 жыл бұрын
Egzabher amlak nay abotatna gedemawyan bereket yhabena
@filifilago8199
@filifilago8199 4 жыл бұрын
Xoletom ayfeleyena ezgabheir zemenem yebzhayo
ERi-TV: ጥንታዊ  ገዳም ቅዱስ የውሃንስ ቴድረር
32:32
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 121 М.
大家都拉出了什么#小丑 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 82 МЛН
ДОКАЗАЛ ЧТО НЕ КАБЛУК #shorts
00:30
Паша Осадчий
Рет қаралды 1,2 МЛН
Glow Stick Secret Pt.4 😱 #shorts
00:35
Mr DegrEE
Рет қаралды 19 МЛН
WILL IT BURST?
00:31
Natan por Aí
Рет қаралды 44 МЛН
DW TV ገዳም ኣቡነ ማማስ
22:05
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 35 М.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 776 М.
ገዳም እንዳባ ገሪማ ካብ ማህደር - ጥንቲ
32:35
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 17 М.
ERi-TV Documentary: እቲ ዓቢ ዛንታ - 1ይ ክፋል - The Larger Story - Part 1
49:20
大家都拉出了什么#小丑 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 82 МЛН