"ኣቦይን ኣደይን እንቛዕ ንናጽነት ኤርትራ ተጋደሉ" ሳምሶም ሰሎሙን

  Рет қаралды 5,538

FaNus NetWork

FaNus NetWork

Күн бұрын

Пікірлер: 157
@DanielA-xh2fj
@DanielA-xh2fj 5 ай бұрын
Excellent interview. Thank you Samson for this matured interview. Yes, Eritrea is beyond self.
@fevenweldegbrial9376
@fevenweldegbrial9376 5 ай бұрын
God bless you hawey Ajoka ዓሌታውያን :ኣውርጃወያን እዮም ዝጸርፍካ ዘሎው እምበር ን ስድራኻ ሓልዮም ኣይኮኑን ❤️🙏ኤርትራ ❤️9❤️forever 🇪🇷🙏
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 5 ай бұрын
It is very touching sami hawna about how you spent your childhood and about your friend orphanage ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@alemseged3426
@alemseged3426 5 ай бұрын
ዩኤል ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ ካብ ዕላማካ ነቅ ከይበልካ ኤርትራን ኤርትራዊነት ብኩሉ ወገን ኣብ ዝህረመሉ ዘሎ እዋን ትካላከል ዘለካ ንሳምሶም ድማ ኣመስግነለይ ኣጀኩም ኣብጉድኒካ ኣለና
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 5 ай бұрын
ኤርትራዊ መን ክሃርሞ? እንተተሃሪሙ ከኣ ስርዓት እስያስ እዩ ዝሃርሞ ንመን ከተልግብሉ ደሊኩም። ኣነ ስርዓት ደርግ ቁሩብ ዝክሪ ኣለኒ፡ማለት ናይ ቆልዓ ዝክሪ።ኣብዚ ሕጂ እዋን እብ 40ታት ኣለኩ።ደርግ ዶ ይሓይሽ ህግደፍ እንተልካኒ'ሲ ፡ደርግ ድኣ በየን ክረክቦ።ገና ናይ ሻዕብያ ጸገም ኢይተረድኣኩምን። ግን ድሓን ኩሉ ሰብ ኣብ ሓደ ግዜ ይርድኦ ማለት ከኣ ኣይኮነን።
@ajjb9552
@ajjb9552 4 ай бұрын
​@@teweldenegusse1345 Wede Melash serenaye 🤮🤮🤮
@tekestetekeste276
@tekestetekeste276 5 ай бұрын
አዝየ የመስግነካ ወዲ ስውእ ብጻየይ ደስ ይብለኒ ኩነታትካ ኣጆካ
@ameritreangitsatse9249
@ameritreangitsatse9249 5 ай бұрын
One more comment, this time for Yoel: Your impartiality is IMPECCABLE! Thank you.
@gebreted2612
@gebreted2612 5 ай бұрын
ትዓወት ሳምሶም እቲ ጅግንነት ኣቦኻ ኣባኻ ይሪኦ ኣለኹ ጥጡሕ ስርዓት ምምስራት ናትና ናይዞም መንእሳት እዩ ክብጻሕ ድማ እዩ ኩልና ግዴና ጥራይ ንግበር
@shambko
@shambko 5 ай бұрын
If I ask you for one thing Samson, it is for us to come together under a platform of one sovereign and free country, and pursue our political inclinations. You are rare!!!
@TesfagebrielTesema-hd6od
@TesfagebrielTesema-hd6od 5 ай бұрын
samssom ውላድ ጅግና ውላድ ሓላል መሬት
@z-channel8164
@z-channel8164 5 ай бұрын
ጅግና ወዲ ጀጋኑ አብ ጎንኻ አለና።
@berhaneh7587
@berhaneh7587 5 ай бұрын
ኣገዳሲ ተዘክሮታትን ጦብላሕታን። ኣካል ታሪኽና ሰለዝኾነ ከምዘለዎ ክስነድ እምበር ክጽላእ ወይ ክፍንፈን የብሉን። ንሱ ሓደ ምዕራፍ ኢዩ። ናጽነት ከኣ ካልእ ምዕራፍ ስለዝኾነ ክኽበር ይግባእ። ምስ ህሉው ኩነታት ኣዛሚድና ክንሓማዝቆን ጽልኣት ከነሐድርን ቅኑዕ ኣይመስለንን
@SHaile-xu9ub
@SHaile-xu9ub 5 ай бұрын
ሳምሶን መዓር ኣፉ ቃንዛ ንመዓንጣ ገዲፉ ዝምጎስ ሞጒሱ ዝንቀፍ ነቒፉ ኩል'ሳዕ ንህዝቢ ንሃገር ደገፉ ኣርኣያ ኣብነት 'ዩ ነዞም ዝጻረፉ
@ፍቅሪኢያኢምነተይተስፋይ
@ፍቅሪኢያኢምነተይተስፋይ 5 ай бұрын
ሓሰማ ንሓሰማ እተተዋዳደሱ ዘገርም ኣይኮነ ነብኡ ዝቕተሉሉ ዝድግፍ ስነፍ ሰብኣይ ከማን ይጽለኣኒ ሕኑኡ ዘይፈድስ wediadgi
@SHaile-xu9ub
@SHaile-xu9ub 5 ай бұрын
@@ፍቅሪኢያኢምነተይተስፋይ ኣነስ ሓሰማ ! እዋይ ትዕድልቲ ! ውስኽ ኣብለለይ በለኒ ከብቲ እንቋዕ ከማኻ-ሰብ ኣይበልካኒ ሰብ-ጥንቲ ዓይኒ ብዓይኒ ዝኣምን ምሕኩልቲ ብምሕኩልቲ ክፈሊ ዘይክእል ግዝኣትን ተገዛእትን ካብ ገዛእቲ
@ፍቅሪኢያኢምነተይተስፋይ
@ፍቅሪኢያኢምነተይተስፋይ 5 ай бұрын
@@SHaile-xu9ub ሳሕል ሓወይ አትበል ሃተፍተፍ ሰብ ከይብለካስ ዘይብልካ ናይ ሰብ ብዕራይ ከይብለካስ ብራየ ብራየ ኣታከዋንየይ እስካስ ምስ ሓሰማካ ደኣ ኣፍታረግረግ ክትብል መለግለግለ ሳሕል ሓወይ ግደፍ ኣይት ዓሹ ዘይ ሃገርካ ሃገር መን ፈሪሱ ዘይ ኣቦታትና ኣቦመን ገፊፉ ዘይ ኣሕዋትና አህዋትመን ረማሲሱ እስኻ ኣብስደት ሓዉካ ኣብስርበት ዝረአና ዘይብልናስ ዓመት ዓመት ናጽነት 💚💙💚
@ameritreangitsatse9249
@ameritreangitsatse9249 5 ай бұрын
Bravo Samson! KidAATTT... you have defined it precisely. Wedi Sewra Sewrawi ikha 'mo, "Sewrai Halengi" ewanawi trgumm 'ske habelna. Thank you.
@AAGTOSS
@AAGTOSS 5 ай бұрын
ሳምሶን፡ ኣብ ልዕሊ ስድራቤቱ ብዘጋጠመ ጸገም ንሃገራውነቱ ዘይምሻጡ፡ ኣብ ልዕሊኡ ክብሪ ኣለኒ። እቶም፡ ዓለማዊ ኣፍልጦ ዘለዋ ሃገረ ኤርትራ ኣጥፊኦም፡ ኣብ ካርታ ዓለም ዘየላ ክልል ትግራይ ከተዓባብዩ ዝፍትኑ፡ ደቂ ዝተሳዕሩ ጦር ሰራዊትስ ደቂ ዝኸድዑ ወዶ-ገባን እዮም። እዞም ዓሌትከድዓት፡ ሰብ ርእሰ ምትሓት ኣብዝበጽሑዎ የብሎምን። ወለድናስ እንቋዕ ተጋደሉ። ❤❤❤
@asmarah3174
@asmarah3174 5 ай бұрын
እዝዮ ፖለቲካ፡ እዚዩ ቃልሲ፡ እዚዩ ምቅዋም። "ንሕና ተጋሩ ኢና" ምባል ድማ ምቅዋም ዘይኮነ ዕሱብነትን ምሻጥ ሃገርካን ስለዝኾነ ሰዓብቲ ድማ ይነጽጉካ። ነታ ሃገርና ክልል ኣምጺኻ፡ ነታ ክልል ከም ሃገር ቆጺርካ፡ ንትዕሰብ ግን መንዩ ኤርትራዊ ክብለካ? ስለዚ ሳምሶምዩ ተቓዋማይ ኤርትራዊ።
@owingsmillss
@owingsmillss 5 ай бұрын
I love listening to this guy : he is so intelligent and make sense: unlike some brigade Nehamedu people who want disrespect our heroes martyrs
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 5 ай бұрын
Thank you, 🙏🏿 info,and communication.💙🌿💙🌿💙🌿☑️🤝🏿
@ameritreangitsatse9249
@ameritreangitsatse9249 5 ай бұрын
Quintessential Eritrean - NatSinettt ewee Kibrett iyyuu. Thank you Yoel and Samson.
@TeweldeBeraki
@TeweldeBeraki 5 ай бұрын
ኣየ ብስለት ምስ ትሕትና ኣንበሳ ኣደ ወልዳ ትምከን
@CamionFormation-zl8fq
@CamionFormation-zl8fq 5 ай бұрын
Selam yeule hawey kmy aleka kmy tkewun medebka Bêteami eye zketatelo,ezi wedi ezi beteami hmak seb eu beka Kulu akayda natu nay esseyas akayda ey zelewo youle hawey .ezi seb ezi nselam zwesid sine hasab yeblun beka Hmak xebib zkone seb eu ezi , please ezi seb ezi new belelina yake .thank you youle hawey.
@eritrea4ever1
@eritrea4ever1 5 ай бұрын
Ertrawi Ertrawi zichenu medeb thank you uel and sami 🇪🇷 1st.
@naliru6096
@naliru6096 5 ай бұрын
yes yes yes yes ብራቮ ሳምሶን እንቋዕ ከምቶም ናይ ደርጊ ኣበሓጎታቶም ተኸተልቲ ኣይኮና
@matiwostumzghi9770
@matiwostumzghi9770 5 ай бұрын
ሰላም ዩኤል እዚ ሳምሶም ዝብሃል ኣይርዳኣኒን ኢዩ እቲ ኣታሓሳስብኡ ናይ ኣእምሮ ጸገም ኣለዎ ከይ ከውን፣ባርነት ሒዘምልና ዝመጹ ስድርኡ ሲ ኣብ ስደት ኮይኑ እንቋዕ ተጋደሉ ይብሎም ኣብኡ ሓኒቆም ቀቲለሞ ንሱ ናብ ስደት ተጓሒፉ ንመን ኢዮም ድኣ እመጺአ እታ ናጽነት፣ገና ነቲ ነብኡ ኣብ ትሕቲ መሬት ዘስፈረ ዓመጸኛ ስርዓት ይናፍቆ ኣሎ ላግጺ ኢዩ።ምሕረት የውርደሉ ተጸሊሉ ኣሎ እዚ ወዲ ብሕጂ ውን ክጅሃር ትራይ ኢዩ ክነብር ዝእኸል ሓሽማ ጸርዩ ኢዩ ግደፎ።
@taherdawud8048
@taherdawud8048 5 ай бұрын
ዮኤሊኖ ሓቢቢኖ ሓንቲ ፋቮሬ ዘይተገብረልና ንሳምሶም ሰለሙን ምስ ዉፉይ ዘይተራኹቦም እዚኣ እተትገብር ይኤሊኖ ከመይ ጽቡቅ ኔሩ! ከመይ ምመረቅኹኻ!
@dehabamine2322
@dehabamine2322 5 ай бұрын
Haqi. Hasab b hasab kimiket slezelewo.
@N.at.79
@N.at.79 5 ай бұрын
ውፍይ እዚ ጉዳይ ትግራይ ዘሳሲ ድዮ ክክክ ኤርትራውያን ጉዳይ ትግራይ ከነሳሲ አይጥዕመናንዮ 😅😅
@dehabamine2322
@dehabamine2322 5 ай бұрын
@@N.at.79 🤩😍
@naliru6096
@naliru6096 5 ай бұрын
ክክክክክ ኣበይሞ ምሁርን ዕሱብን ኣብ ሓደ እንተዝራኸቡ እቲ ዕሱብ ባርያ ተጋሩ ወልደፍደፍ ክብልንካ ተራእየኒ ቦትስዋና ዋሒድ
@N.at.79
@N.at.79 5 ай бұрын
@@naliru6096 🤣🤣ቦትስዋና
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 5 ай бұрын
Viva Samson very intelligent
@edrismussa3688
@edrismussa3688 5 ай бұрын
Thank you Samson . Your are typical eritrea .
@danielgebreab692
@danielgebreab692 5 ай бұрын
ኣነ ናይ ሳምሶም ዘረባ ብጣዕሚ ኢዩ ዘገርመኒ! ውጽኢት ናይ ኣቦኻን ኣዴኻን ገድሊ እዛ ትነብራ ዘለኻ ኢያ!
@kalMHe
@kalMHe 5 ай бұрын
Neti hmak witsiet kitikales ke nsika entay gerka? Hadimka wetsika hakey ?
@dehabamine2322
@dehabamine2322 5 ай бұрын
Bravo. Kulu menisey n Samsom tezisemei xubuk neru. N hagerkan adhentikhan miwiradn inderan entay eyu kemxealka? Menisey risika tetekemelu. Beal wufuy sheqato eyom.
@negasi2123
@negasi2123 5 ай бұрын
😂😂😂ዘስሓቀትኒ ኮመንት 🫣 መንእሰይ ንቃንዝኡ ተረዲኡ ኢዩ ንውሽጡ ሰሚዑ ዝቃለስ ዘሎ እምበር ወልሓደ ናብዚ ኺድ በዚ ምጻእ ዝበሎ ኣካል የለን። ብዓል እዚ ጎታት ከኣ እታ ኣፍካ ሒዝካ ኮፍ ምባል እያ ምኽኣል ኣብያቶም እምበር፣ ወላ ተዛሪቦም” ዘምጽእዎ ነገር ከም ዘየለ ኩሉ ኣስተውዒሉሉ ኢዩ። ለውጢ ተቓሊስካ ኢዩ፣ ኣራጢጥካ ኣይኮነን። 🤫🤔🫡🫡
@dehabamine2322
@dehabamine2322 5 ай бұрын
@@negasi2123 simeit bzey zmerih ab filtet ztemerkose guezo chawchaw ilk ika titerif.
@negasi2123
@negasi2123 5 ай бұрын
@@dehabamine2322 ok ፍልጠትኩም ኣፍልጡ ሰዓብቲ ኣጥርዩ፣ ተግባራዊ ግበርዎ። ኣንነትን ትዕቢትን ኣወግዱ። ወጽዓ ፍልጠት፣ ደረጃ ትምህርቲ ኣይሓተካን ኢዩ።
@naliru6096
@naliru6096 5 ай бұрын
ሳምሶም ዘረባ ኣጽኒዑ ኣይኮነን ዝዛረብ ከም ቦትስዋና ኣነ ዝናፍቕ ምስ ቦትስዋና ኣብ ሓደ እንተዘራኽብዎም ቦትስዋና ረሃጽ ንረሃጽ ምስኮነ
@Realistic87-zb2nw
@Realistic87-zb2nw 5 ай бұрын
I feel you Sam thank you fanus media
@mestewalie6479
@mestewalie6479 5 ай бұрын
ሩኹሳት ታይ ናፅነት ሓረድቲ መርዚ ጌርኩም ነሕዋትኩም ዝቐተልኩም አረሜን ውድብ እንቁዐ ተጋደሉ ትብል ተኾንካ ወይ ፈራሓት ወይ ሕብእቲ ሰልፊ ታ ቐታሊት ይኾኑ
@naliru6096
@naliru6096 5 ай бұрын
ኣቦታትኩም ንክልል ኣቦታትና ንሃገር እዮም መስዋእቲ ከፊሎም ክክክ ጫው ጫው ኢኹም ትብሉ ተጋሩ
@qweryqwe7826
@qweryqwe7826 5 ай бұрын
​@@naliru6096ኣቦታትካ ባርነት ንኸምፅኡ እዮም ናብ ሜዳ ወሪዶም ዘምፅእዎ ባርነት ክዓ ንዓኻ ናይ 4000 k.m ኣርሒቑ ኣንቢርካ ኣሎ
@hailaimichael964
@hailaimichael964 5 ай бұрын
ሳምሶን ዕ ድለኛ ኢኻ ወዲ ታሬኽ ምኻንካ
@medhanyehaile5072
@medhanyehaile5072 5 ай бұрын
Bravooo hawei Eritrawi kubur menninet ❤❤❤❤
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 5 ай бұрын
ካልእ ክንሓስብ ዝገብረና ኩነታት ከይተፈጥረ ብዛዕባ ካልእ ክንሓስብ ኣይንኽእልን ኢና ግን ኣብ በይንኻ ኣይኮነን 😂😂😂👏💙🕊️🕊️
@tekestetekeste276
@tekestetekeste276 5 ай бұрын
እዛ ነጻ ኤርትራ እንተዘይህሉ ኤርትራ ኣምበልናን
@yohaneshagos8225
@yohaneshagos8225 5 ай бұрын
ሰላም ዩአል: ነዚ ነውራም ዘመተ ናይ ገለ ተጣበቕቲ ትግራይ ጉጅለታት ቀስ እንዳበሉ ኣብቲ ዕሙቕ ዝበለ ፖለቲካዊ ንቕሓት ዘይብሉ ህዝብና ( ዝበዝሐ እዩ ድማ ) ሰላሕ እንዳበለ ከይሰርጽ ኩሉ ግዜ ኣጋይሽካ ክትሓቶም ብጣዕሚ ኣጋዳሲ እዩ :: ናይቶም ጸረ ህዝብና ቲፎዞ ትግራይ ዝኾኑ ጎስጓስ ክግበር ኣለዎ : ትግራዎት ኢና ዝበሃል ፕሮፖጋንዳ ንቐጻሊ ንምስፍሕፋሕ መንገዲ ምጽራግ እዩ ወዘተ ወዘተ --- ኩሉ ስለ ዝርደኣካ :: : ዘይርሳዕ ታሪኽ ኢኻ ትገብት ዘለኻ ::
@Justice-101
@Justice-101 5 ай бұрын
Dynamic view. Enquae Teweledka.
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 5 ай бұрын
አሞ ናጢነት ብዘይ ሓርነት አኖና ተዋርድና ህዝብና ብዘይ ቁዋም. ህዝቢ ኤርትራ ተዋሪዱ. ንሬሶም ተዋርዶን. አትሰውራ አትመራሕ ክምሰብ ኣይተቆተሩን አንሆ ካቶም ቕድምሕጂ ዝክውፍአ መግረፍቲ ወሪድዎ ሕዝቨዩ ጂ 15 ምትወደድን ኣራዓሮ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@naliru6096
@naliru6096 5 ай бұрын
ትግርኛ ተማሃር መጀመርያ ዓጢነ
@kalMHe
@kalMHe 5 ай бұрын
Ajoka Samsom! zeykiyer gzie yelen!
@abrahamkidane9170
@abrahamkidane9170 5 ай бұрын
ኣንታ እዚ ልቕላቕ ማይ ሩኳን ካብ ዓዲ ኣቦታቱ ዘይተውልደ ሳምሶም ርእሰ ቅትለት ኣይገበረን ድዩ?
@naliru6096
@naliru6096 5 ай бұрын
ደቂ ደርጊ ፍንጭራዕ ኢልክን ኣ ብታ ስደትክን ክትኣርጋ ኢኽን
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 5 ай бұрын
Nezom Ada fletu anxar nhemedu zgusgusu zelawu nnauh zble awanu nazebom zelana anxar kalsna zkedu zelawu astewalu wo sendu
@naliru6096
@naliru6096 5 ай бұрын
እቲ ዘገርም እዞም ውጺኢት ቦትስዋና ንመንድስቲ ዝቃወሙ ይመስለኒ ኔሩ ለካ ንሃገርን ንናጽነትንዩ
@mulgetatesfazgi5482
@mulgetatesfazgi5482 5 ай бұрын
Mechem ?
@massawafishermen6245
@massawafishermen6245 5 ай бұрын
ወዲ ጃኮማ ድዩ ኢዚ ቆልዓ ?
@FusumGermay-uk5we
@FusumGermay-uk5we 5 ай бұрын
ኩላ ካብ ገዛ እያ ትጅመር። ስለዚ ሳምሶም መጀመርታ ብዛዕባ ናይ ኣቡኡ ይግበር እቶም ቐረልቲ ኣቡኡ ናብ ሕጊ ክቐርቡ ድሓር ብዛዕባ ሃገር ክፋላሰፍ። Things start from Home. Who killed your father? Who ever didd it should come to justice. ካብ ንበርገድ ንሓመዱ ክትሓሚ ትውዕል። መን እዩ ቐቲልዎ ኣቦኻ በርገድ ንሓመዱ ድዮም በርገድ ንሓመዱ በቲ ዝኣምንሉ ኣብቲ ዝረኸብሉ ባይታ ይቓለስሉ ኣለዉ ንስኻ ክኣ ኣቦኻ ዝቐተሉ ኣብ ሕጊ ከተምጽእ ተቓለስ። Be A men.
@Yohannes098
@Yohannes098 5 ай бұрын
Maxine’s Max net an Eritrea aloo dyou
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 5 ай бұрын
Yual fnan asena azom seb midiae zgebrwo zelewu anxar tekalesti knxilom AB zey nkalelu ankifat tgazu alewumo gedb ygebralom
@teklzgiyosief7704
@teklzgiyosief7704 5 ай бұрын
ክክክ ኣየ ሳምሶን እዛ ናትካ ኤጎ ፡
@sleepless001
@sleepless001 5 ай бұрын
#ይጋደሉ ኣይጋደሉ፡ ወለዲ ፍጹም ክቡራት እዪም። ወሊድካ ኣብ ጎዳጉዲ ደቅኻ ካብ ምግዳፍ፡ዘይምዉላድ ይሓይሽ፡ዘሓላፍነታዊ ስነምግባር፡ከም ጣሊባን ኣብጎዳጎዲ ክትወልድ ይግድደካሞ በቲካልእ ሜላ ድማ ንበጃ ኢልካ ዝዉለድ ክኸዉን ይኽእል እዪ፡ ንመተካእታ ሰራዊት!! እዚ መፋረዪ ሰራዊ እዪ ዝባሃል፡፡ኣብ ከምዚ ክዉንነት ተዘኽትሞ ህጻን ክትወልድ ክብድ ይብል እዪ። እንተ ዓበይ እዉን፡ኣብ ሂወቱ ብዙሕ ጽልዋ ዘሕድር እዪ። ኣነ ኽኣ ወለደይ እንኮዕ ኣይተጋደሉ፡ካብ ነጻን ሓራን ነጻ ኣታሓሳብ ዘለዎም ስድራ እየ ተወሊደ፡ብፍቕርን ሰላምን ዓብየ፡ድምጺ ጥይት ከይሰማዕኹ፡ውግእ ኣይፈልጥን ኔረ፡ ኣይርዳእንን ኮላይ!! እዚ ድማ ናይቲ ኣነ ኣብ ሰላም ማዕርነት መሰል ሓርነትን ምክብባርን ዘለኒ ሰብኣዊ ኣታሓሳስባ ክሰፍሕ ጌርዎዪ ፡፡ኣብ ስደት ብምዉላደይ ካብ ስደት ናብ መበቆል ዓዲ ወለደይ ብምምላሰይ ምኽኒያት ድማ ምስ ሕብረተሰብ ዝኾነ መንነት ዓሌት ቋንቋ ሕብሪ ብዘየገድስ ኣብ ምዉህሃድ ብሉጽ ተሞክሮ ክህልወኒ ሓጊዙኒዪ! ኣብ ኤርትራ ብጭርን፡ፈጨዉን ዝባሃሉ ገጸባህሪ ጠባያት ጸኒሑኒ እዪ! ንእሽቶ ኔረ!! ብሓፈሻ ብሰንኺ ካብ ሓደ ጽንሲሓሳብ ተበጊሱ ዝሳዕረረ ጉጉይ ጉጅለኣዊ ኣመለኻኽታን ኣቃዉማ ዘለዎ ዘራጊ ባህሊ ንነጻነት ተኸቲሉ ተኸሲቱዪ።ኣብ ገባር ሓረስታይ ህዝቢ ብዝገምታ ዝማዕበለ ናይ ነዉሕ ግዜ ባህልን ስነምግባር ክብርትታት ሓይማኖትን ስርወ ታሪኽ ፡ክደማስስ ግዜ ዘይወሰደሉን ኣንፈት ዘይብሉ ስዲ ባህሊ ሽዑ ይስዕርር ዝነበረሉ ግዜ እዪ እዚ ሎሚ ኣስፋሕፊሑ ብሰንኩ ፡ዉርደትን፡መግረፍት፡ድኽነት ጸባባ፡ሞት፡ወረዂናት፡ዂናት፡መርድእ ጻንታ፡ ስደትን ፡ማሕበራዊ ምትእምማን ዘጥፈኣ፡ፈራሕ፡ሃታው፡ድሁል፡ተጻራፊ፡ሓሳዊ፡ንሓዉ ዘቕትል ኣሕሊፉ ዝህብ፡ንሓዉ ዘሻይጥ፡መቕባሕብሒ፡ሰካር፡ጭኑቕ፡ርቡጽ፡ ገነዝብ ዝገዝኦ፡ንባርነት ንቡር ዝገበረ ሕብረተሰ መሊዶም፡ብጭርን፡ፈጨዉን፡፡ እዚ እቲ ክብሪ ጉጉያት ንምሽፋን ተባሂሉ ዝውሳእ ቄናን ማህበራዊ ምህንድስና "ሃገራዉነት" ዉን ይባሃልእዪ።እቲ ሕመርት ጽንስ ሓሳብ መበገሲ ፈልፊሉ ፡ካብ በረኻ ናብ ከተማ ዓድን ኣብ መንጎ ዘመናት ዝተሰጋገረ ባህልን ክብርታትን ዝኣተወ ሓድሽ ስዲ ባህሊ እዪ ኔሩ!! ስማዊት ነጻነት ንኤርትራዊ ምዳርግቲ ዘይብሉ ኽሳራን ጥፍኣትን ባርነትን ኮይና ሚሊዪናት ዜጋታት ዉሒጣ ፡ዘረኸበት ክትዉሕ ትቅጽል ኣላ። ካብ ምቹእ መነባብሮ ክብረትን ፡ብሰንኪ ቀልቀል ዝኾነ ፖለቲካዊ ርእዪት "ንዓኹ ኢልና ኣይገበርናዪን"! ብዝብሉ ፈሽታዊያን መሪሕነት፡ መጻኢ ተስፋን ሞራልን ስድራቤታት ወለዲ ቂሒሙ፡ናብ ዓዘቕቲ ደልሃመት ሂወት ብጨብጨባን ፕሮፖጋንዳን ናብ ኤርይራ ኣትዮም። ብሰንኪ ፕለቲካዊ ርእዪት! ኩሉ ንያት ሓብትን ክብርትን ወለደይ ኣብቒዑ ቻው መዳሕንተይ ዝተቐበሪኺ ሃገር ኢልና ሳንጣና ሒዝና ዓድና ክንኣቱ ሓጎስና ወሰን ኣይነበሮን እቲ ሽዑ!! መሰበኒ፡ጀሪካን ፡በራድ፡ኩባያ፡ ቢያቲ ስኮዴላ፡ሽሕ ዘይመልኣ ናቕፋን ፡ናብ ሕሰርት ዓዘቕቲ ሂወት ንወርድ ከምዘለና ኣይተረዳኣናን ቀዳማይ ሞትና እዪ ግን ኔሩ ። ብዘይ ሃገር ክብረት የለን !! ኢልና!! ካልእይትን መራርን ሞት ድማ እንዳ ጸንሐ እንዳጸንሐ ንኹሎ እቶም "ዓድና ዉሰዱና፡ሃገርና ፡ሃገርና" ኢሎም ተመኪሖም ዛኣተዉ ድማ ኣርኪባቶም፡ብስእነት ስራሕ፡ብምህጋር፡ክብረት ብምስኣን፡ብተነጽሎ፡ብጎሒ ፡ደምብዝሒ ፡ስኾርያ መንሽሮ ጭንቅት ወዘተ.... ኣፋንያቶም። !! እዚ ካብ ነጻ ትባሃል ሓገርካ ትረኽቦ ውርደትን ሕስረትን ክኸዉን እንከሎ!! ካብ ዓድጎና ድማ መግለጺ ዘይርከቦ ሰናይን በረኸት ጸጋ ክበርት ዝረክብ ኤርትራዊ ክሳብ ሎሚ ኣብ ዓለም ተበቲኑ ሂወቱ ብሰላም የስተማቕር ኣሎ።
@ሰላምንኹሉወዲሰብ
@ሰላምንኹሉወዲሰብ 5 ай бұрын
እዛ ቻነል ሰዓብታ ዶ ቀይራ ትመስል ጂግና ሃገረዊ መሊኣ ርእይቶ😂😂😂😂
@yesman-cs6fj
@yesman-cs6fj 5 ай бұрын
Ezi samson zibhal wedi kem shnti gemel ni dhrit temlisu ab higdef edu hibu be bi qurub kkk yigerim iyu Asmera kikyid idili alo kulu negratu azeraibiu nab hugdef xeriyo abu entezitisi neru gin no samsom wedy ezi hasb gidfu mibelo neru gigninet nay abou kihdu .
@TeameTekie-o5l
@TeameTekie-o5l 5 ай бұрын
Hamak seb
@sgrbietna374
@sgrbietna374 5 ай бұрын
ኣታ ኣሎ ድዩ እዚ ዕድለኛ ወዲ ርሹን። ሬሳ ኣቦይ ምርካበይ ዕድለኛ'የ ዲኻ ዝበልካ ኣታ ስሑው
@samuelmichael1728
@samuelmichael1728 5 ай бұрын
The brutal mafia group of EPLF they are the same today yesterday and tomorrow
@fitsumfesseha8334
@fitsumfesseha8334 5 ай бұрын
The Most controversial person I have ever known is samson I have Never understand his feelings correctly .
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 5 ай бұрын
It happened to almost all Eritreans. He didn’t just happen to Samsom. Probably is both this people, the interviewer and the interviewee will act like the opposition of the regime instead, their supporter of government have been watching them for a long time. I don’t really watch this two. Reason I’m out.
@erieri2848
@erieri2848 5 ай бұрын
እቲ ጸገም ኮይኑ ደሎ ዋላ ንእሽተይ ሓቂ ናይ ሃገር ናይ ህዝቢ ወይ ናይ ተጋደልቲ እንተተዛሪብካ : በቃ የለኻን ድምጽካ ክዓብሱ ወይ ከጸልሙኻ እዮም ዝጋየዩ::
@gherimahalaley8409
@gherimahalaley8409 5 ай бұрын
Abey zela naxnet eya ata seb abotatna tesewiom ab sidet fah elna alena eska kae ab hagerka kof mibelka 😢😢😢
@dehabamine2322
@dehabamine2322 5 ай бұрын
Hager amxiomlka. Tekalakelela n meselka kea teqales. Kem ezom agame kulu neger bkofka kmexeka aytihlem. Nisika hager nkithiliweka hiwetu zihabes tixerfon tikihdon aleka. ENTAY aynet seb ika, eske qurub hiseb.
@naliru6096
@naliru6096 5 ай бұрын
ንሱ ሕምቀት ናትና እዩኮ ኢልካ ገላዕታ ዋሒድ
@AlemTekle-o9k
@AlemTekle-o9k 5 ай бұрын
😢
@aklilua950
@aklilua950 5 ай бұрын
Higi ewen Tigray Tiser
@dalac_93
@dalac_93 5 ай бұрын
Hankol dero! Entay eya kitsir?
@Solomon-qb7tx
@Solomon-qb7tx 5 ай бұрын
😀😀😀😀😀 nayzis beynu eyu
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 5 ай бұрын
Kab xbukom telkom ykefae srat kgebru nxwuae
@selamnkulu3644
@selamnkulu3644 5 ай бұрын
Eway hawey tedengx entay mo nbokan n hawobokan beliatom eza shifta
@dawithabte2458
@dawithabte2458 5 ай бұрын
Xibuk zereba kibealin kikiberin alewo mealti Natsinet Eritrea.
@AlemTekle-o9k
@AlemTekle-o9k 5 ай бұрын
Wow, I think as a tuber u could learn sooo much from this beautiful human being. U are so wrong for directing hime to unnecessary? ?
@samsonhaile5072
@samsonhaile5072 5 ай бұрын
ፋኑስ አብ ሕማቅ ኩነታት አሎና ዝበልካዮ ንስካትኩም ኢኩም አብ ሕማቅ ዘለኩም እምበር ህዝቢ ኤርትራ አብ ሃገሩ ኮይኑ ነቶም ንስካትኩም ትድግፍዎም ይጭፍልቆም አሎ እቲ ቀንዲ ዘጨንቀኩም ዘሎ ናይ ጁንታ ምርማስ እዩ
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 5 ай бұрын
Klte weslata waga zey blom tray sendiu rhum ay konen mengadu
@negasi2123
@negasi2123 5 ай бұрын
እዚ ወዲ ጥዑይ ኮይኑ ኣይስመዓንን ኢዩ።
@dehabamine2322
@dehabamine2322 5 ай бұрын
Humum sle zkonka eyu, kali aykonen
@MichaeleGhebrehiwot
@MichaeleGhebrehiwot 5 ай бұрын
Donqoro yu:: I think his mental capacity to process information or think critically is poor .
@dehabamine2322
@dehabamine2322 5 ай бұрын
@@MichaeleGhebrehiwot Look he is university educated. If anyone the he is critical thinker. He can see things clearly unlike those who are victims of their own trauma related feelings. Don’t forget isaias has intentionally produce the dumbesr people on earth, especially the young ones (yes I said it! - truth).
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 5 ай бұрын
He said he is lucky that issias give him his dead dad’s body 🤷‍♂️
@dehabamine2322
@dehabamine2322 5 ай бұрын
@@solomonteshagerethiopian6483 He said the he is happy that he got the chance to bury his father. Because we all know that a lot prominent Eritreans just perished without their families knowing what happened to them. It doesn't mean that he is happy for isaias killing his father. That would be mad. And that is why Solomon is fighting isaias and the regime day and night. But the problem is really people like you who can't think clearly.
@eritrean129
@eritrean129 5 ай бұрын
You can try to glorify and docorate it, but it is too late, bro. Regim change
@anmeb6220
@anmeb6220 5 ай бұрын
ስጋኻ ስጋኻ እዩ። ዝገበረ ሕማቕ ይግበር ስጋኻ እዩ። ስለዚ ምስ ቃንዛኻ ተጻዊርካዮ ምኻድ እዩ፡ እዩ ዝብል ዘሎ እዚ ሓውና። ኣስዕብ ኣቢሉ ድማ፡ እቲ ሓላፍነት ናይቶም ሕብረተሰብ ምሉእ ኣልሚሶም፡ ዓዱ ገዲፉ ክሃድም ዝገበሩ ተጋደልቲ ዘይኮነስ፡ ናይቶም ግዳያት ዝኾኑ ህዝቢ እዩ ይብል። ድሂልካ ዘዕበኻዮ ውላድ፡ ተማሂሩ ንነገራት ክልውጡ ምጽባይ ንባዕሉ ድፍረት እምበር ንቕሓት ዝጎደሎ ዓሻ ርእይቶ እዩ። እዚ ሓውና ዕሽው ዝበለ እዩ።
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 5 ай бұрын
ቻርተር ኤርትራ ተኽብር እንተኮንካ ድኣ ቀዳመይቲ ዓንቀጽ 4 ሃገራዊት ባዴራ ኣየነይቲ ኢያ?ካልኣይ ዓንቀጽ 5 ዘለዋ ረአየን ካብኡ ክንርእየካ ባዴራ ዘደዳ እንታይ ሳዓቤን ከም ዘምጽእ
@dreambox26mi-mi
@dreambox26mi-mi 5 ай бұрын
ሰነፍ ን አቦኻ ኮ እታ ዝተቃለሰላ ፋሽሽቲ ውድብ አብ እስርቤት ቀቲላቶ ደንቆሮ እንቃዕ ተጋደለ ሃማም አይትሐፍርን ከማን
@MichaeleGhebrehiwot
@MichaeleGhebrehiwot 5 ай бұрын
Emberrrr hamammmm.
@dreambox26mi-mi
@dreambox26mi-mi 5 ай бұрын
???????
@tesfalemhabtom4170
@tesfalemhabtom4170 5 ай бұрын
ህግደፍ የእዱግ ኣሪጎሙልና ዳበልናስ ዒሉታት ህግደፍ ፈሪኹም። ንገድልን ሰውራን ህግደፍ ካብ ብሃግኩሞስ ፡ ምስ ዓበኹምን ስልጣን ምስሓዝኩን ቀዳሞት ዲክታቶራት ምኾንኩም። 😂😂😂😂😮😮😮
@eritrea4ever1
@eritrea4ever1 5 ай бұрын
Nska eka elu debretsion wedi komal
@tesfalemhabtom4170
@tesfalemhabtom4170 5 ай бұрын
@@eritrea4ever1 መን ይብሉኺ ንስኺኸኸኸኸ ! ህበይ !
@ghebreyesushaile680
@ghebreyesushaile680 5 ай бұрын
እሞ ሓቅኻ ኢኻ ምስዞም መንእሰያት ኣብዚ ጊዝየዚ ዘለዉ ብፍጹም ዘትይትሰማማዕ።ገና ባህርያት ናይቲ ኣብ ሳሕል ዝተወለድካሉ ኢዩ።ዘሎካ።ፍትሒ ምዕባለ ኣብ ብዙሕነት ምእማን ምሳኻ ከምዘይተፈጥት ትነግረና ኣሎኻ።
@aiedahaile495
@aiedahaile495 5 ай бұрын
Lekelaki your dad got tortured by the dictator
@BlueRevolution-j8i
@BlueRevolution-j8i 5 ай бұрын
ዓሻ ጥዒምዎ ኣሎ ዘመድ ዓሻ፡። ዝገርመካ ኤርትራ ኣብ youtube ጥራሕ ኢኻ ክትሪኣ ክትነብር። ኩራዕ ኤርትራዊ ክክክክክ
@naliru6096
@naliru6096 5 ай бұрын
ተጋሩ ኣጸሊልክን ኪድ ናብ ፍናን ንቦትስዋና ስማዕ ወድዛ ጓንቴራ በዞም 900 ኮ ተዋሪድና
@hagostesfamichael9737
@hagostesfamichael9737 5 ай бұрын
Kkkkkkk lomi tefelitka ezi kulu gebenat shaebya kitshin tftin zbeberekas lekas kemeu eyu kitfelt aboka adeka ygadelu aygadelu zegedsena aykonenn nana shaebya ketalit seb eya haradit abokan adekan wun men yfelt kindey seb ketilom ykonu wey wun hasiyom aktilom ykonu ata barya isayas belaei seb
@MM-km5xg
@MM-km5xg 5 ай бұрын
😂😂😂 ስቅበል ወዲ ረሻኒ ደኣ እንታይ ብዛዕባ ኤርትራ ክትዛረብ ሎቅማጽ ወዲ ሸፋቱ ዕምርኻ ዕምሪ ክርቢት ከይትከዉን ኣፍካ ሐዝ ኣብቲ ዘለኻዮ ብሰላም ንበር ኣፍካ ኣክብ
@naliru6096
@naliru6096 5 ай бұрын
ጠራጢ ውጽኢት ቦትስዋና
@eritrea4ever1
@eritrea4ever1 5 ай бұрын
Leklaki wedi syum mesfun.
@dawitye9581
@dawitye9581 5 ай бұрын
ምቅንጃው ገድሊ ኣቤት ሓሶት ወዲ 8 ዓመት እዚ ኩሉ ክርድኣካ
@naliru6096
@naliru6096 5 ай бұрын
ውዕጊን እንዲኻ ናይ ክልልካ ግበር
@mestewalie6479
@mestewalie6479 5 ай бұрын
ኪድ ሀለውለው በጃኹም አስፊሖም ዘይሓስቡ ፍጥረት አይተምፁኡልና ድራዛት
@aklilutemelso5637
@aklilutemelso5637 5 ай бұрын
ሕውስውስ አንታይ ዝብል ዘሎ አንስሳ
@naliru6096
@naliru6096 5 ай бұрын
እንስሳ ስለዝኾንካ እዩ ኩሉ እንስሳ እዩ ዝመስለካ
@dawitye9581
@dawitye9581 5 ай бұрын
ብናትኩም ናይ ኣቦታትኩምን ታሪኽ ርእሰና ክንሓም get the hell out of here Funse network annoying channel
@naliru6096
@naliru6096 5 ай бұрын
ሓፍ ፈጠቕ በል ሐዚ ክክክክ
@dalac_93
@dalac_93 5 ай бұрын
Our history our identity our country! Get the f out here fool
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 5 ай бұрын
Kkkk wedi rushun esur hangol
@dehabamine2322
@dehabamine2322 5 ай бұрын
Nay mewedata zitebalashekha seb ika. Nkitfelit.
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 5 ай бұрын
@@dehabamine2322 እሂ ቲ ከልቢ ናጀርያ ጋል ርሽንቲ ዲኺ ሓሳኽ
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 5 ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒስ ንቆዳሞት እድሕር ሩሹን እንተኢልኩሞም ድኣ ሕጂ በርጌድ ንሓመዱ እዳበልካ ናዓ ምት ትብሎም ዘለኻ ንዓዓቶም ከ እንታይ ኢኻ ክትብሎም?
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 5 ай бұрын
​@@mebrhatueyob9169ታሪኽ ኣቡኡ ዝጠለመ ሳምሶም ብዓሉ ኢዩ፡ ስደት ጢዒምዎ ባርያ ስቕ ኢሉ ውልቃዊ ህይወቱ ዘይመርሕ እንድሕር ክቃለስ ተዘይደልዩ፡
@agarsantos9855
@agarsantos9855 5 ай бұрын
ቆንዳፍ ዓጋመ ኪድ ናብታ ክልልካ 😂😂😂 ትርጉም ሃገር ኣይትፈልጦን ኢኻ
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
01:00
Super Beauty team
Рет қаралды 14 МЛН
规则,在门里生存,出来~死亡
00:33
落魄的王子
Рет қаралды 32 МЛН
إخفاء الطعام سرًا تحت الطاولة للتناول لاحقًا 😏🍽️
00:28
حرف إبداعية للمنزل في 5 دقائق
Рет қаралды 79 МЛН
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
01:00
Super Beauty team
Рет қаралды 14 МЛН