ጀነራል ስብሓት ኤፍረም

  Рет қаралды 241,554

FaNus NetWork

FaNus NetWork

Күн бұрын

Пікірлер: 679
@ራኢና1ትግራዋይመንነት
@ራኢና1ትግራዋይመንነት 6 жыл бұрын
ካሕሳይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ጀነራል ስብሓት ሓቂ እንተኮይኑ ብጣዕሚ ይሓዝን ተስፋ ወዲ ኣግኣዚ ትግራይ ትግርኚ ኢሰያስ ምስ ሕወሓት ተሃላሊኮም ዘይግበር ክገብር ጅግና ጀነራል ስብሓት ናብ ፅቡቅ መሊስዎ ምኒሊክን ሕወሓት ምስ ኢሰያስ ክልተ እሕዋት ፈልዪምና ምኒሊክ ኢድካ ኣይትስኣን
@ሰላምእየዝምነ
@ሰላምእየዝምነ 6 жыл бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ እግዛቢሀር ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ ።so ፋኑሰይይይ ኣጆካ በርትዕ ወገነይ እግዝኣቢሀር ዕድመን ጥዕናን የሃብካ
@wegahtagebrehiwet9751
@wegahtagebrehiwet9751 6 жыл бұрын
Sibhat Efrem jigna Eritreawi eyou long live to him
@Algnigumen
@Algnigumen 6 жыл бұрын
Afihin ziga Koshasha agame Eritrea 🇪🇷 tour indante yale ayasfelgatim viva Eritrean Governors.
@amanandom988
@amanandom988 6 жыл бұрын
General sibhat do general TILMET kinibleka. HIZBIKAN HAGERKAN TELIMKA NI TEMBIENAY KETEGELGIL MERIXKA. Himaq tarik belaeka bzeyegedis. ISEYAS TEKOYNU wagakayu hade jigna ERTRAWI tekoynu WAGAKA EYU HIBUKA. SELAM BELOM NIKULOM TELAMAT KEDAAT HIZBOM ZEWAREDU ZEXNETU ABGEHANEB ZIREKEBKAYOM. TESFA NIGEBIR KEMZEYTIMILES.
@hagereyzibeletezekiruyineb3244
@hagereyzibeletezekiruyineb3244 6 жыл бұрын
"ኩሉ ትዝርግሖ ብደቂቅ ይከታተሎ ኢየ ብጣዕሚ ክኣ ኣድኒቀካ ቀጽሎ ከማካ ይብዝሑ ዓቢ ሓው,ርሑስ ሓድሽ ዓመት፡ፍትሒ ዝነግሰላ ዓመት ትግበረልና ኩቡር ብጻይ FaNus NetWork.
@weletuzekrinebsey5166
@weletuzekrinebsey5166 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@amankiflat323
@amankiflat323 6 жыл бұрын
We want people like you to be strong and to be healthy. We love you brother. People like you are missing us
@mytigraylove9621
@mytigraylove9621 6 жыл бұрын
ነቲ ሂወቱ ዝሓለፈ እግዚአብሔር ነብሱ ይምሓሮ ንጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ፅቡቅ ዜና የስመዐና እግዚአብሔር!
@amankiflat323
@amankiflat323 6 жыл бұрын
I almost love each and every one of your news will go on like this man's man's brother will be strong and the fear you do not have to fear we are with you brother
@merihasmera9373
@merihasmera9373 6 жыл бұрын
ጽቡቅ ዘረባ እዩ ነቲ ሞይቱ ዘሎ መንግስተሰማያት የዋርሶ ንጀነራል ስፍሓት ኤፍሬም ከኣ የቅልለሉ እንዳበልኩ። ኣነ ዝብሎ ግን ህዝቢ ኢና ነብስና ወጺዕና ተቃዋማይ ኩን ደጋፋይ ሓደ ሂወት እዩ ዘለና ኣብዚ ግዜ ዙይ ኩልና ቆሪርና ንነብር ኣለና።ኣብ ስደት ካብ ንፈትዋ ኣደና ካብ ንፈትዋገዛና ካብ ንፈትዋ ሃገርና ካብ ንፈትዎም ስድራን ገለን ተፈሊና ኣብ ኮቦርታ ናይ ጸዓዱ ተሸጒጥና ጥንቅልዒት ንሸይን ኣለና ናብ ነብስና። እዙይ ዝኾነሉ ከኣ መሰረት ስለ ዘፍረስና እዩ።ክስቶ ተኣሲሩ ኣጽቅጥ ሓደ ናይ ከምዙይ ሓላፊ ተኣሲሩ ኣጽቅጥ።ምኒስቴራት ተኣሲሮም ኣጽቅጥ።ጉጅለ 15 ተኣሲሮም እሞ ፍርዲ ከ ቀሪቦምዶ ዘይብሃሎ ኣጽቅጥ ።ህዝቢ እንቋቁሖ እንተኾይኑ ደኣ ጀነራላት መዲኦም ቦጦሎኒ ክበጽሑ እዮም ገና ። በጃኹም ስለ ሃገር እቶም ደገፍቲ እስኪ ደሓን ደግፉ ሞ ጽቡቅ ግን ኣብ ዴሞክራሲ ዓዲ ኮይንኩም ኮ ዴሞክራሲ ተኸሊእኩም ብንሶም ዝብልዎ እምበር፡ብሓሳብኩም ዘይትኸዱ ብዝሓት ኢኹም ።ሕልናኹም ዝረትዐኩም ብዝሗት ኢኹም ንምንታይ ።ኣረ ምስ ሕልናኹም ተዓረቁ ሰላም ክትድቁሱ ።ንስኻትኩም ኢኹም ክትፈትሕዎ ትኽእሉ ንብዓት ናይ ኤርትራዊት ኣደ።ኣደ 360 ኣዴታት ኤርትራ ኮ ክሳብ ሕጂ መንዲል ናይ ሓዘን ኣየውረዳን ኣለዋ።ንምንታይ ሬሳ ደቀን ኣብ ሳንዱቅ ከም ክዳን ተዓጺፉ ንዓመታት ሓመድ ኣዳም ኣይረኸበን ክሳብ ንቡር ዝረክብ ናይ ሓዘን መንዲል ኣብ ርእሳ እዩ ዛ ኣደ እዚኣ ስለዚ ዛ ኣደ እስምዚኣስ ምስ ሕልናኻ ኣይተጋናዝባን ዶ ኣደኻ ኣይኮነትን ድያ። በጃኹም ታሪኽና ንሱ ኣይኮነን ንረዳዳእ።ሕጂ ውን እዚ ናይ ቆልዓ ዘረባ ገዲፍና እዚ ናይ ወዲ ኤፍሬም ዝብሃል ዘሎ ትኽክል ተኾይኑ። በደሉ ታይ እዩ መን እዩ ቲ ፈተነ ኣበጊሱዎ ምፍላጥ ይድሊ። ምክንያቱ ኣብዚ ሕጂ እዋን ተሪሩ ጸቅጢ ገሩ ይብሃል እዩ ።ሕጂ ክቀትሎ እተዘይ ኮይኑ እምበር ኣሲሩ ኣብ ቲቪ ኸ ታይ ኢሉ ከሕልፎ ።ግን ከኣ ምስ ሕዋሓት ዶ ይብለን እወ ንቅበሎ ከኣ።በዝኾነ ህዝቢ ኤርትራ ሓደ ኹን ሓደ ንባዕሉ ዝበደለ ህዝቢ እዩ።
@ዘመነሉቃስ
@ዘመነሉቃስ 6 жыл бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ጋዜጠኛ ካህሳይ ነስድራ ቤቱ ጽንዓት ይሀቦም ኢሰያስ ፀቢባቶ አላ ብፈተውቱ አዩ ድጅምር እንካእ ብጀነራላት ተጀመረ ንሕና ውን ክንስእቦም አለና ኤርትራ ብህያብ ድምፀት ሀገር አይኮነትን ብክቡራት ጀጋኑ ስውአት ደቃ መስዋእቲ አያ መጺአ !!!!!!፣!!፣
@FaNusNetWork
@FaNusNetWork 6 жыл бұрын
ናይ ብሓቒ ጸጋ ሓፍተይ። ጽቡቕ መልእኽቲ እዪ።
@yemsgenfetari9028
@yemsgenfetari9028 6 жыл бұрын
Welcome my brother ❤❤❤❤❤
@sabasemere3573
@sabasemere3573 6 жыл бұрын
Hesewti akilkum tebahle ktblu ktnebru kbau aywxkum tulquyat
@brhanetsegay7583
@brhanetsegay7583 6 жыл бұрын
ሱቅ በል ዓጢነ
@ዘመነሉቃስ
@ዘመነሉቃስ 6 жыл бұрын
@@brhanetsegay7583 እቲ ፍልጠትካ ፀርፊ አዩ ናይ መጨረሻ ድወረደ ሰብ ተግባራት እዩ
@berhaneghebremeskel5622
@berhaneghebremeskel5622 3 жыл бұрын
ጀነራል ስብሓት ኤፍረም ከማን ኣይትብልን እዩ ዝበሃል ዘንጢልካ ኣይትጸወዓዮ ነፋጥ ዓጋመ
@raesieskyas6217
@raesieskyas6217 6 жыл бұрын
ክቡር ሓው ጽቡቅ መረዳእታ ህብካና። ንጋዘጠኛ ካሕሳይ መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ፡ ንስድራቤቱን ፈተውቱን ከኣ ጽንዓት ይሃብኩም።
@abrhethabtemariam2359
@abrhethabtemariam2359 6 жыл бұрын
ጸሎት ፍቅሪ ናብ ኢየሱክርስቶስ ምጽጋኣን ንኡኡ ምልማን ንሱ ኩሉ ዝክኣል ኣምላክ ኢዪ ሃደራ ዞምደቀይ መታን ሰላም ክህበና ብዝወጻእናዮ ከይንተርፍ ሃደራ መርገም ንረጋሚኡ ከም ዝባሃል ኣይትራገሙ ኣይትጻረፉ ኢዚወዳሃንኩም ጎይታ ኢየሱስ ይባርኩም ብሰላም ደማ ንሃገርኩም ይምለስኩም
@solomunhaile774
@solomunhaile774 6 жыл бұрын
Wedi abeyti wedzom kburat agziabher Amlak adamen tanan yhabeka 🙏🙏🙏
@belae7107
@belae7107 Жыл бұрын
ኣብ ዕዳጋ ሓሙስ ማስቲካ ይሽቅጥ ኣሎ ኣሎ ሙቹፔ ግን ምስራሕ ከሊኤሞ ጽንዓት ይሃብካ ጀነራል ኢልካ ምጽዋዕካ ንጽፍዓት ዝግቦኦ ኢዩ ረኺቡ እቲ ካብቶም ቀንዲ ን ብባርነት ህዝብና ዝሕጎስ ንሱ ኢዩ
@philipastrophysicist1039
@philipastrophysicist1039 6 жыл бұрын
EPLF as the organisation had prominent military commanders who were chief architectures of successful battles. Some of them were Ibrahim afa Petros Solomon Okbe abraha Sibhat efrem Berhane gherezigher Mesfin hagos Berhe tsada Ali ibrihim Isayas tewldebran (wedi flansa). Those are from highly ranks ,but of course there are from middle ranks. Almost all of them are either imprisoned or martyrs or exiled except sibhat efrem. Betrayal was started long time ago .
@abrhethabtemariam2359
@abrhethabtemariam2359 6 жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ ይብዛሃልኩም ቡሩካት የህዋተይ ነቲ ዝሞተ ሃውና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንጀነራል ስብሃት ምህረት የውርደሉ ኣነ ግን ሃደነገር ክብለኩ ዘይመውት ሃደ ኣምላክ ንሱ ኡካ ንኣና ከድህን ካብሰማይ ወሪዱ ኣብ መስቀል ተሸንኪሩ ንምድሃና ስለዚ ንሰብ ሞት ኣይንመነ ዳሃር ደማ ሕማቅ ዘረባ ጽያፍ ኣይንጽሓፍ ንኣና ሓጥያት ኢዩ ኣምላክ ከፈርደና ኢዩ ጀነራር ስብሃት ግን ትሑት ሰብ ኢዩ ሞትእትምነየሉ ሰብ ኣይኮነን ከም ኣደኩም ከዛረበኩም ንአሪትረያ ዘድልያ
@ጎላጉልትግራይ
@ጎላጉልትግራይ 6 жыл бұрын
መንግሰተ ሰማየ የዋረሰ ነጀነራል ኤፍረም ድማ ምሕረት የዉረዱ
@likezeylmncommentereye7057
@likezeylmncommentereye7057 6 жыл бұрын
Wesadiu eba ygbero
@semharyemane5047
@semharyemane5047 6 жыл бұрын
@@likezeylmncommentereye7057 neakhan nmuluie sdrakha zwesd ygbero ieba gahaf
@likezeylmncommentereye7057
@likezeylmncommentereye7057 6 жыл бұрын
@@semharyemane5047 sekti galtom resahat hgdef bsenkom kea tesedidki tkdimi thli kelbi areb beay txarefi sdray abey tfeltyom ms azerarbaki tfie hgdef wahid gal sbhat golfo
@meronmeles5602
@meronmeles5602 6 жыл бұрын
Kabzi mebzahtiu Comment zembebkwo natka zihashe Himak zigebereka xibuk eka timneyelu
@foyoriteame4054
@foyoriteame4054 6 жыл бұрын
ኣንታ መንግስቲ የብልናን ክንብል ዩ ክንብል ዝግበኣና በዓሉ ሊኢኩ ዩ ካ ዘጥፎኦም ሉኡካት ናይ መንግስቲ ብሓደጋ ምክኒያት ኢሎም ይዛረብሉ ካኣ ኩላትና ንፈልጦ ኢና
@rodaeritreanmedia2141
@rodaeritreanmedia2141 6 жыл бұрын
ኣነ ከኣ ካልእ ሓበሬታ ትህብ መሲልኒ እምበር ፣ ነዚ ምኽሪ ድኣ ካብ ቆልዓ ንረኽቦ ምኽሪ እንድዩ
@kerenb6757
@kerenb6757 6 жыл бұрын
President Isaias afewerki king of the. kings.game is over.
@habtaitesfagaber6905
@habtaitesfagaber6905 6 жыл бұрын
ኣሓ ኣበይ አሞ ዘይ መዉት ንሕና ጥራይ ዲና ድኣ ክንህረም ነዚ ዝሓረምካ ስብ ጅግና ናይ ጅጋኑ ነቲ ዓሻ ኽኣ ክም ናይዚ የርአየና ኣንታ ፍጣሪ ሎምስ ግዲ ሰደትና ቀብቅዕ አዪ መስለኒ
@lulitefyante7719
@lulitefyante7719 6 жыл бұрын
ዓለም ጎዶሎ ንካሓሳይ ውን ኣሪኪባቱሉ።ነባሪ ታሪኽ እንበር ነባሪ ሂወት የለን።መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ my favourite artist in ኳና
@teameghebreab6253
@teameghebreab6253 6 жыл бұрын
Anbesa ezi hawey ab haqi regixka xbuq. Medeb teqrb aleka.Thanks qexlo.Kab fetawikan Teketatalikan
@issacmedin1731
@issacmedin1731 5 жыл бұрын
Excellent comment! The secretive government benefits from this character. A failed government is always secretive for good things. His doom is inevitable. This will happen at God's time. And let's wait patiently to happen.
@lidyashkor8829
@lidyashkor8829 6 жыл бұрын
ንኢሰያስ ዝሐሰብዋ ጥይት እያ ብጌጋ ንስብሐት ሃሪማቶ!!!!! ፅባሕ ክአ ሞይቱ ይብልዎ :; እንተሞተ ከማን አብ ዐዱ አብ መሬቱ ምስ ስድርኡ ክንደይ ሳህራን ባሕርን ዝሞተ ክንደይ ስድራ ዘይቐበፁ አለው;:ይሙት ማለተይ አይኮነን ግንሲ ዝገደደ ኽአ አሎ ማለቴይ እየ ሰሰናዬ ንደቂ ERE
@henokzion7226
@henokzion7226 6 жыл бұрын
U r bado 3 leba
@tesfaxbah5442
@tesfaxbah5442 6 жыл бұрын
Lidya shkor gerimki do bzaba hlfnet zelewo seb ente tezaribom hlfnet zwesedu eyu zmeslom enber bzaba ezom ab libya zsakeyu zelewu ahwatna habirna ente nzarebs kedem haliflna mhalewe hmak zemen
@ahmeddinsaleh6276
@ahmeddinsaleh6276 6 жыл бұрын
Lidya shikor Aytibke indyu zebkiyeni zelo kiblu khelewu yezekhakhreni khoynu imber bzehzn guday nay Eritrawian kindey nibeAt adetat zeyfesese .
@johnrasta1533
@johnrasta1533 6 жыл бұрын
ኣሰይ ተወሊዓ ፋኑሰይ ተወሊዓየ ኣሰየ ኣሰና ኣሰየ ኣሰና ኣሰየ ኣሰና እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልበይ ዚሒላ ሻዕውያ በብሓደ ክጠፍኡ ኢዮም እዋይ ፈጣሪ ጡዑም።
@valerieduterme5744
@valerieduterme5744 6 жыл бұрын
kab wshti eritrean eye zxhfelkum zeleku shgut deliye neyre bejakum information habuni baeley ketfo eye bejakum please
@elhamabdella4339
@elhamabdella4339 6 жыл бұрын
Zifetwo artist ohhh my God!!!!
@ፍትሒይደሊኣለኩ
@ፍትሒይደሊኣለኩ 6 жыл бұрын
ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ
@FaNusNetWork
@FaNusNetWork 6 жыл бұрын
ክብረት ይሃበለይ ሓወይ ናተይ። ኣዚየ የመስግን ።
@MoneyHunter-st2gv
@MoneyHunter-st2gv 6 жыл бұрын
ሐሶት ክፍልፍል ማለትካ ድዩ?
@אתהא
@אתהא 6 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@isayaszewoldi1967
@isayaszewoldi1967 6 жыл бұрын
ኣብ ሓሶትን ምጥቛስን ማለትካ ድዩ?
@ፍትሒይደሊኣለኩ
@ፍትሒይደሊኣለኩ 6 жыл бұрын
Isayas Zewoldi ሕማቅ ኣይትዛረብ ሕማቃት ከይረክቡካ ሓወይ
@adinabdu7354
@adinabdu7354 6 жыл бұрын
ጋዘጠኛ ካሕሳይ ፈጣሪ ይቀበልካ
@FaNusNetWork
@FaNusNetWork 6 жыл бұрын
ኣመን ኣመን እወ
@kenewetina
@kenewetina 6 жыл бұрын
Rest in peace!!
@esayastelepastepop1925
@esayastelepastepop1925 6 жыл бұрын
Adenauer Abdu
@selamtesfay6846
@selamtesfay6846 6 жыл бұрын
Selam neaka yekun
@selamtesfay6846
@selamtesfay6846 6 жыл бұрын
Zekeberka hawey
@sames6644
@sames6644 6 жыл бұрын
- ጀነራል ስብሓት ኤፍረም ብለይቲ ሓመድ ኣዳም ለቢሱ። ሰላማት ደቂ ኤረ ቅድሚ ናይ ስብሓት ኤፍረም ምግላጸይ እቶም ኩሎም ናይ ህግደፍ ኣባላት ነውስወከፎም ናይ ስብሓት ኤፍረም ፕሮፋል ኣብ ገጻት ፈይስ ቡክ ክገብሩ ብመደብ ብትእዛዝ ኮነ ኢልካ ሙካኑ ሕብረተሰብ ንምድንጋር ኮነ ኢልካ ዝግበር ዘሎ እዩ ። ጀነራል ስብሓት ኤፍረም ዝኣክል ተሃሪሙ ከብቅዕ ኣበይ ኣሎ መንከ ሃሪምዎ ስለምንታይከ ክግለጽ ዘይተካእለ ፡እቲ ውዲት ባዕሉ ኢሰያስ ስለዝገበሮ ጥራሕ እዩ፡ ጀነራል ስብሓት ኤፍረም ቅድሚ ምህራሙ ቅድሚ ሰሙን ኣብ ኣኼባ ናይ መሪሕነት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ንወዱ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ኣብቲ ኣኼባ ምስ መጸ ኣብ ውሽጢ ኣኼባ ስብሓት ኤፍረም እንታይ ኢካ ትገብር ዘለካ ምስ በሎ ፡ኢሰያስ ኣፈወርቂ ንስብሓት ኤፍረም ኣይመለሰሉን ፡ስብሓት ኤፍረም ከኣ ኣኼባ ረጊጹ ወጽዩ ድሕሪ ሰሙን ነዛ ስርሒት ስብሓት ኤፍረም ከምዝህረም ስምኡን ገ/ድንግል ምስ ኢሰያስ ኣወሃሂዶም ከም ዝህረም ገይሮሞ፡ ሃራሚኡ ከኣ በሪሁ ዝበሃል ወዲ ጽልማ ጋርድ ናይ ኢሰያስ እዩ። ጀነራል ስብሓት ኤፍረም ማህረምቱ 100% ክድሕን ከምዘይክእል ምስ ኣረጋገጹ ንዱባይ ከምስሉ ባዕሎም ከምዘይገበርዎ ወያነ ከምዝገበረቶ ከምስሉ ዶብ ናይ ዛላንበሳ ዓጽዮሞ፡ ኣብዚኣ ኣስተውዕሉ ሰራዊት ናይ ኤትዮጵያ ካብ ዶብ ንክወጽእ ህዝቢ ትግራይ ክትወጹ ትኩሉ ኢኩም ብረት ግን ኣይትወድዎን ኢኩም ንሕና ስግኣት ኣለና ካብ ሻዕብያ ኢሎም ጠጠው ምስ ኣበልዎም ኢሰያስ ተጋይዩ ዶብ ሑሞራ ከፊትዋ፡ ስለዚ ኣብ ማህረምቲ ናይ ስብሓት ኤፍረም ወያነ ነጻ ኮይኖም ኣለዉ ማለት እዩ፡ ስለዚ ስብሓት ኤፍረም ንክህረም ኢሰያስ እዩ እቲ ጠንቂ ። ስብሓት ኤፍረም ንዱባይ ክከይድ እንከሎ ኣብ ሆስፒትስል ናይ ዱባይ ከይበጽሒ መይቱ ነይሩ ፡ንሰበይቱ ኣብ ኢምባሲ ገዛ ሂቦም ካብ ሕብረተሰብ ኤርትራ ካብ ቡጾቱ ዘረባታት እቲ ጠንቂ ንከይፍለጥ ኣብ ዱባይ ንበይና ነጺሎም ምስ ሰብ ከምዘይትራከብ ገይሮማ፡ ሪሱኡ ካብ ዱባይ መሊሶም ኣብ ኣስመራ ኣብ ሆስፒታል ሓይሊ ኣየር ሓቢኦሞ ድሕሪ ምጽናሕ ብለይቲ ወሲዶም ኣበይ ከምዝቀበርዎ ኣይፍለጥን፡ኣብ ደገ ከኣ ሰብ ንከይሓትት ኣባላት ህግደፍ ስብሓት ጅግና, ሓውዩ ተመሊሱ, ኣብ ኣስመራ ኣሎ,እንዳበልካ በዛ መርዛም 03 ይጋዋሕ ኣሎ። ስብሓት ዕጫ ጲጥሮስ ሰለሙን, ዕጫ ናይዝጊ ክፍሉ,ዕጫ ዓሊ ሲዒድ ዓብደላ, ታራ ስብሓት ኤፍረም ከኣ ብግብሪ ኩላትና ሪኢናያ፡ካብ ናይ ስብሓት ኣማውታ የድሕነና ከም ኣብ ሩባ ዝመተት ኣድጊ ብለይቲ ሪሱኡ ክብሪ ብዘይብሉ ብውርደት ሒነ ናይ መንካዕ ኢዱ ረኪባቶ፡ፈታዊ ኢሰያስ ጽቡቅ ነይፍደ ። ዝከበርኩም የሕዋት እቲ ዝገርመኩም እቲ ሕጂ ዘሎ ናይ ኢሰያስ ኣካይዳ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብጀካ ብ/ጀ ኣብርሃ ካሳ ብ/ጀ ስምኦን ገ/ድንግል ኢሰያስ ኣበይ ይሓድር ኣበይ ይውዕል ዝፈልጥ ወላ ሓደ ሓላፊ የለን፡ ብሙሉኡ ኣሰራርሓ ወይርዎ እዩ ኩሉ ነገር ብደብዳቤ እዩ ናይ ሚሊታርይ ይኩን ናይ ሚኒስትሪ ይኩን ብደብዳቢ ገይሮም ናብ ኣብርሃ ካሳ ካብ ኢሰያስ ብ ኣብርሃ ካሳ በዞም ክልተ ሰባት እዩ እቲ ስራሕ ዝካየድ ዘሎ ክገይሽ እንከሎ የማነ ገብርኣብ (ማንኪ) ሳልሕ ዑስማን የሰንይዎ እንተዘይኮይኑ ኣብዛ ሰዓት እዚኣ ክህረም ከምዝክእል ፈሪሑ ኣበይ ይውዕል ኣበይ ይሓድር ማንም ሰብ ኣይፈልጥን እዩ፡ ገለ ዓዲ ሃሎ ይብል ገለ ባጽዕ ይብል ማንም ሰብ ግን ኣይፈልጥን እዩ ፡ጀነራላት ወረቀት ሒዝካ ዞክ ዞክ ናብ ኣብርሃ ካሳ እንተዘይኮይኑ ወላሓንቲ ዝፈልጥዎ ነገር የለን ፡ ከም ሰብ ከማን ክሪኦም ኣይደሊን እዩ ዘሎ እዚ መንደላይ ተመን ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣካይድኡ ቀይሩ ኣሎ ፡ስለዚ እዞም ደገፍቲ ህግደፍ ስብሓት ጅግና እዩ ስብሓት ኣስመራ ኣሎ ትብሉና ዘለኩም እልፊ ደቂ 40 ኣብ ገጻት ናይ Face book ያኢ ቀደም መሲሉኩም ፖለቲካኩም ከም ህንጻ ናይ ባቢሎን ከምዝፈረሰ ኣይተረደኣኩምን ፡ዘበነ ኤንፎርመሽን እትረፍ'ዶ ሚስጥር ናትኩም ሚስጢር ናይ ፒንታጎን ከይተረፈ ዝሕባእ ኣይኮነን፡እንተ ኮነ ካብ ስብሓት ኤፍረም ጅግና እዩ ካብ ምባል እንታይ እዩ ኣጋጢምዎ ስለምንታይከ ዘይግለጽ ኣበይከ ኣሎ ምባል ምሓሸኩም ፡ሓደ ሙሉእ ጀነራል ክብሪ ዘይብሉ ብለይቲ ተወሲዱ ምስ ኣድጊ ድዩ ምስ ከልቢ ተቀቀቢሩ ዘይፍለጥ ስብሓት ተጋሒፉ። በብሓደ ነቶም ተሪፎም ዘለዉ ከተርክቦም ሙካና ኣይጠራጠርን እየ ፡ ንሱውን ኢሰያስ ባዕሉ ምስኦም ከብቅዕ እዩ ፡እታ ትገርመኒ ግን እዞም ኣብ ደገ ንድግፍ ኣለና ትብሉ ብፍላይ ኣብ Face book ,ኣብ paltak ,ኣብ ሑቡእ ኣኪባታት መጋበርያ እዚ ስርዓት ኣንድነት ኮይንኩም ዘለኩም መብዛሕትኩም ናይ መንነት ቁሉውላው እዩ እቶም ገለ ኤርትራውያን ግን ጽባሕ ኑጉሆ ብሃገርን ሱዉኣትን ክሕደት ተሓተቲ ኢኩም ዋጉኡ ከኣ ከቢድ እዩ ።
@ጉንብኣንፍረ
@ጉንብኣንፍረ 6 жыл бұрын
ጋዘጠኛ ካሕሳይ እዚግኣብሄር ኣብ ግነቱ ይስፍርካ
@almazgiday9935
@almazgiday9935 6 жыл бұрын
መግስቲ ሰማይ የዋርሶ ንቤተሰብ ፅንዓት ይሀቡኩም
@mass-media6445
@mass-media6445 6 жыл бұрын
ብስብሓት ኤፍረም መጅማሩ ጽቡቕ እዩ ቀቲሉዎ ኔሮ ተትኾውን አዚዩ ዝሓሸን ሽም ዘለዎ ጅግንነት ምኾነ። እዚኸ ናይመንከ ኮይኑ በርቱዑ ትረሩ ጻማ ስዋአትና ጀጋኑ ክንትኮኦ ኢና።
@yonasnegash8346
@yonasnegash8346 6 жыл бұрын
You are smart man.99%
@FaNusNetWork
@FaNusNetWork 6 жыл бұрын
Thank you for your kind words Yoni brother.
@EfremEseyas
@EfremEseyas 6 жыл бұрын
Hgdef medef
@tsgeredahaila2789
@tsgeredahaila2789 6 жыл бұрын
Mezmer
@ፍቅርንሓልዮትንእዮምኣዝማ
@ፍቅርንሓልዮትንእዮምኣዝማ 6 жыл бұрын
እዉይይይይ ነዚ ጋዜጠኛ ካሕሳይ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራ ከኣ ጽንዓት ይሃቦም ኣብ ኳና ድራማ ክትርኦ ከላ ኣደይ ካብ ኩሎም ንዕኡ ብዝያዳ እያ ትፈትዎ ነይራ
@ሳምራዊተይኤረይኣዝማሪኖ
@ሳምራዊተይኤረይኣዝማሪኖ 6 жыл бұрын
ጀነራል ስብሓት ካብቶም ሓያላት ዝብሃሉ ጀነራላት ናይ ዓለምናዩ ኣብ ሑጻ ካርታ ዝሕንጽጽ ብዘይካ ጀነራል ስብሓት ተራእዩ ኣይፈልጥንዩ
@TemesgenHadgu-o9h
@TemesgenHadgu-o9h 6 жыл бұрын
ሳምራዊተይ ኤረይ ኣዝማሪኖ 😂😂😂 kem Eritreawi ab alem mlue zewet zeywle do 😂😂
@rabababamrabababam5500
@rabababamrabababam5500 6 жыл бұрын
ሰምራዊተይ ወዮ ትኣምንዮ ኢሰያስ ከም ቡዳ ብ ጊሉኡ ማለት ባርዩኡ ብስብሓት ጀሚሩ ስብሓት ጎልፎ
@ኤልሲኦርቶዶክሷኤልሲየኦር
@ኤልሲኦርቶዶክሷኤልሲየኦር 6 жыл бұрын
ሳምሪ ናይብሓቂ ዝፈልጦ ይፍለጦ እዩ
@deresmehreteab6794
@deresmehreteab6794 6 жыл бұрын
ohh Really ርግጸኛ ዲኪ እታ ካርታ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ስኢልዋ ከይከውን ። ዕሉል ገበነኛ ሙካኑ ከ ጽሒፉ ዶ።
@yenaszekariaskosaterewedis5310
@yenaszekariaskosaterewedis5310 6 жыл бұрын
Game over siphat Efrem
@erisweet1532
@erisweet1532 6 жыл бұрын
FaNus our solidarity wellcame....wedi Eri
@jeganewyehwatna8040
@jeganewyehwatna8040 6 жыл бұрын
Isaias Ms Ethiopia 🇪🇹 zgebro zelo Nzqamo Kexnet Jemerew alo 😭
@drwizy8779
@drwizy8779 6 жыл бұрын
Jeganew yehwatna!!! fili dika ata hahaha
@rihannaomer200
@rihannaomer200 6 жыл бұрын
kezabat hesewutiy Lefulafiy dukala nay weyane eika nusuka eseyas moutu eilukum buzuhu giziya muhusaw weyana amelukum eiu beja wediy efurim nubaluka Yagubero kezabat meshamushe
@eddiecremonesi7668
@eddiecremonesi7668 6 жыл бұрын
Thanks for your clear messages and investigation. Kemaka yebzhyom .
@FaNusNetWork
@FaNusNetWork 6 жыл бұрын
Wow thank you Naod hawey for your feedback and encouragement. That means a lot to me. I really appriciate that. Thanks u brother.
@lieberkampfendsterbenalskn8480
@lieberkampfendsterbenalskn8480 6 жыл бұрын
ኣታ ዓቢ ሰብ ወላሓደ መልእኽቲ ኣይሰማዕኩልካን ወይስ ናብ live መእተዊ ኢኻ ተጠቂምካላ ክላዋእእእእእእእእ ተባላሽኻ
@senaitsolomun6527
@senaitsolomun6527 6 жыл бұрын
ፋኑሰይ ሐወይ ሰላምን ጥዕናንን ይምነየልካ አብ ሂወትካን ስራሕካን።
@SemiraAsliFach
@SemiraAsliFach 6 жыл бұрын
well came wedi hizbi unqa biselam mexaka
@harerta20088
@harerta20088 6 жыл бұрын
ንጋዜጠና ካሕሳይ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ እንተ ናይ ገነራል ስብሓት ግን ሓደ ነገር የፍርሃኒ ምክንያቱ እቲ ንምከሓሉ ጅግና እንተ ተሰዊኡ ጅግንነት ዩ። ከምቶም ዝሃለፉ ጀጋኑ ስሙ ከየበለሽዉ እሞ ንህዝቢ ዘየለ መልእክቲ ከንገር ንፈርህ።
@samizambada
@samizambada 6 жыл бұрын
ስብሓት መንግስተ ሲኦል የዋርስካ........
@gualasmara7770
@gualasmara7770 6 жыл бұрын
OHhhh !!Kahsayyi Rlp bro
@ፍቅሪመንገደይ
@ፍቅሪመንገደይ 6 жыл бұрын
Well come fani hawey rhus hadish amet ygberelna deqi erey shekakur
@FaNusNetWork
@FaNusNetWork 6 жыл бұрын
Joni hawey ahbiru. Ruhus Hadish amet. Amet selam, amet miti'ekikab yigberelna.
@ፍቅሪመንገደይ
@ፍቅሪመንገደይ 6 жыл бұрын
@@FaNusNetWork ajoka ab godnka alena kebirka akibrkana eka mo qexlo fani hawey
@weletuzekrinebsey5166
@weletuzekrinebsey5166 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@shabaymender9126
@shabaymender9126 6 жыл бұрын
Since ISAIAS Afeweeki is on Power , more Worst things can continuing
@belaytesfay2085
@belaytesfay2085 6 жыл бұрын
President Isaias is one of the best leaders in Africa & the World...
@GualEri13
@GualEri13 6 жыл бұрын
May 24 , 1991 Agame 👎👎👎👎👎👎
@shabaymender9126
@shabaymender9126 6 жыл бұрын
@@belaytesfay2085 a Dictator Leader can Never be a best at all !!!!!
@shabaymender9126
@shabaymender9126 6 жыл бұрын
@@GualEri13 ክሳብ ሞዓስ ኢኺ ምስ ድንቁርናኺ ክትነብሪ ? ጽቡቕ ወገን ናይ ዲክታቶር ኢሳይያስ ክትነግርኒ ዶ ምኽኣልኪ ፧? ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሓቂ ሒዞም ንዝብድህዎ ጀጋኑ መቓልስቱ ክድዕት ኢሉ ያኣስር ፡ ከማኺ ኺኮራኩር ኣስይያስ ክኣ ዕቕሚ ስለዘይብልኩም ዓጋመ ኢልካ ምጽላም ያ ዓቕምኹም ።
@seektruthtobefree6714
@seektruthtobefree6714 6 жыл бұрын
@@shabaymender9126 Why should you care whether President Isaias is dictator or not. Let the Eritrean people who are armed to the teeth worry about it.
@sameyu8552
@sameyu8552 6 жыл бұрын
Kemowet yeblun wa 😭
@mariabro8432
@mariabro8432 6 жыл бұрын
kmewit zeykone ksinkill u zelewo senkilu u kea zi telam hgdefff baluuu
@sameyu8552
@sameyu8552 6 жыл бұрын
@@mariabro8432 ok
@mariabro8432
@mariabro8432 6 жыл бұрын
+///ሰላም Enterhtemet doo men diu kend hasawin nay esyas ksab tmali nay Wedi Ali srhittt zefshel foshlakk hasawiiii beafu u jigna tegbaru gin mekabirr u ok ab kulen n esyas nimiwradd ztehasbee srhittt Efrem hasawi u afshilwomm ok hji kea kedimkaa n efremm miktal bdhriu n esyas u ti mesrhhh bealzi kileyuuu u zelewoom
@sameyu8552
@sameyu8552 6 жыл бұрын
@///ሰላም Enterhtemet haki yehabka❤
@arfil5587
@arfil5587 6 жыл бұрын
@@mariabro8432 , 😎 kemu dikum thasbu zelekum, reasi knfz wahid. bel aythsebo edmeka tray eka ktwdea
@zareeri5887
@zareeri5887 6 жыл бұрын
ክቡር ሓዉና ብትህበና ሓቢረታ ብጣዕሚ የመስግነካ ኣብጎድንኻ ኣሎኹ ኣብዛ ሃገረ ሆላንድ ብዝኾነ ክብሎ ደሊየ ዘሎኹ ህግ ወይ ህዝባዊ ግምባር እኮ ብዙሕ ኣፍልጦ ይብለይ ኩላትና ከምንዕዘቦ ግን ጀነራል ስብሓት ኤፍረም ሓደ ካብቶም እሙናይ ናይሰዉራ ብዓል ስልጥን ኢዩ ብዙጅ 03 ኣብህዝብን ኣሃዱን ደራሳይ ኢዩ ካብዝፍለጠኒ ጥራሕ ካብ ጅ 15 'ሞት ሳምሶምን ወዲቀሺን ነጋዶ ስሪሒት ወዲ ዓሊ ብዝሒ ስግረዶብ ዝተፈላለየ ንህዝቢ ኤርትራ ኣብሓሸዉየ ዝንብርዎ መራሕቲይ ክብሎ ይደፍር ከምጦዝብተይ ፧?
@ከምዚኢልካስናብራኣይኮነን
@ከምዚኢልካስናብራኣይኮነን 6 жыл бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንኣቦና ኻሕሳይ ንድራቤቱ ኸኣ ጽንዓት ይሃቦም
@kokobtemelso5204
@kokobtemelso5204 6 жыл бұрын
Wow entay keltifu arigu sad ane ayelelekuwon nere sad rip
@ሰብደየለይ
@ሰብደየለይ 6 жыл бұрын
ካብ ኣቡኡ ኢሰይያስ ኣፎወርቂ ብዝተዋህቦ መምርሒ መሰረት ብምግባር ኣብርሃም ኣሰይያስ በቶም በጋሚንዶታት የዕሩኽቱ ጌሩ ዝፈጸሞ እንደኣሉ ።እዚኸኣ ጀ/ስብሓት ምናልባት ህዝቢ ተስፋ ስለዝጸንቀቐ ገለ ትጽቢት ከየምብረሉ ብምሕሳብዩ ዝኸውን ።ብዝኸውን ዘይከውን ተስፋ ስሙ ስለዝደጋገም ኢሰይያስ ባህ ኣይብሎንዩ ።
@hdartsion85
@hdartsion85 6 жыл бұрын
ምሕረት የውርደሉ መስጣ ህዝቢ ግን ንፈጣሪ ንገድፎ
@yehdegoyosephe1196
@yehdegoyosephe1196 6 жыл бұрын
WE LOST A GOOD PERSON TO DAY. SORRY TO THE FAMILY AND FRIENDS. AND TO MATHER OF ERITREA. YOU BEEN LOSING A LOT OF YOUR GOOD PEOPLE AVRY WERE IN THE WORLD. Reast in PIACE my brother. God BLESS your SOUL. This's time to SAIDE GOODBYE. You will be In owre HISTORY AND mind of all ETHIOPIAN. God BLESS
@alemsegedabraham9298
@alemsegedabraham9298 6 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ሞት ካሕሳይ፡ ብምቅጻል ኣብ እንዳ ህግደፍ ቅልውላ መሊኡስ ክከዖ ጀሚሩ ኣሎ ብዙሕ ዘገርም ኣይኮነን ነንሕድሕዶም ክባልዑ ሙካኖም ጥርጥር የብሉን፡ ጥይት ካብ ሰማይ ኣይኮነን መጺዎ ካብ ብጾቱ ነበር ተዘይኪይኑ፡ ን ወያነ ከየላግብሉ ወያነ መይቱ ኢሎምና ኢዮም ስለዚ ጀነራል ጎልፎ ማእደድ ክብል ተሸቅሪሩ ኣሕሊፍዎ ማዓልቱ ኣኪላ ታ ጸበል ጥዒምዋ ኣሎ፡ ቶም ዝተረፉ ክሓስብሉ ኣለዎም ሕጂ ውን ዘስግ ኡ ዝባሃሉ icons ብ ኢድ ኢሰያስ በብሓደ ክቅተሉ ወይ ክእለዩ ኢዮም፡ ምክንያቱ ሕብረት ኢትዮ ኤርትራ ክቃወሙ ስለዝክእሉ ክእለዩ ኣለዎም ኢዩ ዝብል መራሕ ህግደፍ፡ ብዕሊ ኣብ ቃለ መሕተ ዝበሎ ስለዝኮነ ዘከራክር የብሉን፡ ምልስ ኢልኩም ኣማውታ ኩሎም ኮሎኔላትን ካል ኦትን መርምርዎ። ገሊ ኦም ብ ሓደጋ ማኪና ተ ኣልዮም ገሊ ኦም ሃንደበት ሕማም ወሲድዎም ተባሂሎም ገሊ ኦም ኣፈራሪሕካ ከም ዝስደዱ ተጌሮም ኣስቂጦም ይነብሩ ኣለዉ ዝበዝሑ ድማ ኣብ ጎዳጉዲ ይምህምኑ ኣለዉ፡ ኣነ ዝገርመኒ ቶም ተሪፎም ዘለዉ ወስ ክብሉ ዘይምክ ኣሎም ኢዩ፡ ጀግንነት ይግዛእን ይሽየጥን ወይ ይድርበን ደኣ ከይከውን? ቅልውላው ህግደፍ እምበኣር ክክወል ዝ ከኣል ኣይኮነን ፡ ኣነ ከምዝስመዓኒ ህግደፍ ኣብ መንጎ ኦም ቅሳነት የለን ካብ ህዝብና ዘይንእስ ሻቅሎት ከምዘለዎም ይረ ኣየካ፡ ሃገር ኣብ ገምገም ምሻጥ ኣብ ዝበጽሓትሉ እዋን ናይግድን ኢዩ ትርግታ ልቦም ክዛይድን ሓርጎጽጎጽ ከምጽእን ዋላ ካ ዓው ኢሎም ተዘይተቃወሙ ዒሕ ይብሉ ከምዘለው ግን ይስመዓካ ኢዩ፡ ንገሊ ኦም ሓድነት ምስ ኢትዮጵያ ሞት ኢዩ ንገሊ ኦም ኣብ ኡስ ኣይብጻሕን ግዲ ይከውን እንዳበሉ ከብዶም ሓቁፎም ክሳቀዩ ዝገበረ ኢዩ በቲ ኮነ በቲ ግን ቅልውላዎም ንደገ ይፈስስ ኣሎ "ሰገንሲ ርእሳ ተተሓብአስ ኩሉ ነብሳ ዝተከወለ ይመስላ" ኢዩ ነገሩ፡
@rahelmeasho7350
@rahelmeasho7350 6 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ
@milionafewerki1571
@milionafewerki1571 6 жыл бұрын
yesss it's really
@selamtesfay6846
@selamtesfay6846 6 жыл бұрын
Lomi kedam nay afkriyey ile zemno zenaberku nay telimaki aydelyeken nay telmat zesemakula mealti eya lemi kedam elat 22:12 :2018 zete telamkula mealti eya
@selamtesfay6846
@selamtesfay6846 6 жыл бұрын
Selazi yehwaty kulekan deki anstyo kabay temahirken ketetegebro yelabo
@selamtesfay6846
@selamtesfay6846 6 жыл бұрын
Kab zegatemani mesiluni bezhu geralu aminyo natey ela lebay keftelu gen zeamenkewo lebi kale tonkel hizu xenihu temahraty nay eu nezi rea gen ane sela zesarh kabta zelateni akemay ena hagezkuwo behansab kesab eza heji seat behansab xenihna mekina kemehar hagezni iluni ok ila amhireyo temahiru mes weda yedelaken eya zebal melsi mexuni gen axebika zey feltkewa neru kab zey meflat ka nebsay atalile kegarmekum ab sweizerland eu ezi kulu negar hant meskin kemzi kemay gerhi leba anen ab sewz hanti ka ab shewaden besanki fekriu mes hadara tefelaleya abzi heji seat ab ingelandi sela zehaze keytedwelela zebal melekti sedidulay semu ab kexali foto natun gera sher keblo eya
@mesfunazmera9598
@mesfunazmera9598 6 жыл бұрын
Esa endalom zsbexu zelewu sreom afitihiwom
@weldeab9707
@weldeab9707 6 жыл бұрын
ንምንታይ ንህዝቢ ኣይሓበሩን ንብል ፡ ንህዝቢ ዝውክል ስርዓት እኮ ኣኮነን ኣይንረስዓዮ'ባ። ንምታይ ተስፋ ትገብሩ ። ካባና ኣይኮኑን ንዓና ውን ኣኮኑናን እዮም ። ዘይበሉና ዘይገበሩልና ኣይትበሉ።
@nevergiveupnevergiveup2461
@nevergiveupnevergiveup2461 6 жыл бұрын
መንግስተ ሰማያት የዋርስይ
@FaNusNetWork
@FaNusNetWork 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን
@danielwater1321
@danielwater1321 6 жыл бұрын
መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ ንኩቡር ሓው ጋዜጠኛ ካሕሳይ፡ንምሉእ ስዳራ ቤቱ ከኣ ጽን'ዓት ይሃብ። ናይ ኩቡር ሓደ ካብቶም ተጠቀስቲ ዓይኒ ሰውራና ኣቦ ቃልሲ ሰውራ ኤርትራ ዝኾነ ኣቦ ፖለቲካ፡ኣቦ ሓድነት፡ኣቦ ትዕግስቲ፡ኣቦ ኪናት፡ሓንጻጺ ቅዲ ስልጢ ምቅጻል 33ነፈርቲ ኪናት ደርግ ሰምበል ቅያ 18ደቓይቕ ዝኾነ ጅግና ድሕሪ ናጽነት 1ይ ጀነራል ኣዛዚ ሰራዊት ኤርትራ ሰብሃት ኤፍሬም ወዲ ኤፍሬፍ፡እዚ ዝብሃል ዘሎ ሓቂ ቅይግበሮ፡ይብል እንተኾይኑ ግን ዝግበር የለን፡ዋላ ትወጊኡ ኣብ ሕክምና እንተበጽሐ፡ እተን ኣብ ሕክምና ብናይ ሕክማ መሳርሒ ገረን ኣርካናት ጀጋኑ ኤርትራ ዝቐዝፋ ዘለዋ ናይ ኢሰያስ ስሩዓት ስውራት ፈዳይን ናይ ድሕሪ ናጽነት ይሕከም ኣሎ ኢሉ ንህዝቢ እናነገረ፡ጽባሕ ከኣ ብዘጋጠሞ ሽግር ኣብ ሕክምና ሓይሊ ኣየር ሕክምናዊ ክንክን ክግበረሉ ድሕሪ ምጽናሕ፡ዓሪፉ ኢሉ ከቃላሓሉ ኣይጽግሞንዩ፡ ን'ኢሰያስ፡ክንደይ ጀጋኑሞ ዘየጥፍ'አ በዚን ካልእን ሜላታት።እቲ ዘሕዝን፡ግን ኢሰያስ ክሳብ መዓስዩ ጀጋኑና ኣርካናት ገድልን መንእሰያትናን ክበልዖም ክነብር በብ ሓደ?በጃኹም ኤርትራውያን ገለ ንግበር፡ ሕጂ ውን ነዚ ዓይንና ዝኾነ ጀነራል ሰብሓት ኤፍሬም፡ በጺሕዎ?
@abelangosom5522
@abelangosom5522 4 жыл бұрын
ኣጆካ ሓወይ ናተይ
@entototeraraw8815
@entototeraraw8815 6 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይማረው ለጤናው ያብቃው
@berhenaizghi9994
@berhenaizghi9994 6 жыл бұрын
እሰያስ እዩ ገኒሑዎም ገኒሑ ተዓሪቅዎም፡ምክንያቱ ንሕልፈት ዝተፈርዱን ዝተቀትሉንስለ ዘለው፡ንኡስ መቅጻዕቲ ኣግሲምዎ።
@samitedros3628
@samitedros3628 6 жыл бұрын
Hizbi ERITREA bmiliau SIBHAT EFREM eyu bial gondaf wedi gondaf suk belu mishmushat
@ericjaune7627
@ericjaune7627 6 жыл бұрын
Zereba waga yeblun hiji ab ACT kinhalif alena ni kulkum ertrawian ab europa america ab kali zelekum ktelwom kulom embassy ykun wei degefti ACT NOW ktelwom
@brother1kewhi778
@brother1kewhi778 6 жыл бұрын
መንግስተ ሰማያት ይዋርሶ ንሓውና
@gualasmara7770
@gualasmara7770 6 жыл бұрын
He is A Hero legend !!! What ever well spoken person !!!
@oqubaykifle5584
@oqubaykifle5584 6 жыл бұрын
Nhawuna gazeatenga mengste semay yewariso nisdrabet xinatyehab. NJigna meger jeneral kei kabzy hasewitn lekabitsin tewriwo next ygbero. Enber mairigu kitxiwuau keman riedkum. Mairig Bmanim wetaieee en nefatin zmintel aykonen.
@ምስሕልናይ
@ምስሕልናይ 6 жыл бұрын
Selam hawey natey hanti huto Abrham aforki k abey alo
@parisawi1545
@parisawi1545 6 жыл бұрын
Sebhat Efrem Mot kewhdo Ke mewit Yeblun kenday Menesey Ze getele eu.
@samitekia8631
@samitekia8631 6 жыл бұрын
Enshalah ymut ezi wedi sharmuta sbhat
@ኣይትጥለምኣማኒካካይጠልመ
@ኣይትጥለምኣማኒካካይጠልመ 6 жыл бұрын
Ajoka qexlo bro nicccc
@saraestifanos5044
@saraestifanos5044 6 жыл бұрын
በጃ ስብሐት ኤፍረም ቅዲሚኡ ተጸጣሕ።
@davidharcot220
@davidharcot220 6 жыл бұрын
You too
@ኤርትራንኤርትራውያን-አ9ጨ
@ኤርትራንኤርትራውያን-አ9ጨ 6 жыл бұрын
Good news I’m really happy thanks Goode n
@ተስፋ.ዩስንቐይ
@ተስፋ.ዩስንቐይ 6 жыл бұрын
ኩቡር ጋዘጠኛ ኣሕሳይ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ስድራቤት ጽንዓት ይሃቦም
@lilytony3299
@lilytony3299 6 жыл бұрын
B megemerta tekawemti wna etiblu sebat jnewet ena elku aytihsebu mkniyatu 1 haki yblkumn 2 akmi yblkumn 3 fetsimka selzeygbae eti etigebruwo zelkum wala ewn knamneku sle zetsegim malet eyu 4 an zi higi ewan no eritrawi si kalie alem eka endahabhaba n Eritrea si higi nay wrayna keyngebir si an wishtuna zey nebere hnfishfish knetu aygbaen selzkone ayjbelekum eye this is My opinion I have full right to my opinion. Anti aresti knzareb entekoynu kea bzaeba sbhat Ephrem kzareb and b taemi hayal temokro ydlyeni mikniyatu G.sbhat Ephrem malet hade kabtom jeganu eritrrawiyan btarik tetsahufu aywdaen nay G.sbhat Ephrem ezom kndi htsabu zey tibeku n sbhat Ephrem kttserfun meytu,nusu eka kwhdo,tiblun zelekum sebat mlis elkum tarik nay jeganu tegadeltin edme likiom zegelgeluwa n Eritrea hzibi Eritrean tarik ztshafun tarik zgebrun beal G.sbhat Ephrem eyom emo hadera afkum mgbi blielu ember kmbeal gigna G.sbhat Ephrem si beakum zlaalu as ykonun
@nahomweldu4203
@nahomweldu4203 6 жыл бұрын
selam yewrdelna
@eliltayonas2365
@eliltayonas2365 6 жыл бұрын
Iseias megaberia ygebreka haniku kaa yketleka. Yehzneka eu Iseias kndey jeganu hzbn laelewot merahtn yetfie alo. Thanks fanus
@FaNusNetWork
@FaNusNetWork 6 жыл бұрын
Thank u brother. So nice to hear from you.
@herilove4545
@herilove4545 6 жыл бұрын
Egziabher ab genetu ykebelka sdrabiet dma tsneat yhabom
@malhabib357
@malhabib357 6 жыл бұрын
እንቃዕ ብድሓን መጻካ ፋኑስ ሓውና
@dawitfshaye4917
@dawitfshaye4917 6 жыл бұрын
Thanksss bro haxirn xfufn bquen aqerarba eika teqrb aleka ajoka qexlo
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 6 жыл бұрын
ስብሓት ጠላም ሎቅማጽን ፈራሕን ክንደይ ጀጋኑ ሓዊ ሓዊ ዝጨንው ጠፊኦም
@amentube4610
@amentube4610 5 жыл бұрын
ዓስብኻ ካብ ኣምላክ ርኸቦ ዩኤል ሓወይ
@efremberhane422
@efremberhane422 6 жыл бұрын
Aqli ngber ilkana haw joel. Nikindey ika tixibe, mkniyatu nsom zbluwo iyu iko izi qal. Hdie belu, aqli gberu indabelu gizie yiidugu alewu. Geliu neger emergency alo, slezi hiwteta trah zeykones pressure kingebr alena
@helenfessh6971
@helenfessh6971 6 жыл бұрын
Nemawati mangesta samay yawarso .Thanks for your information Fanus
@zerutesfay8648
@zerutesfay8648 6 жыл бұрын
ጸሊአዮ ኢልካ ዘይናቱ ኣይትህቦን'ኻ ሰብ ወዲ ኤፍሬም ጅግናስ ጅግና'ዩ ኔሩ ወዮ ደኣ እቲ ናይ ቀደም ጅግንነት ሕጂ ከኣ ዘይደገሞ'ዩ ቅር ዝብለና ምበር ንኽደግሞ ውን ግዜን ቦታን ክመርጽ ጸኒሑ እንተኾነ ኣብ ውሽጡ ዘሎ መን ይፈልጦ ብዝኾነ ኣይትፍረድ ከይትፍረድ'ዩ ኣብ ስራሕ ፈጣሪ ዘእቱ የብልናን ሓቂ ተኾይኑ ምሕረት የውርደሉ ፈጣሪ፣ ንጋዜጠኛ ካሕሳይ ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ
@freedom4481
@freedom4481 6 жыл бұрын
Sibhat meares nay wedi medhin yiwsedo
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 6 жыл бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ካሕሳይ ሐዉና ንስድራቤት ከአ ጽንዓት ይሃቦም
@kidanearefaine5821
@kidanearefaine5821 6 жыл бұрын
Hayli zelewo tekawami akal nixelaeu mot aykonen zimneyelu entay dea haylu fit nifit getimu kereyo. Ember mot dea zeynikuluya eti amawta kea yifelalember
@lemin3083
@lemin3083 6 жыл бұрын
Mengest semay yewareso kahsay hawey 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@wegihuyemane2469
@wegihuyemane2469 6 жыл бұрын
anes Nay zakiii Informationen eyu des zebelani
@ብርጌድንሓመዱ-ጸ8ጸ
@ብርጌድንሓመዱ-ጸ8ጸ 6 жыл бұрын
ስፍሓት ጎልፎ!!!!! ይደገም ይደገም ይደገም!!!!
@selambietey5903
@selambietey5903 6 жыл бұрын
እዚዮም ኣልዮም ሞይቶም ዘምጽዎ ለውጢ የብሎምን።ቀደም ዝተሃረሙ ሰባት ኢዮም ናይዚኦም ጉዳይ ዘምጽኦ ለውጢ የለን።ምሕረት ከማን ንምነየሎም።
@amanuelhagos1071
@amanuelhagos1071 6 жыл бұрын
Good Job fanus network.
@edenkidane1154
@edenkidane1154 5 жыл бұрын
Belew Belew einitay yaebiselika ytub zihabuka tirah bilae
@bimnetteame2135
@bimnetteame2135 6 жыл бұрын
Bravo fanusey
@tesfehaile4727
@tesfehaile4727 6 жыл бұрын
ኣማን ብኣማን ዳዊት ናይ ፈስ ወካሩ እንፍለንዛ ዮም
ኣየናይ እዩ ዘሕፍር ናይ ሕማቓት ስራሕ ?
10:01
Cheerleader Transformation That Left Everyone Speechless! #shorts
00:27
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 16 МЛН
СИНИЙ ИНЕЙ УЖЕ ВЫШЕЛ!❄️
01:01
DO$HIK
Рет қаралды 3,3 МЛН
Молдавия готовится жить без российского газа
1:13
اشتباكات بريف السويداء وتصريحات جديدة للهجري
50:16
Syria TV تلفزيون سوريا
Рет қаралды 17 М.
Cheerleader Transformation That Left Everyone Speechless! #shorts
00:27
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 16 МЛН