ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ክልተ ምርጫ ደው ኢሉ ኣሎ። ምርጫኹም እንታይ ኢዩ?

  Рет қаралды 3,542

ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat

ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat

Күн бұрын

ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ክልተ ምርጫ ደው ኢሉ ኣሎ። ምርጫኹም እንታይ ኢዩ?

Пікірлер: 10
@GoodTimes-sx1yz
@GoodTimes-sx1yz 2 күн бұрын
ክልተ ሕዋት የለን ሕዋሐትን ዝበልጸጉን አለዉ 👍
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 2 күн бұрын
ብርሃነ ሓወይ ከም ኣነ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጒጅለ ናይ ሻዕብያ ምስ ዓቢይ ኣሕመድ ዓሊ ብምዃን ብጥንቃቐ ኣሊኻ ድሕሪኡ ሰራዊት ትግራይ ምስ ዱልዱል ቆሞናኡ ብምፅናሕ ካብ ኤርትራ ድማ ደልይቲ ፍትሕን በርጌት ንሓመዱን ኣኪብካ ምስ ሰራዊት ትግራይ ማይን ፀባን ገይርካ ዓቢይ ኣሕመድ ዓሊ ናብ ኤርትራን ትግራይን ገፁ ከምዘይጥምት ጌርካ ፀፊዕኻ ናብ ኦሮሞ ምብራሩ እዩ።
@Bereket-k7c
@Bereket-k7c 2 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@marshetTekay
@marshetTekay 2 күн бұрын
ብሬ አይአጉራዓን ሐሳበንአየን ገሊፅን
@alemachteklehaimanot4568
@alemachteklehaimanot4568 2 күн бұрын
እወ ኤርትራውያን ንኢሰይያሰ ትግራይ ኣብ ስልጣንን ውድብን ዘለዉ ከወርዱ እንተገይሩ
@AmAn-jz2rj
@AmAn-jz2rj 2 күн бұрын
ናይ ትግራይ ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ እዩ ."ደብረጽንተት ሌባ እዩ ዲክታተር እዩ ሓድሽ ኣይኮነን ዕክክክ ኢልዎ እዩ ህዝቢ ካብሕጂ ዳሓር ዓሌታውያን ኣይሞርሕናይ ሞት ይሓይሽ
@zameerhagos7972
@zameerhagos7972 2 күн бұрын
አንታ እንታይ ነገር ትደጋግም
@hadushsiyum4508
@hadushsiyum4508 2 күн бұрын
አንታ ብሬ ሐወይ አነ ንባዕለይ ይግምግም ክሳብ ሕዚ ዝኾነ ብምልኡ ዳርጋ 80% ግምተይ ትኽክል ዩ። ሕዚ ግን ግራ አቲኒ አሎ እተን ዝተንተንካየን Risk ምፍላይ አቢኒ አሎ ። እቱ ዝሐሸ ግን ምስ ሪስኩ ምስ ጌታቸው ኮይንካ ካብ ኢትዮጵያ ዝመፅ Risk ምውሳድ ይሓይሽ በሃለይ እየ።
@TesfayKidu-d1g
@TesfayKidu-d1g 2 күн бұрын
ሰላም ሰላም ሓዉ ብርሃነ ህዝብ ትግራይን ህዝብ ኤርትራን ሰላም ወርዱ ብላም ክነብሩ ናይ ኹልግዜ ትምንተይን ድልየተይ ይኡ ግን ድማ ህዝብ ትግራይን ህዝብ ኤርትራን ብሓደ ንክብሩ እንተኾይኑ ድማ ንኢሳያስ ብህዝብ ኤርትራ እንተ ተቐይሩ ይኡ ምኽንያቱ ዋላ ደብረፅዮን ኢሳያስን ንኣብይ ተኣልዮሞ ብቓፃል ድመፅእ ሰላም የለን ? ኣብይን ጌታቸውን ኾይኖም ንኢሳያስ ክኣልዩዎ ተሓስበም ዉን ኣብቕድምት ዘጋጥሞም ሓያል ፀገም ክኸብድ ይኡ እት ዋና ግን 1/ ህዝብ ኤርትራ ባዕሉ ንኢሳያስ ኣልዮም 2ህዝብ ትግራይዉን ንቶም በላዕት ህዝብ ትግራይ ድኾኑ መራሕት ትግራይ ባዕሉ ኣልዩ ህዝብን ትግራይን ህዝብን ኤርትራን ድዘላኣለም ብሰላም ሓብሮም ክነብሩ ክኽሉ ዮኦም።
ሰራዊት ኤርትራ ዛላንበሳ ከምዝተቖጻጸራ ጌታቸው ረዳ ገሊጹ።
59:43
ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat
Рет қаралды 4,3 М.
Поветкин заставил себя уважать!
01:00
МИНУС БАЛЛ
Рет қаралды 5 МЛН
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 1 Серия
40:47
Inter Production
Рет қаралды 1,4 МЛН
"አዲሱ 2017 ዓ. ም የእኛ ጊዜ ነው"፣ "የበሬ ግምባር የምታክለው የአማራ ክልል አትበቃንም"
37:52