🛑 ንኡስ ዕድመ ልዕሊ 60 ኲናት ዝተሳተፈ መራሒ ሻለቓ - ጅግና ስዉእ ተ/ጋ ኣንገሶም ኣብርሃ

  Рет қаралды 53,408

ገድሊ Plus

ገድሊ Plus

4 ай бұрын

ንስድራ ጅግና ስውኡ ተጋዳላይ ኣንገሶም ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0962562986 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus
© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ gedli.plu
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus

Пікірлер: 293
@Gedli_plus
@Gedli_plus 4 ай бұрын
ንስድራ ጅግና ስውኡ ተጋዳላይ ኣንገሶም ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0962562986 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
@user-yy8yx8yn8x
@user-yy8yx8yn8x 4 ай бұрын
ገድም ከምዚ ዓነት ኣትጠይቂ ነውሪ ዛሓቲ ጋዜጠኛ እያ ጅግና ናስተወዐልክም ጠይቁ ታይ ሰርሕ ነሩ ለዋህ ዶ ነረ ኣበሉ ስነስርዓት ዘለዎ ጠይቁ
@BenjaminSolomon-vw5tj
@BenjaminSolomon-vw5tj 4 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ን ጀጋኑ ሰማእታትና ።
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 4 ай бұрын
ኣንጌዋይ ኮኮቦይ ናትኩም መስዋእቲ ምቅባል ኣብዩኒ ዕሸላተይ ኣብ ገነት ንበሩ ዘልኣለም ኣብ ልብና ኣለኩም ስዋኣትና💔💪 ኣደዋይ ለ ፅንዓት ይሀብክን🙏
@akiaksumawit4937
@akiaksumawit4937 Сағат бұрын
ኣምላክ ንእስነትኩም ሪኡ ኣብገነት የንብርኩም ብሰላም ዕረፉ🙏😢😢
@zenaanena1832
@zenaanena1832 4 ай бұрын
ፅናዓት ይሃብኽ ኣዶዋ ወለላ ጅግና ተጋዳላይ ኣንጎሶም ኣብርሃ ነብስኻ መንበር ቁዱሳን ያንብርኻ ኹሉ ግዝየ ኣብ ልብና የኹም ጀጋኑና😢😢😭😭😭😭😭😭😭😭
@tgr817
@tgr817 4 ай бұрын
ኣረ ጋዜጠኛ ታ ዛ ሓንቲ እያ ጎበዝ ሕቶ ደጋጊምኪ ኣይትሕተትየን🥺ንፁር ንፁር ሕቶ ሕተትየን😌
@TyTy-xe8yt
@TyTy-xe8yt 4 ай бұрын
ክብል ኢለ ነይረ😢😢😢
@ayeratesfay4883
@ayeratesfay4883 4 ай бұрын
ጽንዓት ንጀጋኑ ወለዲ ስውዓትና ብዓኩም መስዋዕቲ ንሕና ቅንዕ ኢልና ዘልዓለማዊ ክብርን ንጀጋኑ ሰማዕታትና🙏🙏🙏🙏
@user-gx6ct6sl5x
@user-gx6ct6sl5x 4 ай бұрын
ቅድመኩም ድኣነ ኣይ መኝግስተ ሰማይ የዋርሳም ፅንዓት ይሃብኪ ዓዶ ትግራይ😢😢😢😢
@merontadele70
@merontadele70 4 ай бұрын
ሳላ መስዋትኹም ትግራይ ምስ ህዝባ ሠላም ረኺባ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና። ፅንዓት አዶ ትግራይ።። ፈጣሪ በቃ በለና።
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 4 ай бұрын
Our TDF hero Angedom Abraha - you paid your one precious life for Tigray. So young. The mother of jegna TDF. Thank you for saving Tigray.
@LeatishLeatish
@LeatishLeatish Ай бұрын
ዝቆልዓ እዝይ ካብ ዓይነይ ምክዋል ኣብይኒ ብሰላም ዕረፉ ጀጋኑና እፍፍ😢😢 ኣነስ ምዕራፍ ኣብየኒ ዓይነ😢😢😢
@brllabay3842
@brllabay3842 4 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብክን ማማዋይ አጆክን😢❤ ንጅግና ደጋዳላይ ኣንገሶም መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ክብሪ ንዓኩም ጀጋኑ😢❤❤
@GeatishGeatish
@GeatishGeatish Ай бұрын
ፅንዓት ይሃብክ ኣዶ ጅግና
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 4 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ ኣዶዋኒ 🙏🥺💔💔💔
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 4 ай бұрын
ፍቕሮም ክሳዕ መቓብር ኢዩ ነይሩ።ብሓቂ ዘሕብን ታሪኽ፣ ግን ጋዜጠኛ ዝሓተትክያ መሊሳትልኪ እናሃለወት ደጊምኪ ኣይትሕተትያ።
@dekirubanateare1906
@dekirubanateare1906 4 ай бұрын
Ajoki ኣደ ጅግና ኣንገሶም መስዋኤቲ ኣብ lieli መስዋቲ ከበድ ኤዩ 🙏🙏🙏🙏🙏
@user-hh3ib9hj4x
@user-hh3ib9hj4x 3 ай бұрын
መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ንእሰይ ፅንዓት ይሃብኪ ኣዶ ትግራይ😢😢😢😢
@Letish190
@Letish190 4 ай бұрын
ፅንዓት ናዶ ትግራይ.
@TesfayKudu-fw5pv
@TesfayKudu-fw5pv 4 ай бұрын
ጅግና ተ/ጋ ስዉእ ኣንገሶም ጅግና ወዲ ህዝቢ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዉኣትና😭💔
@freykahsay8738
@freykahsay8738 4 ай бұрын
ኣዶ ጅጋኑ ፈጣሪ ፅንዓት ይሃብኺ ማማየ😢😢😢
@user-gc5ob3nk9h
@user-gc5ob3nk9h Ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ ኣዶ ጅግና ክብሪ ይግበኣኪ እንተ ጋዜጠኛ ግን ዓጀውጀዉ እያ ትብል ዘላ እንተይ ከምዝጥየቅ ምንም ኣይትፈልጥን ምስ ኣዶ ጅግና ከምዚ ዓይነት ጋዜጠኛ ምርኻብ ጌጋ እዩ ።
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray 4 ай бұрын
ኣንጎሶም ሓወይ ፈጣሪ ብየማኑ ኢዱ ይቐበልካ 💛❤️
@salamsalam1464
@salamsalam1464 4 ай бұрын
እግዚአብሔር ፅንዓት ይሃብክን😢😢😢
@kirosa1286
@kirosa1286 4 ай бұрын
Thank you ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢
@user-lh1ht1vm2o
@user-lh1ht1vm2o 11 күн бұрын
ንዘለላም አብ ልብና ኢኩም ጀጋኑና 😭😭😭
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 4 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ ኣደዋይ 😥🙏 መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ጀጋኑ የሕዋትና 😥💔
@user-ie5fl2wu8m
@user-ie5fl2wu8m 4 ай бұрын
ክብርን መገስን ንስዋኣትና ፅንዓት ንወለድና❤❤🙏
@rutamebrahtu7254
@rutamebrahtu7254 4 ай бұрын
አህህህ 😭መስዋእትኩም ምቅባል አብይኒ አሕዋተይ ከቢድ እዩ ፀንዓት ይሃብኪ አደዋይ ክብርን መጎሰም ናዓኩም ጀጋንና አብ ገነት ይንብርኩም❤😭😭
@gengeb5610
@gengeb5610 4 ай бұрын
God blessed you ❤💛🙏💪
@aasaas7284
@aasaas7284 4 ай бұрын
ጀጋኑና ብሰላም ዕረፉ የሕዋተይ😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤
@user-fo9vz6qx2c
@user-fo9vz6qx2c 4 ай бұрын
አይይ ንኡሳት ኣሕዋትና ክብርን ሞጎስን ልጀጋኑና ፅንዓት ልመላእ ኣዶ ትግራይ😢😢😢
@sarahfahad2269
@sarahfahad2269 4 ай бұрын
ክብር ን መጎስን ንጀጋኑ ሰዋአትናን ፅንዓት ንወለድና አጆና ንሓርን
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p 4 ай бұрын
ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና ፅንዓት ንወለድና ❤️💛🙏
@user-uw5ze2pi1i
@user-uw5ze2pi1i 4 ай бұрын
❤❤❤😢😢 ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና❤❤❤
@user-qm8oy9mn5r
@user-qm8oy9mn5r 4 ай бұрын
😢😢😢😢 ፈጣሪ ፅንዓት ይሃብኺ ማማየ
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤
@wezefGalTewahdo
@wezefGalTewahdo 4 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብክን ማሚተይ ክብረን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና 😢😢
@user-ub6zu2th6m
@user-ub6zu2th6m 4 ай бұрын
ኣዶ ጅግና ፅናዓት ይሃብኪ❤❤❤
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 4 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማኣታትና ፅንዓት ይሃብኪ ኣደዋይ 🙏😭😭
@hansab1
@hansab1 4 ай бұрын
ጽንዓት ይሃብክን ኣዶ ጅግና ።
@user-if3eq9iq4s
@user-if3eq9iq4s 4 ай бұрын
ጀጋኑ ኣሕዋተይ ኣብ ገነት ይንበርኩም ፅንዓት ይሃብኽን ኣደዋይ😢😢😢
@AbebaUae-if6be
@AbebaUae-if6be 4 ай бұрын
ፅንዓት ይሀብኪ አዶ 😢😢😢
@user-id6zw3vc5e
@user-id6zw3vc5e 4 ай бұрын
ናይዚኦም ምሕዝነት ፍልይ ዝበለ እዩ መስዋኣቶም ውን ብሓደ😢😢 ፅናዓት ይሃብኩም ወለዲ😢😢
@freweinighebresadick8260
@freweinighebresadick8260 4 ай бұрын
ጽንዓት ይሃብኪ: ነቶም ተሪፎም ዘለዉ ይባርኸልኪ:: ንህዝቢ ትግራይን ንህዝቢ ኤርትራን ድማ ራህዋን ሰላምን የውርደሎም::
@user-nh7hr4xk7u
@user-nh7hr4xk7u 4 ай бұрын
ኣደዋይ ፅንዓት ይሃብክን ፈጣሪ ንእስ ሓወይ መንግስተ ሰማያት የዋርስካ😢😢😢
@titinotitino2910
@titinotitino2910 4 ай бұрын
💔😢😢😢 ፅንዓቱ ይሃብኪ አደዋይ
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 4 ай бұрын
She is so beautiful !❤
@kibromgoitaom6001
@kibromgoitaom6001 4 ай бұрын
ሕቶ ክትሕትት እንከላስ ብጣዕሚ የናድድ ጋዜጠኛ ኣይትመስለንን
@user-ur1sh6kl8r
@user-ur1sh6kl8r 4 ай бұрын
ፅንዓት ያሃብኪ አዶ ጀግና💔💔💔💔💔
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv 4 ай бұрын
ኣየ ኣዶ ትግራይ ፅንዓት ይሃብኪ 😢😢
@user-iu3pg2ji1t
@user-iu3pg2ji1t 4 ай бұрын
አጀኪ እነ ጀገና
@lidyatsgab6290
@lidyatsgab6290 4 ай бұрын
Kulie gezi ab lbna alekum jeganuna 😭 ❤️💛
@user-my3mm8sg9r
@user-my3mm8sg9r 4 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን በጃና ዝሓለፉ ሰማእታትና ፅንዓት ልኣዶታትና 😢
@user-ux6py7uq9j
@user-ux6py7uq9j 3 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ ኦዶዋይ
@MNn-xi9mk
@MNn-xi9mk 4 ай бұрын
❤❤❤
@samiwelay4860
@samiwelay4860 4 ай бұрын
ጅግና ዘይነብረላ ዓዲ ፅንዓት ይሃብኪ ኣደዋ 😭
@user-wr5ym5qt3x
@user-wr5ym5qt3x 4 ай бұрын
❤😢😢😢😢ፅንዓት ይሃኪ ወላድ ትግራይ
@user-co1hv3rs7d
@user-co1hv3rs7d 4 ай бұрын
እህህህህ ጀጋኑና ኑኡሳት ኣሕዋትና ሲኢንና
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 4 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ ኣደዋይ😭
@user-po6hw9ws1k
@user-po6hw9ws1k 4 ай бұрын
ኡፍፍፍ ኣሓተይ ኣብ ንኡስ ዕድመኹም 💔 ማሚተይ የኽእልኪ ፈጣሪ 💔😭🙏
@CelFie-dp5wg
@CelFie-dp5wg 4 ай бұрын
ኣይይይ ኣሕዋተይ😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-mo4vu6ic3k
@user-mo4vu6ic3k 4 ай бұрын
Begakum tegaru sewatkum aytetlemu😭😭💔 ay nisu niskas metemaharka enber metegadelka do💔😭
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 4 ай бұрын
Egziabher. megeste.. Semae. yeuarskum. Ahwatey. ✝️😢🙏🙏🙏🌿❤️🕊️
@genetgebre480
@genetgebre480 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@salamaa668
@salamaa668 4 ай бұрын
ፅናዓት ያሃብኽ ኣዶዋኒ ኣዶ ጀግና ወላድት ኣንበሳ😢😢😢😢😢
@tdf6351
@tdf6351 4 ай бұрын
ፅንዓት ይሀብንኪን አዶዋ😢😢😢
@danzkyboyvita6192
@danzkyboyvita6192 4 ай бұрын
አዶጅግና ሓበን ትግራይ😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 4 ай бұрын
Egziabher Amlak nhzbi Tigray xnat yhabom
@frutenafrtuna3745
@frutenafrtuna3745 4 ай бұрын
😭😭😭😭 መላምለይ
@nebyathalemaryam-uc5lb
@nebyathalemaryam-uc5lb 4 ай бұрын
ክብርን ሞጎሰን ንሱዋኣትና😢😢😢
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 4 ай бұрын
ፈጣሪ የጽንዕኪ ማማየ😭
@eriilove2812
@eriilove2812 4 ай бұрын
😢😢❤
@selamselam894
@selamselam894 3 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኪ አዳውይ ማዓረይ 😥❤
@user-wz9me5qs2j
@user-wz9me5qs2j 4 ай бұрын
❤❤❤😢😢😢
@user-gj7qx1pt4n
@user-gj7qx1pt4n 3 ай бұрын
ጽንዓት ይሃብኪ ኣደዋይ
@user-cs9xj9xg4v
@user-cs9xj9xg4v 4 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኩም ስድራ እዞም ጀጋኑ ዝኮኑ ዕሸላት እንታይ ዓይነት ኣሰር ዘይብላ ጋዜጠኛ እያ ገፃ ትከወል ዘረባ እናደጋገመት ተክክ ኣቢላታ
@user-ln4vg6bp8o
@user-ln4vg6bp8o 4 ай бұрын
ኣድዋይ ፅናዓት ያሃብኪ ኣብ ገነት የንብሮ 😢😥ጋዘጠኛ ግን ሕቶኪ ኣማሓይሽ
@s0lovon
@s0lovon 4 ай бұрын
You are the 21st-century lion bravest who is dedicated an early age to fight to save the people that you loved the beautiful Tigray people . I salute to you, my king. Heroes never dies.🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 God bless you RIP
@hadasDugom
@hadasDugom 4 ай бұрын
😢😢😢❤❤
@sophiamengesha2928
@sophiamengesha2928 4 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢 አምላክ ባዕሉ ይደግፍክን ፅንዓት ይሃብክን😢😢😢😢😢
@fiyorifiseha3726
@fiyorifiseha3726 4 ай бұрын
😢💔
@mirimiri3396
@mirimiri3396 4 ай бұрын
❤💔
@thishabraha4976
@thishabraha4976 4 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@tsgeredahailu9462
@tsgeredahailu9462 3 ай бұрын
💔💔🥺🥺
@fregoitom6568
@fregoitom6568 4 ай бұрын
Kibri misgana ni jegna hawey ❤️ 🐆 🐅 💎 ❤️ 🐆 🐅 💎 ❤️ 🐆 🐅 💎
@user-gh5sx3jx9r
@user-gh5sx3jx9r 3 ай бұрын
ኣጆኽን ማማዋይ😢😢😢
@tessemamizer9907
@tessemamizer9907 4 ай бұрын
መሻኪን አሀተይ❤❤❤😢
@danieltsegay674
@danieltsegay674 4 ай бұрын
አጆኺ አዶ ጀግና 🙏❤
@user-fn2do5vp4h
@user-fn2do5vp4h 3 ай бұрын
ሓወይ ናተይ😢😢😢
@abebagebreanta359
@abebagebreanta359 4 ай бұрын
😢😢😢
@user-nc4us9ft7b
@user-nc4us9ft7b 4 ай бұрын
ኣይ ናይኻቱም መስዋእትስ ምቅባል ኣብይኒ K💔A 😭💔ፅንዓት ይሃብኪ ኣደዋይ ክብርን መጎስን ናዓኹም ጀጋንና
@oloo6319
@oloo6319 4 ай бұрын
💔💔😭😭😭
@haregabraha2494
@haregabraha2494 4 ай бұрын
😢😭
@abebagebreanta359
@abebagebreanta359 4 ай бұрын
Ahhhhhhh Ado tigray zrekbetu
@marwah4025
@marwah4025 4 ай бұрын
😢😢😢💔
@user-eb1rl9wn1m
@user-eb1rl9wn1m 3 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኺ አዶዋ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔🖤🖤
@ayeratesfay4883
@ayeratesfay4883 4 ай бұрын
ጋዜጠኛ professional አይኮነትን please ቀይርዋ
@saraakebom6948
@saraakebom6948 4 ай бұрын
😢😢
@biniaber9538
@biniaber9538 2 ай бұрын
😭😭😭
@shewit19
@shewit19 4 ай бұрын
ንክትሰምዖ ቀሊል ይመስል 😢😢😢😢😢 ኣደዋይ ማዕረይ😢😢😢 ታጋዜጠኛ ግን ሕምምቲ እያ ቀይርዋ በጃኹም
@weditesfay4852
@weditesfay4852 4 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና የቀንየልና ገድሊ pluse ቤተሰብ ስዉእ ጀግና ተጋዳላይ ኮኮብ ፍፁም interview ግበሩልና
@user-gc5ps6ol6x
@user-gc5ps6ol6x 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-bh6py3hq7o
@user-bh6py3hq7o 4 ай бұрын
ahhhhhh rip
Tom & Jerry !! 😂😂
00:59
Tibo InShape
Рет қаралды 60 МЛН
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 170 #shorts
00:27
Wait for the last one! 👀
00:28
Josh Horton
Рет қаралды 126 МЛН
Haha😂 Power💪 #trending #funny #viral #shorts
00:18
Reaction Station TV
Рет қаралды 15 МЛН
Evening News in Tigrinya for July 3, 2024 - ERi-TV, Eritrea
18:15
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 4,7 М.
Vampire Girls FIGHT Over Boy 😈
0:32
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 8 МЛН
Страшно, когда ругается мама😰
0:10
Лиза Вертинская
Рет қаралды 2,6 МЛН
THE POLICE TAKES ME! feat @PANDAGIRLOFFICIAL #shorts
0:31
PANDA BOI
Рет қаралды 17 МЛН
Что произошло в ресторане!
0:16
Victoria Portfolio
Рет қаралды 9 МЛН
37.First Day as a Zombie💀
0:32
Limekey0
Рет қаралды 35 МЛН
Эмоции💫 | Тгк: D1ashenka✨
0:22
D1ashenka
Рет қаралды 2,4 МЛН