ሰነ-ጥበባዊ ውቅያኖስ ጉዑሽ | ወዲ ሮሚጥ ሾው | Wedi Romit Show

  Рет қаралды 113,844

Wedi Romit (ወዲ ሮሚጥ)

Wedi Romit (ወዲ ሮሚጥ)

Күн бұрын

Пікірлер: 663
@ጋልወየንቲየጋልቶምጀጋኑ
@ጋልወየንቲየጋልቶምጀጋኑ Жыл бұрын
ተጋዳላይ ወዲ ሮሚጥ & ተጋዳላይ ውቅያኖስ ጉዕሽ ክልተ ጀጋኑ ኣዝየ እየ ዝፈትወኩም ሶ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም❤
@NekaleNekalemnishow
@NekaleNekalemnishow Жыл бұрын
ደጊምካ ንውቅያኖስ ኣምፀኣልና ትብሉ ላይክ ዕላሉ ክጥዕም ዶ? ደቂ ዓደይ
@alectesfom7565
@alectesfom7565 Жыл бұрын
Ane Ertrawi a gn btami a srahat Wukyanos zefgrom. Mulgeta Wedi Romit btami des zbl wegai eyu Wukyanos dma lki kem schmu eyu neza schowka zbekian ab srhatu gulbet zelowo mensey dma eyu nfua eyu zyada kbrtia dma ymneyelu nakan nschoukan dma abyet ymneyelkum
@ArsuMan-sz7uk
@ArsuMan-sz7uk Жыл бұрын
ሰሎሙን ይኩኖኣምላክ ዝብል ባ ላይክ ውቅያኖስ ከዓ ጂግና
@ሎሚከናበይ
@ሎሚከናበይ Жыл бұрын
me to❤
@teklitxewarshigir8403
@teklitxewarshigir8403 Жыл бұрын
ናይ ልበይ ኢኪ❤
@JAMBO_31
@JAMBO_31 Жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ዛንታ ውቃኖስ ኣብ ንእስነቱ ክንድዚ ብልሕን ልቦናን,ትዕድልቲ ትግርኛ ኢዩ እሞ ሰሱኑልና❤ ንጉሰ ኣባዲ ምስ ታሪኽ ደርፍታቱን ገድሉል ዕላል ጌርኩም ተትጋብዙና ደስ ምበለና! ወዲ ሮሚጥ ነምስግነካ ብዙሕ ጅግና ኣያና❤
@MBmedia-m4v
@MBmedia-m4v Жыл бұрын
This 😮5z😮😮t😮😮😮😮5😢t😮😮has 😮t😮z😮tt
@ራሄል-ቀ6የ
@ራሄል-ቀ6የ Жыл бұрын
ክልተ ከዋክብቲ ሰላምኩም ይብዛሕ ክንቃዕ ብሰላም ሃለኩም ❤❤
@GgGg-wg4ji
@GgGg-wg4ji Жыл бұрын
❤❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
​@@GgGg-wg4ji @ራሄል ደምራኒ ዘን አሕዋተይ መዓረይ🙏❤
@eyobweldu2939
@eyobweldu2939 Жыл бұрын
ኣነ ኤርትራዊ አየሞ ከምዚ ወዲ አዚ ሓያል ብዓል ራኢ መንአሰይ ኢካ ውቅያኖስ ከም ሽምካ አዩ ባሕሪ ዝኮነ ሓሳብ አዩ ዘለካ ኣዚካ መጽሓፍ ኢካ ግን ዘንብበካ ትደሊ ብዝኮነ ቀጽሎ ኣዚካ ጅግና ውልዶ መንአሰይ ኢካ
@Jaki-1989-Azmarino
@Jaki-1989-Azmarino Жыл бұрын
ውቅያኖስ ጉዕሽ ሽኮር ማራ እየ ዘድንቅከካን ዝፈትወካን ። ናይ በሓቂ ከም ሽምካ ውቅያኖስ ዝኮነ ናይ ምጽሓፍ ጥበብ ኢዩ ዘለካ ።
@ለሚጋልዞምጀጋኑ
@ለሚጋልዞምጀጋኑ Жыл бұрын
ንሕሉፍ ኣለሙ እባ ኣምፅኡልና❤❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@ለሚ ጓልቶም ጀጋኑ ደምርኒ ለሚ ሓፍተይ
@ኣዙጋልዞምብውሕዶምዝሰመሩ
@ኣዙጋልዞምብውሕዶምዝሰመሩ 3 ай бұрын
ረብሪብና ሕሉፍ ክንብል ግን ኣይሰመዐናን ሮሚጠይ ኣምፀአልና
@AwetGeremeskel
@AwetGeremeskel Жыл бұрын
Thank You wedi Romit ferst❤kabieu wukyanos btami besal snetbebawi eka admen tanan yhabka🙏🏽kabieu mis Eritreawiyan zelo kunetat kkyer u zbelkayo ewe hade meanti kntehawawes ena srat nebari aykonen hzbi enber🫡
@firstpost133
@firstpost133 Жыл бұрын
ንመጀመርያ ግዜ ሓታትን ተሓታትን ዝፈተኩሉ ቃለ ምልልስ bravo bravo
@kiros.mebrahtu8670
@kiros.mebrahtu8670 Жыл бұрын
@FtsumTeweldebrhan-un2kz
@FtsumTeweldebrhan-un2kz 4 ай бұрын
ውቅያኖስ ብሉጽ ሰብ ኢኻ ኣጆኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@nebiatteweldemedhin1988
@nebiatteweldemedhin1988 Жыл бұрын
Tegaru ahwatna azye eye zfetwekom amlak selam yhabkom
@ትግራይእዩደመይTDF
@ትግራይእዩደመይTDF Жыл бұрын
ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣያይ ወዲ ሮሚጥ መደባትካ ተቅርቦም ነገራት ብጣዕሚ እዮም ዝድነቁ የቀንየልና ንኤልሳ ወልደጀወርግስ እባ ኣቅርበልና ጅግንነታን ፈተናታታን ክተዕልለና ካብኣ ድማ ጥንካረን ካኣላይነትን ንማሃር
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@ትግራይ እያ ደመይ ደምርኒ ክብረተይ
@angosomkidane6966
@angosomkidane6966 Жыл бұрын
ያ እዚወዲ ሮሚጥ ኣታሓትትኡ ኬፍ ክህበካ ቅጽሎ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ውቅያኖስ ጉዕሽ ክኣ ሰላም ክሰፍእን ኣብዚ ክልተ ህዝቢ ኣበርቲዕካ ስራሕ
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ Жыл бұрын
እሰይ ክንደይ ይጥዕም እዩ ዝዕላልኩም ተጋርዎኒ ወዲ ሮሚጠይ ጅግና ቀፅለሉ ኣብ ጎንካ ኣለና ወቁያኖሰይ ጎይታ ጥበብ❤😘👌
@Marugidey-gu1uo
@Marugidey-gu1uo Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ቀፅሉሉ
@Hereawnet
@Hereawnet Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ወዲ ሮሚጥ ንፉዕ ብጣዕሚ በሊሕ ንኡስ ስነጥበባዊ ስለዘቅረብካልና ነመስግን ኣብቀጻሊ ብካልእ ክሳዕ ተምለሰና ብሃንቀውታ ንጽበ
@ፍጹምሰላም
@ፍጹምሰላም Жыл бұрын
ወዲ ሮሚጥ ጅግና ኢኻ አብጎንኻ አለና በርትዕ❤❤❤❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@ፍፁም ሰላም ደምረኒ ክብረተይ
@WenniTube
@WenniTube Жыл бұрын
This is just wow ... መግለጺ ዘየብሉ ብሉጽ ወግዒን ልዝብን። ሙሉጌታ ወዲ ሮሚጥን ውቅያኖስ ጉዕሽን ብጣዕሚ ነመስግን።
@lilymogess3081
@lilymogess3081 Жыл бұрын
ንምንታይ ድዩ። ብትግርኛ ንፉዓትዮም። ደቂ አስመራ። ይኾኑ ኤርትራዉያን አጽኒሕናልኩም
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን Жыл бұрын
​@@lilymogess3081 😂😂😂😂😂ባሕሻው😊
@delhanaartana3541
@delhanaartana3541 Жыл бұрын
ናይ በሓቂ ወዲ ሮሚጥ ሽው ጽብቅቲ መደብ እያ። ክቡር ወዲ ሮሚጥ ምስ ውቅያኖስ ጉዑሽ ዝገበርካዮ ቃለመጠይቅ ናይ በሓቂ መሳጥን ሰሓብን ፣ብዙሕ ቁምነገርን ዝቀሰምኩሉ ሸው እዩ። መደብካ ከም ኣጀማምርኡ እንተኮይኑ ናይ በሓቂ ንፍዕ ኢካ። በርትዕ ንሕናዉን ኣብ ጎንካ ኣለና።
@okubaybeyene6231
@okubaybeyene6231 Жыл бұрын
ውቃኖስ በቃ ውቃኖስ ኢኻ ኣዴኻ ነብሳ ነጊርዋ እያ ውቃኖስ ኢላትካ ዕድመን ጥዕኖን ይሃብካ we love you ❤❤❤❤
@NekaleNekalemnishow
@NekaleNekalemnishow Жыл бұрын
ኣያይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ።
@DesalegnGebremedhin-pv7zn
@DesalegnGebremedhin-pv7zn Жыл бұрын
ወዲ ሮሚጥ ደስ ይብል እዩ ቀፅለሉ
@abdayuabaygm2394
@abdayuabaygm2394 2 ай бұрын
ዋው !!!!! ትግራዋይ ብሓቂ !!! ትግራዋይነተይ አብዚኣ ፕሪግራም አግኒየያ። ወዲሮሚጥን ውቅያኖስ - Keep it up!!
@stpual1
@stpual1 Жыл бұрын
ንፉዕ ባዓል ሙያ እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ።
@AbAb-sn9my
@AbAb-sn9my Жыл бұрын
ጀጋኑ አሕዋትና ሰላሙኹም ይብዛሕ
@خمدحمد-س2ض
@خمدحمد-س2ض Жыл бұрын
ፅቡቕ መደብ ቀፅለሉ ጀጋኑና ተጋሩዋይ ኣቲና ነተባበዐዮም ❤️❤️
@Habtiega1
@Habtiega1 Жыл бұрын
ዋዋዋዋ ኣዝዩ መሳጢን መሃርን መደብ ውቅያኖስ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ ፈጣሪ
@mgm4286
@mgm4286 Жыл бұрын
Pl part 2 ኣምጽኣልና ኢኻ ወዲ ሮሚጥ
@genetkwt6461
@genetkwt6461 Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ልጀጋኑና
@senaitgezae4763
@senaitgezae4763 Жыл бұрын
ጀጋኑ፡ ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ፡ ወዲ ሮሚጥ ብደርፍታትካ ኣብ ልቢ ኩልና ተወቂጥካ፡ ሕጂ ከኣ ዝገርም ምድላው ሒዝካልና መጺካኣ፡ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቀራርባ፡በርትዕ። ውቅያኖስ ብርዕኻ ይሰስን።❤❤❤
@ShambelTesfamariamAsgodo-sz1ft
@ShambelTesfamariamAsgodo-sz1ft Жыл бұрын
ዋውው ጽቡቅ መደብ ደስዝብል ኣጆኩም ውቅያኖስ ናይ ዘመና ኣንበሳድር ሰላም ኣየት ፡ብትብዓት ንዓካ ውን ዝነቀፈካ ዘይሰራሕክያ ግጥሚ ኣላ ስሓያ ኢሉካ ይቅረታ ክትሓቶ ይግበኣካ ወዲ ሮሚጥ ንምንታይ ዘይ ሰራሕካያ ጠፈኣትኒ መመክነይታ እያ ደጊሙ ክሰደልካ ወይ ካልእ ክትሓቶ ይግባኣካ? ምስ ሰናይ ይቅረታ
@gabermadhinmichael8542
@gabermadhinmichael8542 Жыл бұрын
ንጥበብ ዝተፈጠረ ወጣት ጅግና ዉቅያኖስ ገና ብዙሕ ንጽበ እግዚአብሔር ዕድሜን ሙሉእ ጥዕና ይመነየልካ ❤❤❤❤❤
@umafepop3439
@umafepop3439 Жыл бұрын
Kexilwlu wedi romit ayana sinetibebi tigray kiliali alewo
@FRETUBE-oz4pm
@FRETUBE-oz4pm Жыл бұрын
ኣቤት ልቦና ደቂዛ ብሩኽቲ ምድሪ በርትዑ 💜💜
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
ደምርኒ ፍሪታየ
@mikialejr3514
@mikialejr3514 Жыл бұрын
@@merigalmarye7051 ናብ ብልጽግና ድዩ???ቅቅቅቅ....!
@sameradahesh4621
@sameradahesh4621 Жыл бұрын
በዛካ ቀፃሊ ሰሎሚን ይኩንንኣምላክ ኣምፀአና
@Natnaelgebrhiwet
@Natnaelgebrhiwet 11 ай бұрын
ሰላም ውቅያስን ወዲ ሮሚጥን ጹቡቅ መደቡ ቀጽልዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ
@alaymak08
@alaymak08 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ መሳጢ ዕላል ኔሩ ዉቅያኖሰ ሓወይ ዉን ኣጆካ በርትዕ ብርዕካ ይሰስን
@rhgkgduuy1475
@rhgkgduuy1475 Жыл бұрын
ጀጋኑና ደቅዞም ጀጋኑ ብጣዕሚ ደስ ዘብል መዛናግዒ እዩ ቀፅልሉ ክብርን ማጎስን ልጀጋኑና
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 Жыл бұрын
መሳጢ ዕላል ብሓቂ❤ 2 ብሉጻት ስነ-ጥበባውያን❤
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 Жыл бұрын
ጀጋኑ ከየንትና መዘና ኣልቦ ኢኹም ናይ ባሓቂ ብጣዕሚ ንፈትወኩም ነኽብረኩም. ፅቡቅ መደብ ወዲ ሮሚጥ❤💛
@angosomkidane6966
@angosomkidane6966 Жыл бұрын
ተጋሩ ሳብስክራይብ ግበርሉ ነዚ ጅግና ወዲ ሮሚጥ
@daniboytv1979
@daniboytv1979 Жыл бұрын
I love you Guys amlak selam yhabena❤
@Rshanmebrahtom
@Rshanmebrahtom Жыл бұрын
ዘይምኖ ዕላል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና 💛❤️❤️👍🏼
@tittttittt8380
@tittttittt8380 Жыл бұрын
ኣሰይይይ ዝፈትዎ ስነ ጥበባዊ ውቄ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንፈትወካ ኢና ብዙሕ ንፅበ ኢና ካባካ ❤ ወዲ ሮሚጥ ክቡር ኣቦና ዘመን ኣቅርበልና
@meashobelay-zj4kq
@meashobelay-zj4kq Жыл бұрын
የቀንየልና ወዲረሚጥ ኣጀዃ ንፉዕ ቀፅለሉ ውቃያኖስ ሓውናውን ብጣዕሚ ጎበዝእኻ ንቀፃሊውን ብዙሕኢና ንፅበ ኣብቀፃሊውን ግጥሚ ክትህበና ተሰፋ ንገብር
@samuelabraha4114
@samuelabraha4114 Жыл бұрын
ብጣሚ በሊሕን ብሉጽን ገጣማይ ውቅያኖስ ጉዑሽ
@tadeseteklebrhan
@tadeseteklebrhan Жыл бұрын
ደስ ዝብል ዕላል !!
@buudle8284
@buudle8284 Жыл бұрын
ውቅያኖስ❤🕊🕊🕊 ብዙሕ ዘይተነገረሉ ጅግና እዩ
@desnetkbrom
@desnetkbrom Жыл бұрын
ውቂያኖስ ኣድናቂትካ እዩ ንፉዕ ወዲ❤❤❤
@መቅደስ-ኀ1ፐ
@መቅደስ-ኀ1ፐ Жыл бұрын
ሽኮርት ዲቂ ትግራይ ❤❤💊💊
@umafepop3439
@umafepop3439 Жыл бұрын
Wedi romit jigna ayana ni abebe areaya akiribelina
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
​@@umafepop3439 @መቅደስ ደምራኒ አሕዋተይ መዓረይ
@danitekeste7277
@danitekeste7277 Жыл бұрын
Wukyanosss hawey jegna wedhzbi ❤edmen tenannn *+ወዲሮሚጥ
@frezghigerezgher9382
@frezghigerezgher9382 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ወቅያኖስ ከም ስምካ ኢኻ በርትዕ ኣጆኻ
@ሸረኒ
@ሸረኒ Жыл бұрын
ስም ይመርሕ ጥዋፍ ይብርህ ዝባሃልስ ከምዚ እዩ እምበር ዉቅያኖስ ዕላልኩም ካኣ ደስ ክብል💖💙
@galtigray5257
@galtigray5257 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፀእኩም ❤❤
@asefagerie8506
@asefagerie8506 Жыл бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ ❤️❤️💪💪
@maremare1976
@maremare1976 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጅጋኑ ❤️❤️❤️💛ድቂ ትግራይ
@HadushMekonen-o1l
@HadushMekonen-o1l Жыл бұрын
ኣነስ ዕላሎም መሲጡኒ ቧእ ደስ ክብሉ 🥰😘😘😘
@tomtom-qj4fv
@tomtom-qj4fv Жыл бұрын
ውቅያኖስ ዝገርም ብስለት አለዋ ምንባብ ተወሲኩሉ ብዙሕ ታአምራዊ ስራሕ ክሰርሕ እዩ። እግዚአብሔር ዕድን ጥዕናን ይሀበልና ውቂያኖስ ሽኮር።
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@tom tom ደምረኒ ሓወይ መኣረይ
@biniammelake9426
@biniammelake9426 Жыл бұрын
Enbah bel wedi Eritrea❤❤❤
@mebrahtuasefaasefa926
@mebrahtuasefaasefa926 Жыл бұрын
ውቅያኖስ ጅግና
@hsshsusu6754
@hsshsusu6754 Жыл бұрын
ትግራይ ኢኹም ባዓትኹም!!
@ddsd2475
@ddsd2475 Жыл бұрын
እንኳዕ ብዳሓን መፃኩም♥♥💛💛💊
@amanfreta9814
@amanfreta9814 Жыл бұрын
❤wkyanosey kemti afka ygberelna fetari ms yhwatna deki tgray ngdet knnagaged fkrna kerakbena iyu ❤
@suncdybv2889
@suncdybv2889 Жыл бұрын
ፅቡቅ መደብ ወዲ ሮሚጥ ግና ሓሳቡ ከይወደአ ትኮልፎ ኣለካ ችኮላ ኣለካ ኣብ ሓንቲ ዕላል ህድእ ኢልካ ኣዕልሎ
@YemaneHadgu-tt8ys
@YemaneHadgu-tt8ys Жыл бұрын
ብጣሚ ደስ ዝብል ትሕዝቶ
@سميرة-م1ظ
@سميرة-م1ظ Жыл бұрын
ጀጋኑ ኣሕዋትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@zemeda471
@zemeda471 Жыл бұрын
በሊሕ ከያኒ እና ተጋዳላይን ጅግናውቂያነስ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ
@filmonfilawi4927
@filmonfilawi4927 Жыл бұрын
ዋይ ኽነፍዕ ታዓዲሉ !! ቁዱስ ቅንኢ የቅናኣካ ❤❤
@ngusejhon9712
@ngusejhon9712 Жыл бұрын
ስነጥበባዊ ኮይኑ ህላዊኡን ህላወ ህዝቡን ክሰርሕ ትብዓት ተዘይብሉ ትርጉም የብሉን:: God bless you ዉቅያኖስ🙏 Thanks ወዲ ሮሚት for inviting to your show🙏
@kuflomangsom3880
@kuflomangsom3880 Жыл бұрын
ወዲ ሮሚጥ ጅግና ቀጺሎ ብፍላይ እዞም ናይ ቀደም ኣቦታትና ኣቅሪበልና በጃካ በጅካ ካባኣቶም ብዙሕና ንማሃር ናይዞም ናይ ሎሚ ሚንም ተስፋ ዘሎዎም ኣይመስሉን ዘይንሶም ክመስሉ ይደሉ ባህሎም የጥፉኡ ሕማቅ መንገዲ ህዝብ ይምህሩ ብስሩ ናይ ሎሚ ደረፍቲ ተስፋ ዘሎዎም ኣይኮኑን ኣብ ቀጻሊ ግን ሽሚየ ተተቅሪበልና ባዓል 1 ንግስቲ ሓየሎም 2 ማሚት 3 ፊሳሃ ገበል 4 ኣበበ ኣራኣያ 5 ሽሚየ ብራሃነ 6 ሙላት ሓየሎም 7 ዓወት ወዳጅ ወዘተ ኣቅሪበልና።
@ሶሊጋልሑሞራ
@ሶሊጋልሑሞራ Жыл бұрын
ዕላሎም ድስ ክብል ተጋሩ 🥰🥀
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@ሶሊ ጓል ሑሞራ ደምርኒ ሶሊ ሓፍተይ
@TDF-kh7iw
@TDF-kh7iw Жыл бұрын
ተጋሩዋይኒ ♥️♥️♥️💛💛💊💪💪
@TirhasTirhas-z5e
@TirhasTirhas-z5e 4 ай бұрын
እዋይውቅያኖሰደሰክብለካዕላሉ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@234ghfdw
@234ghfdw Жыл бұрын
ውቅያኖስ ንፉዕ እንድኻ ንፍልሚ ድማ ሕሰበላ ኣብ ፍልሚ ድማ ኣድምዕ we love you both
@tesfazttf8662
@tesfazttf8662 Жыл бұрын
Wikanos nay bhaki kem smhka edmen tenan naka zarkey ❤
@LoveAseu
@LoveAseu Жыл бұрын
ጀጋኑ እንካዕ ብሰላም ተራከቡኩም💊💋💋💋💕💖💖💖💖💚💚💚💚💛💛💛💛💛💐💐💐💐
@harenakesete3628
@harenakesete3628 Жыл бұрын
Nfuat ajokum nhna wn nfetweka ina eritrewyan❤❤❤❤❤❤
@daniboytv1979
@daniboytv1979 Жыл бұрын
Nay Wedi Romit ambasader tbel derfi zfetwa eske like gberelu nafta derfi kedka❤
@betegaltigray1989
@betegaltigray1989 Жыл бұрын
very very good adia❤❤❤❤ ዉቅያኖስ ምቁር ፍጥረት ❤❤❤
@maron278
@maron278 9 ай бұрын
ወዲ ሮሚጥ ኩቡር አቦና ውቅያኖሰይ ጀግና ክፈትወካ ❤❤❤❤
@arondebesay5954
@arondebesay5954 Жыл бұрын
ውቅያኖስ ጥበብካ ይሰስን ካብቶም ግጥምካ ኣዝየ ዝፈትዎ እየ ብልክዕ ስርዓት እንበር ንሕና ኣይኮናን ወይ ንስኩም ኣይኮንኩምን በዲልኩምና ኣምላክ ሰላም ይፍጠረልና ጎበዝ።
@sikosilo4629
@sikosilo4629 Жыл бұрын
ብጣዓሚ ደስ ዝቢል መደብ እዩ ኣጀኹም ቀፅልዋ ጀጋኑና
@SatityMan
@SatityMan Жыл бұрын
Wedi romit❤wikianos giush ብሉፃት ሰባት❤❤
@PastiEri
@PastiEri Жыл бұрын
Wukyanos blbi abi seb kbri ygbio nic ❤
@ddsd2475
@ddsd2475 Жыл бұрын
ደቅ ትግራይ ጀጋኑ♥♥💛💛💊💊💊
@msgnaabed4999
@msgnaabed4999 Жыл бұрын
Nay bhaqi bro i am from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 one day
@berhanefitsum8227
@berhanefitsum8227 Жыл бұрын
ወዲ ሮሚጥ ሽው ምስ ውቅያኖስ ጉዕሽ እንቃዕ ዳሓን መጻእኩም ደስ ዘብል መደብ ንውቅያኖስ ካልኣይ ክፈል ግበረልና ብጣዕሚ በሊሕ መንእስይ ዩ
@dejentekleweyni7078
@dejentekleweyni7078 Жыл бұрын
እዋይ ውቅያኖስ ደስ ክብለካ ዕላሉ እዚ ገበል ኣነ ክገዝኣሉ የ
@yemanetube3217
@yemanetube3217 Жыл бұрын
ዝለዓለ ክብርን ምስጋናን ይግበኣኩም ጀጋኑ ከየንትና👏❤
@tsionbaheran468
@tsionbaheran468 Жыл бұрын
Our hero's 💪💪💪❤️💛Big respect 🙏 keep it up the good work wedi Romiteye😘😘😘😘😘😘😘💪
@bbs4674
@bbs4674 Жыл бұрын
ኣያና ወዲ ሮሚጥ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ተጋዳላይ ውቅያኖስለ❤
@ኣክሱምይሓ
@ኣክሱምይሓ Жыл бұрын
ክቡር ኣያና ከያኒ ወዲ ሮሚጥ ብጣዕሚ ኢና ነኽብረካ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ምሉእ ስድራቤትካ ❤❤ ውቅያኖስ ወናኒ ምሉእ ሕልና ካባኻ ብዙሕ ኢና ንፅበ ቀፅሎ ኣይትሕመቅ ❤❤
@fitsumfesehaye5108
@fitsumfesehaye5108 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ብሱል መንእሰይ አዝየ ዝፈትዎ ገጣሚ እዩ ።
@ራያዓደይዓድልይስበር
@ራያዓደይዓድልይስበር Жыл бұрын
ኽዝይ ፅቡቅ ስራሕ ጀምርኩም chanalat ኣዕቡዩ
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Жыл бұрын
Dear Wekanos, thank you for your service. We love you. You are gifted by the Lord Almighty God. Be blessed. May the Lord God bless your hands work, in Jesus precious name, l pray.
@አሰኻል
@አሰኻል Жыл бұрын
ደሰ ይብል ዕላልኩም ጀጋኑና ፅቡቕ መደብ ቀፅለሉ ተጋዳላይ ወዲ ሮሚጥ❤️💛❤️💛🥰
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@ኣስኳል ሓፍቲ ኣማን ደምርኒ ኣሱ ሓፍተይ
@አሰኻል
@አሰኻል Жыл бұрын
@@merigalmarye7051 እሺ🙏
@higbjxnx3886
@higbjxnx3886 Жыл бұрын
🎉🎉❤
@FfGg-wh1kb
@FfGg-wh1kb Жыл бұрын
ሰምዕኻ ዘይሙኖ ዕላል ክልተ ተመሳሰልቲ ጀጋኑ ከየኒቲና ዕድመ ያሃበለይ ፈጣሪ🙏❤💊
@tsehayezeray3443
@tsehayezeray3443 Жыл бұрын
ጀጋኑና ተጋደልቲ
@ላሎዜማ
@ላሎዜማ Жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝነኣድ ቃለ መሕተት እዩ ወዲሮሚጥ። ብስራሕትኻ ብሓቂ ንሕበን። ናይ ወግዒ ምውህሃድ ከም ጀማሪ ዘይኮነስ ከምቶም ኣንጋፋው ዝበሃሉ ከምሊ ማኣዛ ብሩ ዓይነት በተሰባዊ ወግዒ ብዝመስል ኢኻ መፂኻና ሞ ብጣዕሚ ሕጉሳት ኢና ። በርትዕ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
@ላሎ ዜማ ደምርኒ ክብረተይ
@natnatube8709
@natnatube8709 Жыл бұрын
ኣዚ ዊቂያኖስ ኣብ ታ ናይ ፈለማ ፍልሚ ትረሓቱ የ ብዙሕ ከም ዝድምዕን ሓያልን ምኻኑ ተረዴዮ ❤❤❤ ኣጆካ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ትግራይ ጥራይ ዘይኮና ሓደ መጻኢና ምካኑ ኢና ንኣምን
Как Я Брата ОБМАНУЛ (смешное видео, прикол, юмор, поржать)
00:59
Creative Justice at the Checkout: Bananas and Eggs Showdown #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 34 МЛН
小路飞和小丑也太帅了#家庭#搞笑 #funny #小丑 #cosplay
00:13
家庭搞笑日记
Рет қаралды 14 МЛН
Мама у нас строгая
00:20
VAVAN
Рет қаралды 12 МЛН
#Natkum TV Interview Artist Tesfalem Arefaine(korchach)and Wikyenos Guash
8:49
Natkum Entertainment
Рет қаралды 30 М.
ድምፃዊ  ዘመን ኣለምሰገድ ኣብ ቀዛሕታ
49:46
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 56 М.
ኣፍቃሪተይ ምስ ወዲ ሒዘያ  New show 2024 on Harat  entertaiment
1:05:42
ከያኒ ሚዛን ተስፋይ | Mizan Tesfay | ወዲ ሮሚጥ ሾው | Wedi Romit Show
59:23
Как Я Брата ОБМАНУЛ (смешное видео, прикол, юмор, поржать)
00:59