"ሻዕብያ ብሽም እዩ ሓያል።"

  Рет қаралды 857

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

3 ай бұрын

ኣብ ከተማ መቐለ ተወሊዱ ዓብዩ፤ ንዓመታት ኣባል ሰራዊት ኢትዮጵያ ኮይኑ ምስ ኣገልገለ ኣብ ልዕሊ ህዝቡን ዓዱን ንዝበፅሕ ወራር ፅንተት ንምምካት ጥቅምቲ 2013 ዓ/ም ናብ ሰራዊት ትግራይ ተፀምቢሩ። ብርክት ኣብ ዝበሉ ከበድቲ ዓውደ ውግኣት ኣትዩ ተዋጊኡን ኣዋጊኡን። ሰራዊት ተግራይ ንኸተማ መቐለ እንትቆፃፀር ኣብ ወፍሪ ኣሉላ ዝማረኻ ዙ23 ሒዙ እናሽከርከረ ብሚድያታት ተራእዩ። ነፈርቲ ፀላኢ ንከተማ መቐለ ክድብድባ እንትመፃ ኣብ ሰራዋት ኮይኑ እናተኮሰ ይከላኸል ነይሩ። እዚ ኣብ ቀውጢ ግዜ ዝግነ ኣቦ ዙ ዝኾነ ጅግና ተጋዳላይ ሙሉ ሃይለኪሮስ ይበሃል። ንከታተሎ።

Пікірлер: 4
@user-ts2mk2rq9c
@user-ts2mk2rq9c 3 ай бұрын
ንኾርኦልኩም ጀጋኑና እንኳዕ ተረፍካ
@ontimemedia.
@ontimemedia. 3 ай бұрын
🎉❤
@user-wc3xm5us2x
@user-wc3xm5us2x 3 ай бұрын
ጀግና
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 3 ай бұрын
ይዋእ መሻኺን እንዳ ሃለውለው ዝኾንኩም ክልል!!
"ኣብ ቀውጢ ዝግነ ኣቦ ዙ!"
33:50
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 12 М.
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 170 #shorts
00:27
Increíble final 😱
00:37
Juan De Dios Pantoja 2
Рет қаралды 113 МЛН
Became invisible for one day!  #funny #wednesday #memes
00:25
Watch Me
Рет қаралды 30 МЛН
"ኣብ ኮሜዲ ትግራይ ማርሺ ዝቕይር ዘሎ ከያኒ!"
26:53
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 43 М.
"ደንበ ፀላኢ በጣጢሳ ዘምለጠት ዘይተዘመረላ ዋዕሮ!"
57:21
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 45 М.
"ካብ ማእሰርቲ ክሳብ ቃልሲ ምስ ወዲ ሓየሎም ኣርኣያ . . .!"
29:07
"ጨፍጫፍ ማርያም ደንገላት ንዓለም ዘቃለዐ ጅግና!"
58:29
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 17 М.
小丑女太帅了 #小丑#shorts  #天使
0:46
好人小丑
Рет қаралды 6 МЛН
Парень со странностями помог мальчику 🥺 #фильмы #сериалы
1:00
DixyFilms - Фильмы и сериалы
Рет қаралды 1,9 МЛН
Эмоции💫 | Тгк: D1ashenka✨
0:22
D1ashenka
Рет қаралды 2,9 МЛН
Вор в законе заступился за официантку  ...
0:59
Сериалы 🍿
Рет қаралды 9 МЛН
WHO LAUGHS LAST LAUGHS BEST 😎 #comedy
0:18
HaHaWhat
Рет қаралды 9 МЛН