"ኣብ ኮሜዲ ትግራይ ማርሺ ዝቕይር ዘሎ ከያኒ!"

  Рет қаралды 43,079

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

3 ай бұрын

ኣብ ትግራይ በብዘበኑ ብርክት ዝበሉ ባህሪ ስሓቕ(ኮሜዲ) ዘለዎም ኪነጥበባዊ ስራሕቲ ፈርዮም እዮም። ብደረጃ በቒዖም ተቐባልነት ዝረኸቡ ግን ብኣፃብዕቲ ይቑፀሩ። ኣብዚ እዋን ብሓደ ግዜ ብዉሑድ ስራሕ ልዑል ተፈታውነት ዝረኸበ ሓደ ፍሉይ ከያኒ ክነላልየኩም ፈቲና። ኮሜድያን ቴድሮስ ተስፋይ(ኮካ) ይበሃል። "ርዳእታ" ንትብል ተዋሰኦ ሓዊሱ ብርክት ዝበሉ ኮሜዲታት ሰሪሑ እዩ። ኮሜድያን ጥራይ ዘይኮነስ ልዕሊ ሸውዓተ መንፈሳዊ መዝሙራት ብዜማን ሙዚቃን ኢዱ ዝሓወሰ፣ ተፃዋቲ ኩዕሶ ኢድ መቐለ 70 እንደርታን ተፃዋቲ ጭራ፣ ክራርን ፋፃን ውን እዩ። እናሰሓቕኩም ተኸታተሉና።

Пікірлер: 308
@ggdhdbfhamenamenamen6583
@ggdhdbfhamenamenamen6583 3 ай бұрын
ብጣዕሚ እና ስሕቅና ልዕሊ 3 ግዜይ እየ ሰሚዖዮ ግና ብመንፈሳዊ መዝሙር ክትመጸና ንጸበ ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኩም ተጋርዋይ ♥️♥️♥️
@user-xu8vx9zx8z
@user-xu8vx9zx8z 3 ай бұрын
ኣነውን😂
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 3 ай бұрын
ኣነሰ ናይ ጎሪበተኒ ይመሰለኒ ነሩ ዛቢዶዮ ኣሰይ ተጋሩዋይ ኩሉ ትኩእለው ዋውው👌♥️♥️
@user-ge1ch4lq1x
@user-ge1ch4lq1x 2 ай бұрын
ትግርኛኹም ኣይርድኣክን ድዩ
@HamiTigrweyti-do2mi
@HamiTigrweyti-do2mi 2 ай бұрын
ሓካኪ ትግርኛ ልትግርኛ ትፈላልዮ ደሊካ ድዩ ሓካኪ😂​@@user-ge1ch4lq1x
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 3 ай бұрын
ኣሰይይይ ናትና ዲኻ ብጣዓሚ ደስ ዝብል መንእሰይ እዛ ናይ ርዳእታ ደጋጊመ እየ ዝርኣ ሳሓቅ ብሳሓቅ እየ ዝመት ዝበልካ ምስ በልካ እንታይ ዶሞ እለ እየ እና ቀፅለሉ❤❤❤
@kikigalgerea2015
@kikigalgerea2015 3 ай бұрын
ማርያምን ትግራዋይ ዝይመሰለኒ ናይር
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 3 ай бұрын
ዋላ ኣነ ብእዉነት😅❤
@KdusGebrial
@KdusGebrial 3 ай бұрын
ዋእ ካብ ትግራውይ ወፃኢ ከምዚ ዝዛረብ ኣሎ ድዩ
@emnetberhe
@emnetberhe 3 ай бұрын
ዋይይይ ኣታ ዝመቕሰን ወዲ ትግራዋይ ድዩ እንኮዕ ናትና ኮንካ ኣጆኻ ቀፅለሉ 💖😃😃😃
@kokikifle4439
@kokikifle4439 2 ай бұрын
ውይ ቋንቋውን አልሰማውም አንዳዱን ነው እመሰማው ልጁግን በጣም ነው እሚያሰቀኝ ሁኔታው ሁሉ ያሰቃል እውነተ ለኮሜዲ የተፈጠረ ነው ወሰደው በርታ ወንድሜ ትችላለህ
@abebaabeba8930
@abebaabeba8930 3 ай бұрын
ብዝኮነ ይመችኩም ደቂ ትግራይ❤❤❤❤😍😍😍😍
@JbbfhhFhd-ee9wj
@JbbfhhFhd-ee9wj 3 ай бұрын
ብቁሊቲ ሕንባሻይ. ብጣዕሚ ኢና ሰሕቕና ደግምና ኢና ንሰማዓ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@user-xu8vx9zx8z
@user-xu8vx9zx8z 3 ай бұрын
ልሽላን መጅሙዑን ኣምፀአልና ሶ ፁቡቅ ስራሕ።❤❤❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤
@user-rf2wm9pl2l
@user-rf2wm9pl2l 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤በርትዕ ቀፅለሉ ጅግና🌹🌹🌹🌹
@elizabethamene323
@elizabethamene323 3 ай бұрын
ይቀንየልና ንኩሉ ስራሕካ❤🙏
@haftayhagos3397
@haftayhagos3397 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ብቕዓት ዘለዎ ወዲ እዩ!❤❤❤❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ ክብር ሓወይ❤❤❤❤
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 3 ай бұрын
ሽሻይ ወረሰ ወዲ ትርንጊ ምለሰለይ በጃኻ ዋይ 😳😳😳😳ቴዲ ማራ መሰሓቂ ኢኻ ቀፅለሉ ሰራሕኻ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰💖💖💖💖
@zementsge7048
@zementsge7048 3 ай бұрын
ክበረታታዕ ዝግበኦ በዓል ሞያ ❤❤❤
@user-xr5kc2cw5v
@user-xr5kc2cw5v 3 ай бұрын
ሹሻይ ወረስ ብጣዕሚ ደስ ኢኻ ትብል ቀልድታትኻ ቀፅለሉ
@AKLILU-HAGOS-
@AKLILU-HAGOS- 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ኣለካ ቀጽለሉ ኹቡር ሓውና በርትዕ ኢኻ ብሓቂ ❤
@EdyatTube-pm3vs
@EdyatTube-pm3vs 3 ай бұрын
ነንባዕልና ንተሓሓዝ ክቡራት❤❤❤❤
@genetraya9799
@genetraya9799 3 ай бұрын
ተጋሩዋኒ 💖
@MstifEbrahim
@MstifEbrahim 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝሰሓቁኩሉ ድራማ እዩ። እና ቡዙሑ ይፅበይ
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h 3 ай бұрын
እንኳዕ በሰላም መፃእኩም ሽሻየይ መንፈሳዊካ ቀፀለሉ ቴደሮሰይ 😂ኣሲሕቅና ረዳእታ ትብል 😂ኣይሳኣንዋ😂 ብቁልቲ ሕባሻ ክልቲኦም መይቶም መንኛ ዘመቶ 😂
@danigsahle
@danigsahle 3 ай бұрын
Excellent comedian. A new rising star with various artistic talents. Keep it up Bro.👍👍
@medhin8187
@medhin8187 3 ай бұрын
❤ኮኳ😂😂😂 መን ሞይቱ ኣብዚ ሰሙን ያ😂😂😂😂😂😂 #መርጌታ ሰሎሞን
@assefa18
@assefa18 2 ай бұрын
ዘ best one comedian coca ይሞቺካ ቀፅለሉ frand
@fevennigusmesfin4245
@fevennigusmesfin4245 2 ай бұрын
ወዲሰፈረይ ❤❤❤
@user-ez4lp3tf7n
@user-ez4lp3tf7n 2 ай бұрын
ዋእ ዋእ.......ናይ ብሓቂ talented .ኣብ መጻኢ ካብዚ ቆልዓ ብዙሕ ክጽበ'የ
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 3 ай бұрын
እእንኳዕ ዳሕና መፃእኹም 👏 ድዛ ኮሜንት ታንቡ #ሳብስክራይብ ገብርኹምለይ ሕለፉ ኣሕዋት ክምልስ እየ🥰💚
@genetraya9799
@genetraya9799 3 ай бұрын
መልሲ 🎉
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ደምራኒ ምቅራተይ❤❤❤❤
@dejenhadgu5288
@dejenhadgu5288 3 ай бұрын
Betami gobez eka nsika ajoka 🤙
@lulbahri
@lulbahri 3 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤ Good job
@user-ks5ei4uf3h
@user-ks5ei4uf3h 3 ай бұрын
waww bkiat aleka❤
@user-uf9tb8mn6e
@user-uf9tb8mn6e 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ተዛናገና ጀጋኑ ኣሕዋተይ ቀፅልሉ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@SalamSha-wl4tm
@SalamSha-wl4tm 3 ай бұрын
32ሳሓቅ ኢልኩም ግበሩ ጋይስ ምእንተ ንዛናጋዕ ኣብ ናቱ ላኣተና😍
@user-ul2wb3pj1q
@user-ul2wb3pj1q 3 ай бұрын
Buluts sebb❤❤❤ maharayn zekene hasabbbbb kenu rekiboyo
@sarahsarah4584
@sarahsarah4584 3 ай бұрын
ኾካዋይ ቀፅለሎ ደጋጊመ ሰሚኢ ዘይፀግባ ምላጥ ሙዝ😂😂😂😂😂😂
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ደምሪኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤😊
@hhbjcg3619
@hhbjcg3619 3 ай бұрын
ቡቁልተይ ሕሞባሻይ ባ ዳስዋ ንኦ ለለ 😂
@abadihagos7620
@abadihagos7620 3 ай бұрын
gerami seb eyu berte belo eka sisco arkey
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 3 ай бұрын
ብጣዓሚ ዘስሕቀኒ ወዲ❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@KbromKahsay-sr2qx
@KbromKahsay-sr2qx 2 ай бұрын
🎉🎉🎉
@desu.egelawi
@desu.egelawi 2 ай бұрын
ኣረ ዝሰብ ዝገርም ሰብ እዩ ኣሓዋተይ❤
@kidan5256
@kidan5256 2 ай бұрын
እሰይይይይይይ ዝተፈለየ ፀጋ ኣለካ ተጠቀመሉ ወዲ ትግራይ ባርቹ😍😍😍😍😂😂😂😂😂👌👌👌👌
@HiwiGaltigray
@HiwiGaltigray 2 ай бұрын
ሳሓቅ ቀቲልካና ወድነዋ ቀፅለሉ ወድኖ 😂😂ስ ደቅዓደይ ማዓረይ❤❤❤
@user-yy8yx8yn8x
@user-yy8yx8yn8x 3 ай бұрын
እትብ ኣለወዶ ናባዓሉ ኣነስ መተ እየ😂❤
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 3 ай бұрын
እወ 32 ሳሓቅ እልካ/ኪ ዩቱብ ምሕታት
@mulukidane4163
@mulukidane4163 3 ай бұрын
❤❤❤
@kalebezana2294
@kalebezana2294 3 ай бұрын
Thank you @ ሽሻይ ወረሰ ወዲ ትርንጊ
@user-rf5ye4it9o
@user-rf5ye4it9o 2 ай бұрын
❤❤
@user-rc8jt1pp3c
@user-rc8jt1pp3c 3 ай бұрын
ሽሻይ ሓወይ ፀቡቅ ሲሒቅና ተዛናጊዕና😂😂 ቀፅለሉ❤❤❤
@lidiyafshaye2017
@lidiyafshaye2017 3 ай бұрын
Kem lomi siheke ayfltin ❤❤❤ bejaka ketslo wedi adey meareyy ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂
@asdftyu4148
@asdftyu4148 3 ай бұрын
🎉🎉ናትና ድዩ ትግራዋይ ዘይመሰለኒ
@vardamariyam7992
@vardamariyam7992 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-yy8yx8yn8x
@user-yy8yx8yn8x 3 ай бұрын
ኤርትራዊ መስልኒ ነሩ ናባዓልና ድዩ እንኳዕ ናትና ከንካ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ😊😊❤❤
@asefagerie8506
@asefagerie8506 3 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️👍
@HadasTesfay-mf8rw
@HadasTesfay-mf8rw 3 ай бұрын
❤❤❤🎉
@tesgategrewyti6347
@tesgategrewyti6347 3 ай бұрын
ደስ ባሃልቲ ❤ደቂ ዓደይ ግን ትግራዋይ ምካኑ ሎሚ ፈሊጠ❤😅😅😅
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@MebrahtomGebru-dc7sn
@MebrahtomGebru-dc7sn Ай бұрын
Keyani........, Gobez!!!
@user-io3nw5ye4w
@user-io3nw5ye4w 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@TadkanBrhana
@TadkanBrhana 3 ай бұрын
💖💖💖
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MNn-xi9mk
@MNn-xi9mk 3 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-hb1vb8qm4q
@user-hb1vb8qm4q 3 ай бұрын
💚💚💚💚💚
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 3 ай бұрын
😁 ዋይ ንስካ ዲካ ክንደይ ግዜ ሲሕቀላ እዛ ኮሜዲ እዚኣ😂😂😂 መቅሰነይ ብጣዕሚ ብርቱዕ ወዲ ኢካ ቀፅለሉ ወድነይ ❤️❤️🥰🥰
@edon7537
@edon7537 3 ай бұрын
እዋይ ደክ ክብል🎉🎉🎉🎉
@titigaltigray
@titigaltigray 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@FekaduFerj
@FekaduFerj 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@mulukidane4163
@mulukidane4163 3 ай бұрын
GOOD job
@user-nk1es8fw1r
@user-nk1es8fw1r 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@haftow1501
@haftow1501 3 ай бұрын
ቀፅለሉ ብጣዕሚ ሓሪፍ
@SAIZANA674
@SAIZANA674 3 ай бұрын
coca my best comedian keep it up
@user-qm2uz2mp3s
@user-qm2uz2mp3s 3 ай бұрын
Kef zelewo wedi
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ወለልአ
@01tigray
@01tigray 3 ай бұрын
👌❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@dasraagrey5721
@dasraagrey5721 3 ай бұрын
ብጣዕሚ እካ ትሰሕበኒ
@NneeNeeqoo
@NneeNeeqoo 2 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 3 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@user-dw5wn9dw8w
@user-dw5wn9dw8w 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-uf9tb8mn6e
@user-uf9tb8mn6e 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@tsarkanatsbha2658
@tsarkanatsbha2658 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-ep7pk2uq9d
@user-ep7pk2uq9d 3 ай бұрын
ዝፈትዋ ዘክብሮን ዘቅረብካልና አዝየ የመስግን❤❤❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ ❤😊
@user-ww9gu5ko9z
@user-ww9gu5ko9z 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰
@nebyat2363
@nebyat2363 2 ай бұрын
ጀግና ዝሓወይ ቀፀለሉ ❤🙏
@imissmama3978
@imissmama3978 3 ай бұрын
😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅 Good job✔️👌 ድገመና ባ? ጋዜጠኛ ከኣ ኬፍ ኣለካ ኣድናቒኻ ,የ።
@amanueleyasu920
@amanueleyasu920 3 ай бұрын
🤙🤙🤙
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p 3 ай бұрын
በርትዕ ቀፅለሉ 👏👏👏❤️💛💯🙏
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p 3 ай бұрын
@@user-uy4ek2zj3s እሽኒ ጏል ዓደይ 💛❤️🌹
@abrahahagos6325
@abrahahagos6325 3 ай бұрын
ከመዚ ዓይነት መድርክ ፅብቅ እዪ ሓሊፈ ሓሊፈ ይቅረበና ጎቶት
@rsjv415
@rsjv415 3 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-zh5lj4ex3k
@user-zh5lj4ex3k 2 ай бұрын
ማዓረይ ኣነስ ክትምቸየኒ❤❤❤❤❤❤
@mtprodacion2500
@mtprodacion2500 3 ай бұрын
እዚ ወዲ ኣብ እንዳ ጌሬ እሙን እንተ ዝመጽእ ጽቡቅ ነይሩ❤
@user-jb4uu8hv8p
@user-jb4uu8hv8p 3 ай бұрын
Ketsilelu
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w 2 ай бұрын
ሱኒ ሪአ እየ መፂአ ሕማቅ ዓይኒ ወቃጦ የለዋን ድየን ከም ናይ ኣድጊ ኣብ ምግፍሑስ ስጋ መሲሉ❤
@davidteklehaimanot4377
@davidteklehaimanot4377 3 ай бұрын
Atta, lailewai dirtsanka yetariy!
@user-ez4lp3tf7n
@user-ez4lp3tf7n 2 ай бұрын
መጀመርያ"ረድእታ" ኮመዲ ክርኢ ከለኹ ዝተቆርጸ ቪድዮ ስለ ዝነበረ ከምዚ real life ወይ hiden camera መሲልኒ ኔሩ።ናይ ብሓቂ ሓሪፍ ስራሕ።
@aseymichael1455
@aseymichael1455 3 ай бұрын
He is so smart. Made me laugh like crazy!!
@greattigray5290
@greattigray5290 3 ай бұрын
ሽሻይ ወረስ በጃካ ንወዲ ትርንጊ መልሰልና ቆልዓ ከለኩ ከኣ ትረካካ ብጣዕሚ እዩ ዝፈትዎ ትረካታት እዉን ኣቅርበልና
@adonaybisrat537
@adonaybisrat537 2 ай бұрын
I love this guy
@user-yl3gx4vw7e
@user-yl3gx4vw7e 3 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@efremamine4736
@efremamine4736 3 ай бұрын
Entay dika afrikawit eka eko
@yergalemtigray4361
@yergalemtigray4361 3 ай бұрын
ኣጀኻ ብርትዕ ቀፅለሉ ❤♥️💛
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ደምሩኒ ክብራተይ❤❤❤
@BinyamTewelde
@BinyamTewelde 3 ай бұрын
በርትዕ ቀፅለሉ🎉🎉🎉🎉
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 3 ай бұрын
ደምረኒ ክብር ሓወይ❤❤❤
@sebkunmedia2
@sebkunmedia2 3 ай бұрын
ዝገርም ፈጠራዩ
@slamah.33slamah2
@slamah.33slamah2 3 ай бұрын
ፋታ ብሩጎኦ እያ ማራ ተስሕቀን
@zementsge7048
@zementsge7048 3 ай бұрын
ሽሻይ ወረስ በዓል ጥዑም ላዛ እዛ አብ ታሕቲ ዘቅምጠልካ ፎቶ ሪኢካ ተኮነ ክልትኦም ክህልው ብሂወት ይምነ ❤❤❤ ተተቅርቦም ንተመልካቲ ደስ ይብል
@Plotmedia.
@Plotmedia. 3 ай бұрын
ፎቶን ኣድራሻን ላኣኸልና፡
@SalamSha-wl4tm
@SalamSha-wl4tm 3 ай бұрын
መን ሞይቱ ኣብዚ ሰሙን😂😂😂😂ይሞችዮ ግን በኡነት💐💐💐😍
@d.republicofgreattigray6256
@d.republicofgreattigray6256 3 ай бұрын
ይሞቸይኻ ዝዓርከይ! ቓፅለሉ! ትኽእል ኢኻ!
@user-lx6wh4hg2r
@user-lx6wh4hg2r 3 ай бұрын
❤❤❤❤ፋታ ብርግኦ😅😅
"ደንበ ፀላኢ በጣጢሳ ዘምለጠት ዘይተዘመረላ ዋዕሮ!"
57:21
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 45 М.
ኣብ ሚድያ "ወድዛ ቆናጭ" ኢሉ ናብ ገድሊ ዝወረደ ታሪኸኛ!
41:39
Sigma Girl Past #funny #sigma #viral
00:20
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 30 МЛН
I wish I could change THIS fast! 🤣
00:33
America's Got Talent
Рет қаралды 98 МЛН
Неприятная Встреча На Мосту - Полярная звезда #shorts
00:59
Полярная звезда - Kuzey Yıldızı
Рет қаралды 7 МЛН
Каха ограбил банк
01:00
К-Media
Рет қаралды 11 МЛН
"ንእስነታን ተስፋኣን ንትግራይ ዝገበረት ሰገን።"
23:23
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 9 М.
ቀዛሕታ - ቐሺ ሃፍቱ ኣብ ቀዛሕታ
11:08
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 163 М.
"ንህዝቢ ነቢሩ ብህዝቡ ዝተረሰዐ. . ."
37:55
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 16 М.
Вор в законе заступился за официантку  ...
0:59
Сериалы 🍿
Рет қаралды 9 МЛН
小丑女太帅了 #小丑#shorts  #天使
0:46
好人小丑
Рет қаралды 6 МЛН
В поисках семьи😢😱
0:56
Следы времени
Рет қаралды 8 МЛН
小丑女太帅了 #小丑#shorts  #天使
0:46
好人小丑
Рет қаралды 6 МЛН