ተሳተፍቲ ሰልፊ ይኣክል ኣብ ሮማናት ናይ ምሸት ፃንሒት

  Рет қаралды 5,623

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna

Күн бұрын

Пікірлер: 30
@YohannesTesfaye-c1x
@YohannesTesfaye-c1x 16 күн бұрын
ዓለም ምስ ህዝባ ትስማእኩም
@AlemtshayFenta
@AlemtshayFenta 15 күн бұрын
Yes, enough is enough!❤❤❤🎉🎉🎉
@BahtaGebre-c4w
@BahtaGebre-c4w 15 күн бұрын
We keeping doing that we will join u soon
@ጋልትግራይ-ቨ2
@ጋልትግራይ-ቨ2 16 күн бұрын
ኣጀኹም ኣሕዋተይ ኣብ ጎንኹም ህዝብ ኩሉ ኣብዝ ሰለማዊ ክሳተፍ ኣለው ቃንዛ ናይ እዞም ቃንዛ ኩሉ ህዝብ ትግራይ እዩ ኣጀና 💔🥰
@destaAman-xn7td
@destaAman-xn7td 16 күн бұрын
አለና አብ ጎንክም ህዝብይ
@TesfayAbrha4905
@TesfayAbrha4905 15 күн бұрын
ኣጆኹም ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ኣብጎንኹም እዩ።
@DestaWubshet
@DestaWubshet 15 күн бұрын
ኣጀኹም ቃልስኹም ፍትሓዊ እዩ በርትዑ።
@FetewiKidane
@FetewiKidane 15 күн бұрын
ይኣክል ምባልና ሉኡኻትይብሉና በዚሑየመና ንሕና ንመሰልና ሠልፊ ብምውፃእና የሕምዎምመራሕትና ተፋለጥናኣለና ቴንዳዘንበሩና ኣይንለቆምን ኢና መሬትምስወግሓልና።
@zbansas8686
@zbansas8686 15 күн бұрын
አሕዋትና አጀኹም፣አሎና አብጎንኹም፣ተሰለፍቲ ኢና ከማኹም።
@BereketKidey-sj1km
@BereketKidey-sj1km 16 күн бұрын
ፅቡቅ እዩ ግን በናይ ትግራይ አቆፃፅራ በል
@FetewiKidane
@FetewiKidane 15 күн бұрын
ድምፂ ህዝቢ ይሰማዕ።
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 16 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mikytekle8814
@mikytekle8814 16 күн бұрын
Laza tigringa also contributed a lot for the suffering of our people by supporting getachew and tsarkan to do so
@Kirosmesfin
@Kirosmesfin 15 күн бұрын
አይዛቹህ አብሪአችሁም ባልሆን ከልብ ከእናንተ ጋር ነን : ህዝባችን ወደ ቤቱ መመለስ የእያንዳዳችን ግዴታ ነው : ይኣክል
@GolWejerat
@GolWejerat 16 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤😢😢😢
@YohannesTesfaye-c1x
@YohannesTesfaye-c1x 16 күн бұрын
ፅቡቅሞ ብደንቢ ካሜራ አይርኣን
@SelamKidan-o6u
@SelamKidan-o6u 16 күн бұрын
No abyi gedyi
@aksum-b9b
@aksum-b9b 15 күн бұрын
ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ናብቲ ሰልፊ ይተህወስ። ኩሉ ትግረዋይ ይተሀወስ እቲ ቃልሲ ንይ ምቅላል።
@DestaWubshet
@DestaWubshet 15 күн бұрын
ዜና ይኹን ባነር ናይ ኢንግሊዝኛ ክፍሊ ይወሰኽ።
@KbetenHaylay-xg1ok
@KbetenHaylay-xg1ok 16 күн бұрын
ኢጦጴያ ካላንደር የብላን የይይይይይ
@YemaneAbrha-k9b
@YemaneAbrha-k9b 16 күн бұрын
ህወሓት ምልክት መከራ ተጋሩ እዩ ክነውግዞ ይግባእ ብለይባቡ ኣይንምራሕን ይኣክል
@tiamirkidane7715
@tiamirkidane7715 15 күн бұрын
ብናይ ኢትዮጲያ ኣቆጻጽራ ኝኝኝኝኝኝኝ ብናይ ዓድና በሊ
@solomonmamo6602
@solomonmamo6602 16 күн бұрын
Humera humera you all humera?
@aksum-b9b
@aksum-b9b 15 күн бұрын
ናይ ኢትዮጵያ አቆጻጽራ ዝበሀል የለን። ብይ ግዕዝ አው ብይ ትግርና አቆጻጽራ እዩ ዝበሀል።
@KIDANEMARIAMGard
@KIDANEMARIAMGard 16 күн бұрын
ህዝቢ ትግራይ ምሳኩም እዩ ህዝብና መሬትና ክምለስ አለዎ ድምፂ ህዝቢ ምኳንኩም ኮሪእና አብ ጎንኩም አለና ግን ውራይ ህዝቢ ገዲፎም ዲሞክራሲ ሪፎርም ካውንስል እንዳበሉ ሰንበት ሰንበት ዝህውትቱ ካብ ስልጣንኩም ውረዱ ክበሀሉ አለዎም::
@amharawitchesandwizard4459
@amharawitchesandwizard4459 15 күн бұрын
አየ ጋዜጠኛ ፣ ብና ኢትዬጰያ ሰዓት አቆፃፅራ ? ዶ በለት ? ብሓቂ ? አየ ፍልጠት ፣ ? ኸማኺ ልበለ የለን ፣ ኢትዬጰይ ኢትዬጰይ ኢልኩም ሕቅቅ ከትብሉ ኸዓ ጀመርኩም ፣ ኢትዬጰይ እንታይ ሰዓት አቆፃፅራ አለዋ ፀልማትን ቀትርን ዘይሓውሰ ናይ ግእዝ አቆፃፅራ እዩ አንቱም ተመዛበልቲ ትማሊ እኳ ኢትዬጰያውይን ኢና እንተበልኩም አይተሓዘኩምን ግን መሬትና መረበትና ንብረትናን ጥሪትና መልሱልና የአከል ነይሩ ብዝኾነ አምላኸ ምሰኹም ይኹን አሕዋትና ንሕና እውን አብ ጎንኹም አለና ።
@abebakasa349
@abebakasa349 16 күн бұрын
ኣለና አብ ኣብ ጎንኩም ህዝቢ ኩሉ ኣብዚ ሰለማዊ ክንሳተፍ ኣለና ኣብ ደገ ዘለና ሼር እናገበርና ኣብ ዓዱ ዘሎ ህዝቢ ግን ኩሉ ካዓሰል ኣለዎ ሓድነትና ነራጋግፅ ህዝቢ ድሕሪ ዝኩሉ መስዋኣትነት ከምዚ ኣይግበአካን ነይሪ
Their Boat Engine Fell Off
0:13
Newsflare
Рет қаралды 15 МЛН
Hilarious FAKE TONGUE Prank by WEDNESDAY😏🖤
0:39
La La Life Shorts
Рет қаралды 44 МЛН
ዕብዳን ዝተዋረሶ ፖለቲካ - #ትሕቲሰማይትግራይ  #ላዛትግርኛ
1:02:03
ህልው ኩነታት ትግራይ ብኣንደበት ውድብ ናጽነት
1:30:08
ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Рет қаралды 6 М.