No video

TMH | መግለፂ ቅዋም ላዕለዎት ኣመራርሓ ህወሓት

  Рет қаралды 4,116

Tigrai Media House

Tigrai Media House

Күн бұрын

TMH envisions becoming a world-class and most trusted media network covering major stories that influence Ethiopia and the Horn of Africa delivering swift and reliable news updates and analyses to the Ethiopian people and the global community.
#tmh #tmhtv #tigray #tigraynews #tigrai #tigrainNew #negaritzena
website: www.tmhtv.org
Twitter : / tmhtvnews
Facebook : / tmhtv
Instagram: / tigrai_media_house
Support TMH by becoming a Monthly subscriber by visiting
/ 134425496630143

Пікірлер: 22
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
TPLF ❤❤❤ንዓኹም ዝንቕንቕ ምድራዊ ሓይሊ የለን እቲ ሓፂን ዝለበሰ ህዝቢ ትግራይ ኣብጎንኹም ኣሎ ወይከ ፈተኽ ❤❤❤❤❤ክብርን ሞጎስን ንመላእ ናይ ሎምን ናይቀደምን ተጋደልቲ ትግራይን ኣመራርሓ ፖለቲካውን ወታደራውን ይኹን❤❤❤❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
ዓወት ንሕውሓት❤❤❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
❤❤❤TPLF
@zeegebru5059
@zeegebru5059 Ай бұрын
TPLF is the bone and blood of Tigray people! TPLF forever
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
Exactly❤❤❤
@awetwolwalo2515
@awetwolwalo2515 Ай бұрын
ይበል ቀጽሉ ህዝብና ኣድሕኑዎ
@zeegebru5059
@zeegebru5059 Ай бұрын
Keep going TPLF
@kalayuasefa1517
@kalayuasefa1517 Ай бұрын
ሕዚ እውን ከም ትማሊ ህዝቢ ትግራይ ምስ ውድቡ ሕወሓት ብምርዳዳአ ዘይሰግሮ ፀገም የለን ።ጉባኤ ህወሃት በሰላም ተጀሚሩ ክዛዘም አለዎ ።
@MashoKidanu
@MashoKidanu Ай бұрын
እዋናዊ ሕቶ ዝጠልቦ ኣዩ።
@legessegebrekristos8088
@legessegebrekristos8088 Ай бұрын
"ክልተ ወጣጡ እንትማረኹ ከይንሕረድ " እዩ ነገሩ
@user-lm3dm8vz6r
@user-lm3dm8vz6r Ай бұрын
ንብረቱ ብወራረተ ኣውሪርኹም እንደኣበየ ዝኸይድ ዘሎ ልመና ማለት እንታይ ማለት እዩ እቱም አሕዋትና?????
@amanuelkifle582
@amanuelkifle582 Ай бұрын
What is the point? 😂😂😂😂😂 walk Up my people for Justice and Peace and avoiding the violence women of Tigray
@AlulaEngda-rc2rn
@AlulaEngda-rc2rn Ай бұрын
Tms ብቴሌቭዥን ካብ እንሪአ ቡዙሕ ጌርና ኣለና/ኣብ ኣዲስ ኣበባ/። ስለዚ ናይ ናይ ቻናል ወይ ፍሪኬንሲ ለውጢ እንተጌርኩም ሓቡሩና።
@letayme
@letayme Ай бұрын
ለባ ሙረካያ ለባ ከበ ሰረዉቴ
@okellobusha1351
@okellobusha1351 Ай бұрын
“ላዕለዎት ኣመራርሓ ውደብ ሀወሓት” ተባሂሉ ዝተጸወዐ ኣኼባ ካድረ ሕወሓት ባዓል 11 ነጥቢ ውሳነ ወሲና ኢሉ ኣዊጁ እንሄ። ዝገርም ህወሓት ዝተባሃለት ቫይረስ ጠንቂ ህዝቢ ትግራይ ክንደይ ላዕለዎት ኣመራርሓ እዩ ዘለዉዋ። ማዕኸላይ ኮሚቴ ይብሉ፥ ፓሊት ቢሮ ይብሉ፥ ጉባኤ ይብሉ፥ ቁጽጽር ኮሚሽን ይብሉ በቲ ኮሚኒስታዊ መስመሮም “መስመርና” ዝብልዎ ቋንቋ። ህዝቢ ትግራይ 6 ሚልየን ህዝቢ ብናፃ ድምጹ ብዝወከሎ ፓር፡ላም ድዩ ዝመራሕ ወይስ ብ1,111 ካድሬ? ህዝቢ ትግራይ ምሁርን ተማሃራይን ትዲኤፍን ሓዊሱ መልሲ ክህብን ነዞም ጠንቂታት እዚኣቶምን ጎይተቶምን ኣይተድልዩናን ኣይትውኩልናን ግለሱልና ዝብለሉ ኢዋን ሕዚ እዩ። ጽባሕ ኣይኮነን። ተለዓል ህዝቢ ትግራይ። እዞም ጠንቂታትካ ንሓዱሽ 50 ዓመት ባርያ ገይሮም ካብ ጥፍኣት ናብ ጥፍኣት ከእትዉኻ ወደኽደኽ ይብሉ ኣለዉ ዝሓለፈ 50 ዓመት ዘድመዩኻን፡ ዘንብዕኻን፡ ዘጠመዩኻን፡ ዘዕንዉኻን ዘዋረዱኻን ከይኣኸሎም። እቲ ኣዋጅ ነጋሪ መንእሰይ ካድሬ ኣንብብ ዝበልዎ ከንብብ እንተሎ ካብ ውሽጣዊ ጭንቂ ብተለዓለ ርሃጹ ከም ውሒጅ ፈሲሱ። ነብሱ ይነግሮ ኣሎ ሓቂ ከምዘየንብብ ዘሎ። መግለጺ ቅዋምና ኢሊ ካብዘንበቦ - 1) ውድብና ነድሕን (ህብና ነድሕን ማለቶም ገዲፎም ነብስናን ረብሓናን ነድሕን ማለቶም እዩ) ባዓል ደብረጽየን/ደብረሰይጣንን ፈትለ/ጉዲታን ዝሰብክዎ ከምዝቐኑ 2) ካብ ዓለም ከጥፍኡና ንዝመጹ ፀልእትና “ትግራይ ትስዕር” ኢልና መኪትና። እዙይ ማለት ዘየድሊ ብሰላም ዝፍታሕን ዝእለይን ዝነበረ ጎንጺ (Power Struggle) ካብ ኣቢይ ኣሕመድ ሥልጣን ክምንዝዑ ደልዮም ንህዝቢ ትግራይ ናብ መእለያ ዘይብሉ ሓዊን ዕንወትን ከምዘይብጸሕዎ እዩ። 3) Reform and Council ምግባርን ምምስራትን ስምምዕነት ስለዘይበፃሕና፥ ውድብና #TPLF ነዙይ ኣብ ምምዕሪራይ መሪሕነቱ ይጻወት። እዙይ ኮሚኒስታዊ ዓብላልነቱን ብስብስነቱን ይረጋገጽ ማለት እዩ። 4) ውድብና ናብ ፕሪቶርያ ምድርዳር ዓኼባታት ክምለስ ኣልዎ ናይ ስዕረት ፊርማ ከምዘይፈረሙ፥ ህወሓት ተራ ጦረኛ/ደመኛ ተባሂሉ ከምዘይተደርበየ። ብቐጥታ ህወሓት ንጊዚያዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ ይተካዮ ኣዮም ዝብሉ ዘለዉ። 5) ኣብ መእተዊን መደምደሚን መግለጺኦም “ኣብ ብሄራዊ ህልውናና ሓደጋ ኣጋጢሙና ኣሎ” ይብሉ። መን ድዩ ዘየድሊ ኩናታ ክወላዕ ገይሩ ህዝዝቢ ትግራይ ክብርስን ካብ ደቡብን ምዕራብን ሰሜን ምስራቕን ትግራይ ካብ ክብረቱን ንብረቱን ተመዛቢሉ ፍቖዶ ገደላገደል፡ ጥሻታት፡ ቴንዳታት፡ ቤት ትምህርትታት ፋሕ ብትን ክብልን ክሰቓይን ዝገብረ። ኣይ ህወሓትን መረሕታን እንድዮም። ናይ ትማሊ መሻርኽትኹም “የድል አጥቢያ አርበኛ” ይብሉ። 6) ብተደጋጋሚ “ዘድሊ ኩሉ ከምንገብር ቃል ንኣትው” ይብሉ። እንታይ ድኣ እቲ ደማዊ ኩይናት ንህብና ኣየዋጽኦን ኣይትኽክልን ቃልኩም ሓፍ ኣቢልኩም ዘይምተቃውምኩምን ህዝብና ክተድሕኑ ዝካኣለኩም ዘይገበርኩም። እዚ ፈኸራኹም እኮ ንሕና ተመሊስና ስልጣን እንተዘይሒዝና ካልእ ኣኬልዳማ ክነካየድ ኢና ማለትኩም እኮ እዩ። 7) ኣብ መግለጺኹም በዘለኩም ማሕበራዊ ቅርጺ (Social Structure or Hierarchy) “ላዕለዎት ኣመራርሓ = ካድሬ” ልዕሊ ኹሉ፥ ቀጺሉ ኣባል፥ ሰሊሱ ህዝቢ ትግራይ ከምዝኾን ብዕሊ ኣዊጂኩም። እዚ ሕዚ ብግልጺ ዘውጻእኽምዎ ገበንኩምን ሽሪኹምን ኣዩ ንህዝቢ ትግራይ ን50 ሙሉእ ኣብ ገደል ኣጽዲፍዎ ዘሎ። ንስኻትኩምስ በዚ ሕዚ ፖለቲካ ሓይሊ ኮይንኩም ከምዝለመድክምዎ ኣብ ትግራይ ክትነብሩ? ዘበት!!!!!!!!
@kinfekaleab49
@kinfekaleab49 Ай бұрын
10:16 ካብ ገጸ ምጥሪ ከጥፍኡና 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@KuzeKuze-vl5cd
@KuzeKuze-vl5cd Ай бұрын
😂😂😂
@atakltikassa7296
@atakltikassa7296 Ай бұрын
Leababo besbosat
@hayelomtsegay
@hayelomtsegay Ай бұрын
Tplf must go.
@mikichanels12
@mikichanels12 Ай бұрын
ካብ ዝባና እባ ውረዱ tplf
@legessegebrekristos8088
@legessegebrekristos8088 Ай бұрын
እሞ ተሓታቲ ኣሎዶ? ወይስ ኣጸባዕትኻ እናብ ካልእ ምውጥዋጥ?
If Barbie came to life! 💝
00:37
Meow-some! Reacts
Рет қаралды 72 МЛН
🩷🩵VS👿
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 23 МЛН
Gere emun part 184 | ገሬ እሙን ክፋል 184
41:01
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 276 М.
ዕላል ኣፍየ ዘርእሰናይ -ወዲ ሓጂ
ዘተ ብጋህዲ
Рет қаралды 91
"ኣብዚኣ........! ኣቦ ወንበር " ABZIA ABO WENBER
9:37
East Africa Film Production
Рет қаралды 230 М.