23 July 2024

  Рет қаралды 1,276

HAGEREY TV ሃገረይ TV

HAGEREY TV ሃገረይ TV

Күн бұрын

Пікірлер: 32
@zemhretaraya1587
@zemhretaraya1587 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Peaceful8181
@Peaceful8181 5 ай бұрын
መርሓባ ዓይነታ ዓቢ ሰብ 👏🏼😊
@JhohnGere
@JhohnGere 5 ай бұрын
💎💎💎 aneta memhre haqi
@hamassien323
@hamassien323 5 ай бұрын
ንፉዕ ኣጆኻ ቀጽሎ🎉❤
@johnsimon3302
@johnsimon3302 5 ай бұрын
ዓርኩ፡ ሃገርን ህዝብን፥ ስርዓትን ልኡላውነትን፡ ፖለቲካን ስፖርትን ክፈላሊ ዘይክእል ንድኹም ሰብ ምርሓቁ ጥራሕ እዩ። ንኸምዚኦም ሰባት ኣብ ኩሉ ጥቅሚ ስለዘይብሎም ምድርባዮም።
@gerebrhantewold4353
@gerebrhantewold4353 5 ай бұрын
Seq bel kelb esyas
@hayatjahar836
@hayatjahar836 5 ай бұрын
Xbuki mebrhe Ayneta haweyyyy👏👏👏👏👏👏👏
@hayatjahar836
@hayatjahar836 5 ай бұрын
👍👍👍🌹🌹👍🌹
@BN_Ageneration_mussie1973
@BN_Ageneration_mussie1973 5 ай бұрын
👋✊💙💪🙏
@merygualkeren
@merygualkeren 5 ай бұрын
Behaki Busul Zereba 👏👏
@danielgebreab692
@danielgebreab692 5 ай бұрын
💙💙💙
@obeytesfa278
@obeytesfa278 5 ай бұрын
Simply great man! Gifted ! Carry on............
@rahelmeasho7350
@rahelmeasho7350 5 ай бұрын
ዓይነታ ቡሩኽ
@hayatjahar836
@hayatjahar836 5 ай бұрын
Bravo Ayneta lebam zreba 👍👍👍👍👏👏👏👏
@tebeagasa7221
@tebeagasa7221 5 ай бұрын
ካብ ህግደፍን ደገፍቱን ትጽበዮ ኢኻ እቲ ዘሐዝን ግን እዞም ደለይቲ ፍትሒ ባሃልቲ ነታ ሰማያዊት ባንዴራ ሒዙዋ'ዶ ተጸጊዑዋ እንዳ በሉ ከም ዓቢ ዓርእስቲ ክዛረቡሉ ምርኣይ እዩ:-እቲ ምንታይስ ቃልሲ ባንዴራ ድዩ ዘለዎም ወይሲ ንሓርነትን ፍትሕን እዮም ዝቃለሱ ዘለዉ ኣብዘይ ነለልየሉ ደረጃ በጺሕና:: ብዝኾነ ጹቡቕ ገርካ ገሊጽካዮ ኣለኻ ሓዉ ኣይነታ የመስግነካ 🙏❤❤
@Hermela-md3ez
@Hermela-md3ez 5 ай бұрын
በል እስኪ ሰልጠነ ኣይስማዕ እንበር ኣብዛ ስክሪን ክጸጥሓካ እዩ ኣምሰሉ እንዳበለ😅😅😅😅 ይስተርካ ብዝተረፈ ግን thanks i agree with you
@weldehiwettsegu
@weldehiwettsegu 5 ай бұрын
Great job as usual Ayneta brother. ዋላ ሽሕ ግዜ ከም ወግዓዊት ባንዴራ ኣይንቀበላ፥ ኣብ ዝኾነ ዓውደ-ስፖርት ዝዕወት ሃገሩ ብትልለየሉ ባንዴራ ሒዙ ኣብ ፖድዮም ክርአ ወይ ጽምብል ክገብር ተራ ነገር እዩ። እዚ እኮ ሓደ ሜላ ሃገርካ ናብ ተፈላጥነት ንምብጻሕ ትጥቀመሉ እዩ። ደሓር ቢንያም ኣብ ዘይዲሞክራሲት ሃገር ይነብር ከምዘሎ ከኣ ዘይምዝንጋዕ። መለይ እንተ ሂብካዮ ማኖ ተትሕዞ ኣለኻ ማለት እዩ። ስፖርታዊ ጭውነትን ፖለቲካን በበይኑ ኣምር እዩ። ንኣብነት ኣብዛ ናይ ሎሚ ዝነበረት ናይ ኤውሮጳ ቻምፕዮን ስጳኛውያን ሮድርን ሞራታን ብዛዕባ ናይ ጂብላርጣል ኣልዒሎም ብዝተዛረብዎ ናብ መርመራ ከይዱ ኣሎ። ዲክታተራዊ ምቅዋም ኣብ ዘብጽሕ የብሉን።
@hayatjahar836
@hayatjahar836 5 ай бұрын
🌹🌹🌹🌹🌹
@Ioveumam
@Ioveumam 5 ай бұрын
✌️😍
@temg8587
@temg8587 5 ай бұрын
Good job
@sa_mu2024
@sa_mu2024 5 ай бұрын
Good point ዓይነታ
@SebNkun
@SebNkun 5 ай бұрын
*ሐራይ ኣቦይ ማዕዳይ፡ ፍረ ኣይረኸብክሉን እዚ ልፍለፋኻ*
@hamassien323
@hamassien323 5 ай бұрын
መርሓባ ብሩኽ ዘርኢ ብዙሓት ኢዮም ነዚ ስም ናይ ኤርትራ ክልዓል ዘይደልዩዎ
@michaeltadesse2512
@michaeltadesse2512 5 ай бұрын
Lebam seb ayneta hawey
@dawitye9581
@dawitye9581 5 ай бұрын
ጽቡቕ ጠፊእካልና ኔርካ ምስ ጠፋእካ ብኣካ ምሽቃልና ድማ ይገድድ ነዚ ትብሎ ዘለካ ዝጠፍኦ ሰብ ኣሎ
@brhanemebrahtom6264
@brhanemebrahtom6264 5 ай бұрын
ezn ezn geyga eu ktbl meselka eu ez kone elka teblo zeleka gn teqebalnet yeblun kemes tom tblom zeleka wn kemz neska ritoka thbo zeleka natom rito eu kubur haw kemztat ashmur znetu teztef xubuk neru hj fulut eu nesom wn gbere mels khbu kblu bzuhu kolel eu emo nyo belwo ez ashmur zerebatat
@freshday8263
@freshday8263 5 ай бұрын
Ayneta eti nrio zelena ab zewan mis eritreana da ember mis eti srat aykonen eti xeli
@tesfalem-n8s
@tesfalem-n8s 5 ай бұрын
Gohaf tmbel bejaka aletawi zsemaka yelen
@obeytesfa278
@obeytesfa278 5 ай бұрын
ስቕ በል በጃኻ ፡ መን ክሓፍረልካ አዩ፡ጠንባር! ጉዙእ ባርያ! ርእሲ ከዉሒ! መን ኣዴኻ ፍለጥ ኢሉካ አዩ። ዑሱብ ብህዝቡ ዘይጉሂ ፡ ፈታዊ ከብዱ፡ ሎቑማጽ፡ እወ ሎቕማጽ!
@Selam-fr9mz
@Selam-fr9mz 5 ай бұрын
ኣንታ ሓውና ምስ ኤርትራውነት ስጋዕ ክንደይ ፍቅሪ ኤርትራ ከምዘለካ ተረዲእና ኤርትራ እንዳበልካ ኣጽሚምካና 😂 ብዝተረፈ ቢኒ ሃገራዊ ኣይተምስሎ። ንስካ ግን ኣምሰሎ ዝኾንካ ሰብን ሃገራዊ ኢካ።
@asmarino598
@asmarino598 5 ай бұрын
❤❤❤❤
Hagerey TV is back, እዋናዊ ዝርርብ ምስ ዓይነታ ምሕረትኣብ
1:49:25
So Cute 🥰 who is better?
00:15
dednahype
Рет қаралды 19 МЛН
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН
Hagerey TV ዝርርብ ምስ ዮሴፍ ገ/ሂወት J-Studio
1:50:57
HAGEREY TV ሃገረይ TV
Рет қаралды 17 М.
ሓፈሻዊ ዝርርብ ምስ ጥዑምዝጊ ጠዓመ
1:01:12
HAGEREY TV ሃገረይ TV
Рет қаралды 11 М.
Hagerey TV ናይ ፈተነ ፈነወ
17:40
HAGEREY TV ሃገረይ TV
Рет қаралды 8 М.