ዓቢይ ገረብ ወዲቑና! በረኸቶም ምስኩላትና ይኹን። ሥልጣን ከሰተ

  Рет қаралды 19,608

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Күн бұрын

Пікірлер: 310
@nuranura5953
@nuranura5953 2 жыл бұрын
“ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሞት ቅዱሳኑ ኽቡር እዩ።” - መዝሙር ዳዊት 116፥15😥💔
@Gerie1998
@Gerie1998 2 жыл бұрын
ኣቦና መንግስተ ሰማያት የዋርሶም በረኸቶም ይሕደረና መምህርና ካ ጸጉኡ የብዝሓልካ
@temsgenamlke4992
@temsgenamlke4992 2 жыл бұрын
ክብር አቦና ምስ ቅድሳን ያንቡርኩም በረከቶም ረደአቶም ይሕደረና 😥 ቃል ህይወት ያሰመዐና ክቡር ሓውና ✝️
@ተመስገንአምላኬ-ደ4በ
@ተመስገንአምላኬ-ደ4በ 2 жыл бұрын
ብሓቃ ቃል ህይወት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን በረከቶም ረደአቶም ይሕረና ክብር ኣቦና 😭 ብሓቃ ክብር ሓወና ስልጣን መምህር
@hfgggyy7705
@hfgggyy7705 2 жыл бұрын
መንግስተ ሠማያት የዋርሦም ጸጋ በረከቶም የካፍለና
@berekettes42
@berekettes42 2 жыл бұрын
ዕረፍቲ ቅዱሳን ይግበረልኩም ቅዱስ ኣቦና ።በረኸቶም ምስ ኩሉና ደቂ ተዋህዶ ይኹን።
@salsall6836
@salsall6836 2 жыл бұрын
ፀለቶምን በረከቶምን የሕደረና ንኣቦና መንግስቲ ሰማይ የዋርሶም
@vms20as72
@vms20as72 2 жыл бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ኣቦና በረከቶም ይሕደረና
@tdf8017
@tdf8017 2 жыл бұрын
ኩቡር ኣቦና ብሰላም ዕረፉ በረከቶም ምስ ኩላትና ነብሰ ክርስትያን ይኩን🙏🙏😭😭🙏🙏
@gdt6wt317
@gdt6wt317 2 жыл бұрын
መንግስቲ ሰማይ የዋርሶም ኩብር ኣቦና በረከቶም ይሕደረና ብሰላም የዕሩፉ አብዋኒ
@እግዚአብሔርፍቅርነወ
@እግዚአብሔርፍቅርነወ 2 жыл бұрын
ክቡር አቦና ምስ ቅዱሳን የንብርኩም እግዚአብሔር አምላክ በረኸተምን ረድኤተምን ምስ ህዘቢ ክርስቲያን ይኹን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና ፀጉኡ የብዝሓልካ እግዚአብሔር አምላክ
@lemlem5552
@lemlem5552 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣንይ ኣይይይይ ንክብር ኣቦና ነብሶም ኣብ ኣፀደ ገነት ያንብሮም ወላዲት አምላክ ብክልተ እዳ ትቃበሎም አሜን 😭😭
@titigaltgray8760
@titigaltgray8760 2 жыл бұрын
በረከቶም ምስ ኩላትና ይኹን ኩቡር ኣቦና
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 2 жыл бұрын
በሰላም ዕረፉ ቅዱስ ኣቦና ኣብነ እንጦንዮስ ጾሎቶምን በረከቶምን ምስ ኩለና ህዝበ ክርስትያን ይኹን👏💔 “ናይ ጻድቕ መከራ ብዙሕ እዩ፣ እግዚኣብሄር ግና ካብ ኵሉ የናግፎ።” - መዝሙር ዳዊት 34፥19 “ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሞት ቅዱሳኑ ኽቡር እዩ።” - መዝሙር ዳዊት 116፥15 ነብሶም ኣብ ሕቑፊ ቅዱሳን የንብረልና።🙏 ==>በረከቶም ይሕደረና!🙏
@ጋልትግራይ-ቀ2ሰ
@ጋልትግራይ-ቀ2ሰ 2 жыл бұрын
ብረከቶም ይሕደረን ክብር ኣባና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 😥😥😥🙏🙏🙏
@samerhsamerh1812
@samerhsamerh1812 2 жыл бұрын
ኩብር ኣባና በረክተም ይሕድረና መንገስተ ስመይ ያውሩስም ኣባና ቃል ህይዉት የስመዓልና ክብር ሓውና
@zemenmahari188
@zemenmahari188 2 жыл бұрын
መምህረይ ፅናዓት ያሃበና እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ሕቅፍ ቁዱሳን ይንበረለና በረክቶም ይሕደረና
@englishwithhabteab1815
@englishwithhabteab1815 2 жыл бұрын
ቅዱስ ዎ ብጽዕ ኣቦና ሓቀኛ ገድሊ ተጋዲሎም። ጸለቶምን በረኸቶምን ኣይፈለየና።
@محمدمحمد-ت9ض3ر
@محمدمحمد-ت9ض3ر 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር ሓውና ስልጣን እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ብሓቂ አዕሪፎም ክብር ቅዱስ ወብፁእ አቦና በረከቶም ይሕደረና አሜን፫
@ቋንቋዬነሽድንግልማርያም
@ቋንቋዬነሽድንግልማርያም 2 жыл бұрын
መንግሥተ ሰማይ የዋሮሶም በረከቶም ይሕደረና ኣቦና
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 2 жыл бұрын
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዕልና ክቡር ሓወና ናይ ዘመና ሐዋርያ አቦና ቅዱስ አቡነ እንጦንዮስ በረከቶም ይሕደረና ብፀሎቶም ይምሓረና .
@ንኩሉግዜኣለዎተመስገንፈጣ
@ንኩሉግዜኣለዎተመስገንፈጣ 2 жыл бұрын
_በረከቶም ይሕደረና ክቡር ኣቦዋየ_ “ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሞት ቅዱሳኑ ኽቡር እዩ።” መዝሙር ዳዊት 116፥15
@ንኹሉግዜኣለዎ-ኰ5ቈ
@ንኹሉግዜኣለዎ-ኰ5ቈ 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ በረከቶም ይሕደረና ፅንዓቶም የክሉና
@akezaseiemun6702
@akezaseiemun6702 2 жыл бұрын
ክብር አባና ምሰ ቅድሳን ያንብርኩምበራከቶም ረደአትም ይሕደረና
@mlubrhangebremedhn658
@mlubrhangebremedhn658 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ጸግኦምን ረዲኦቶምን ምስ ኩላትና ይኩን ጸጉኡ የብዝሓልካ ሰልጠነ ሓውና።
@zelasiekidani7021
@zelasiekidani7021 2 жыл бұрын
ክቡር አቦና በረከቶም ያሓደረና ቅድሳን በታራሪክ በረከቶም ምስ ክልና ይሓደረ🙏🙏🙏😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔
@merawaliku3182
@merawaliku3182 2 жыл бұрын
እግዛብሄር ኣምላኽ ምስ ቅዱሳን የንብርኩም፡በረኸቶም ረድኤቶም ይሕደረና
@msdorhan5992
@msdorhan5992 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@salama9687
@salama9687 2 жыл бұрын
ብሓቂ በረከቶም ይሕደረና ብሰላም ዕረፍና ክብር ኣቦና
@ghadi1022
@ghadi1022 2 жыл бұрын
እሜን እሜን እሜን መምህርና
@ቅዱስጊወርጊስጠብቀኝ
@ቅዱስጊወርጊስጠብቀኝ 2 жыл бұрын
በረከቶም ይሕደረና ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓወና ሥልጣን
@segenseltan793
@segenseltan793 2 жыл бұрын
ኣሜን በረከቶም መስ ኩልና ይኩን
@samuelhafte4316
@samuelhafte4316 2 жыл бұрын
ዝሞትና ንሕና እና
@SB-en6ev
@SB-en6ev 2 жыл бұрын
በረከቶም ይሕደረና ኩቡር ኣቦና! ቓለ ሂወት የስማልና ኩቡር ሓዉና ::
@እግዚአብሔርእረኛዬነ-አ8ጀ
@እግዚአብሔርእረኛዬነ-አ8ጀ 2 жыл бұрын
ክብር አቦና ምስ ቅድሳን ያንቡርኩም በረከቶም ረደአቶም ይሕደረና ቃል ህይወት ያስመዐና ክቡር ሓውና🙏🙏🙏
@ደግፈኒኣምላኸይ
@ደግፈኒኣምላኸይ 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏
@mazigaltewahdo9079
@mazigaltewahdo9079 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና ናኣቦና ለ በረከቶም ፀሎቶም ኣይፈለየና ሓቀኛ ተጋዳለይ ናኦርቶዶክስ ተዋህዶቤተክርስትያንና ነይሮም በረከቶም ኣይፈለየና
@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ
@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ 2 жыл бұрын
በረከቶም ይሕደረና ኣቦና😢😢😢
@mahderemesfun5039
@mahderemesfun5039 2 жыл бұрын
ኣሜን እግዚኣብሄር ናብቲ ዘዳለዎሎም ብሰላም ይእትዎም።
@hgkodxzx1378
@hgkodxzx1378 2 жыл бұрын
በረከቶም ይሕደረና ቅዱስ ኣቦና ብሰላም ዕረፉ
@negestyhaylu5321
@negestyhaylu5321 2 жыл бұрын
ክብር አቦና ምሰ ቅዱሳን ያንብርኩም በረከቶም ረዲእቶም ይሕደረና😥 ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ጸግኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏
@ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ
@ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር ሓውና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ አሜን ንቦና መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ፀጋ በረከቶም ይሕደረና አሜን
@Teakusurahwa
@Teakusurahwa 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ማርያመይማርያመይ
@ማርያመይማርያመይ 2 жыл бұрын
በረኸቶም አይፈለየና💒
@mikalhayelom3562
@mikalhayelom3562 2 жыл бұрын
በረከቶም ይሕደረና ኩቡር ኣቦና 🙏💔😭
@musemamilove4519
@musemamilove4519 2 жыл бұрын
በረኸትኩም ይሕደረና ክቡር ኣቦና 🙏💔😭💔 ንዓና ንሓጥያተኛታት ደቂኹም ብ ጸሎትኩም ዘክሩና ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሞት ቅዱሳኑ ኽቡር እዩ። ✝️ መዝሙር ዳዊት 116፥15 ✝️
@ክወግሕእዩብሓይሊአምላክ
@ክወግሕእዩብሓይሊአምላክ 2 жыл бұрын
አቦና አብ ሐቅፉ ቅድሳኑ የንብረልና በረከቶም ይሕደረና ንክላትና ህዝቢ ክርስትያን
@fderfeet7866
@fderfeet7866 2 жыл бұрын
በረከቶም ይሕደረና ክብር ኣቦና 🙏🙏🙏😢
@qqwwerslkiygnv3719
@qqwwerslkiygnv3719 2 жыл бұрын
አሜን በረከቶም የሕደረና ክብር አቦና
@ወዙጓልተዋህዶትግራወይቲ
@ወዙጓልተዋህዶትግራወይቲ 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት ይሰመዐልና መምህረይ 👏😓 ቡፁእ ኣቦና ብሰላም ዕረፉ ዕረፍቲ ቁዱሳን ይግበረልኩም ኣቦና በረከቶም ይሕደረና ብሓቂ ዓቢ ገረብ ወድቅና 😭😭😭 ነዖኦምስ ዕረፍቶም ኡዩ ወይለኦም ዳኣ እቶም ዘሳቀይዎምን ዝኣሰርዎምን እምበር ንሶምስ ረ ሩፍታ ረኪቦም እዮም 👏😓
@maerez3974
@maerez3974 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓውና ፡ን ኣቦና ካኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ጸጎም በረኸቶም ኣይፈለየና!!!
@shewitsium5514
@shewitsium5514 2 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭 ኣሜን ስልጣን ሃወይ
@tigestsemereab7880
@tigestsemereab7880 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@sosoli8781
@sosoli8781 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን 😭😭🤲
@yordanostesfay2690
@yordanostesfay2690 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen kubur abona mengste semay yewarskum bereketom rediatom yhderena
@TV-vh2im
@TV-vh2im 2 жыл бұрын
ቃል ኅይወት የሠመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልካ መምኅረይ🤲💞 _ንዖኦምስ ይሐሽም ንዓና ሓጥያተኛታት ደቆም በረኮቶም ይሕደረና ኣቦና😭💔😭እህህህ_
@tsigetsige5028
@tsigetsige5028 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዐና ስልጣን ሓወይ ናይ ቡፁእ ኣቦና በረከቶም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏😭
@teklittes5682
@teklittes5682 2 жыл бұрын
ንኽቡር ኣቦና ኣብ ሕቅፎ ቅድሳኑ የንብረልና ብሰላም የዕርፋ😭😭😭😭😭😭😭
@negasiargebre6394
@negasiargebre6394 2 жыл бұрын
Berketom mis kulatnea yikun Ame amen amen
@መቢጋልተዋህዶ
@መቢጋልተዋህዶ 2 жыл бұрын
በረከቶም ይሕደረና ቁዱስ ኣቦና😥😥
@selamgalemebrhan9668
@selamgalemebrhan9668 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ አብ ሕቅፉ የንብሮም ክቡር ኣቦና በረከቶም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ይኩን
@molimoli6068
@molimoli6068 2 жыл бұрын
ብሓቂ ካምዙም ቅዱስ ኣቦና ዕረፍቶሞ ልብና ኣይሓዘነን በረከቶም ይሕደረና ክቡር ኣቦና ነብስኩም ብሰላም ትዕረፈልናክቡር ኣቦዋና
@nighistieyob2685
@nighistieyob2685 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet ysmailna. Bereketom ayfelayena.
@ኩሉንምርኣይምቕናይምቕናይ
@ኩሉንምርኣይምቕናይምቕናይ 2 жыл бұрын
በረከቶም ይሕደረና ቅዱስ ኣቦና ደማ ሃገረ ህይወት መንግስተ ሰማያት የውርሶም
@fyorisolomon1648
@fyorisolomon1648 2 жыл бұрын
Bereketom ayfeleyena Amen Amen Amen
@ወዲሓላልመሬት-ሠ4በ
@ወዲሓላልመሬት-ሠ4በ 2 жыл бұрын
ኣቦና በረኸቶም ይሕደረና😥😥😥💔💔💔
@salamsa4185
@salamsa4185 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ስልጣን ሓወይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክብር ወቅዱስ አቦና እንጣንዮስ በረከቶም ኣይፈለየና ፅንዓት ያሃብኩም ህዝቢ ክርስቲያን ኣብ መላኣ ዓለም እትርከቡ ክብራት ኣሕዋተይ
@ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ
@ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ 2 жыл бұрын
ቅዱስ ክብር ኣቦና ጻድቅ ገና ሓዘኑኩም ሓዝኒና እዩም ምንግስት ስማያት ይዋርሱም ብርክቶም ርዲእቶም ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን ብሓቂ ብዘይ ምኪንያት በደል ዘይ ዋዒሎዋ ክፍኡ ንጉስ ሕማቅገብረ ገይሩ ናይ ቅድሳን ሞት ኣብ ቅድሚ እግዚ ኣብሒር ኣምላኽ ክብር እዩ ኣስይይይይይይይይ እንካዓ ብስላም ናብ ቅድስት ቤት ናብ ጎይታና ኣምላኽና ብስላም ይቅበልኩም ኣብ ሕቅፊ የንብርኩም ኣምላኽ ኣቦ ቅዱሳን እዩእሞ ተጋዱሎ ኩም ጽናዕቶኩም ኣብ ኩሉ ህዚቢ ክርስትያን ይኩን ኣሜን ፁናዓት ይሃብኩም ኣፍቅርቲ ንኣቦና ቅዱስ ወብጽእ ጵጵስ
@abrahamfkare2418
@abrahamfkare2418 2 жыл бұрын
Amen bereketomn xelotomn ayfeleyena
@ድንግለይሩፍታልበይ-ኸ3ደ
@ድንግለይሩፍታልበይ-ኸ3ደ 2 жыл бұрын
_ኣቦ ሓቂ ኣቦ ፅንዓት ኣቦየ በረከቶም ይሕደረና ንሕና ደኣ ብስጋን ብነብስን ከይንመውት ንፅናዕ ኣብ እምነትና እምበር ኣቦይስ ኣዕሪፎም እዬም ኣየ ነብሰይ ፈሪሐልኪ_
@ኽብረትጋልትግራይ
@ኽብረትጋልትግራይ 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን😥
@yodittewelde4191
@yodittewelde4191 2 жыл бұрын
Amen breketom ayfeleyena qal hiwet yesmalna memhrey
@teklesenbetteklay4615
@teklesenbetteklay4615 2 жыл бұрын
ንሕና ኢና ዝሞትና እምበር ንሶም'ሲ ዝሕሾም እዮም መሪጾም እግዛቢሄር በረከቶም ይኽፈለና!
@andemariyamasfahale7074
@andemariyamasfahale7074 2 жыл бұрын
እወ ኣቦና የዐሪፎም ኢዮም ኣቦናስ ኣይመትን ጸለቶም ኣይፈለየና እግዚአብሔር ሰላም ዕረፍቲ ይግበረልኩም እወ ስልጣን ሓውና
@swswits3249
@swswits3249 2 жыл бұрын
በረከቶም ይሕደርና ንኩሉ ህዝቢ ይኩን
@ጓልተዋህዶ-ጸ7በ
@ጓልተዋህዶ-ጸ7በ 2 жыл бұрын
በረከቶም ይሕደረና ክቡር ኣቦና “ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሞት ቅዱሳኑ ኽቡር እዩ።” - መዝሙር ዳዊት 116፥15
@ጓልቅዱስገብርኤል
@ጓልቅዱስገብርኤል 2 жыл бұрын
ቅዱስ ኣቦና በረከቶምን ፀሎቶም ምስ ኩናትና ነብሰ ክርስትያን ይኹን
@ወይኒጓልጽዮንማርያም
@ወይኒጓልጽዮንማርያም 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓወይ ስልጣን✝️❤ ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና አነስ ተስፋ ይገብር ነይረ ካብ እስርቤት ወፂዮም ድምፆም ከስምዕና ግን ከም ዝሓሰብካዮ ዘይኮነስ እግዚአብሔር አምላክ ከም ዝፈቆዶ እዩ ዋ በረከቶም ይሕደረና ንኣናም አብ እምነትና የፅነዐና ከም ኣቦና። ልክዕ አለካ ንስስ ለሕዝነናሎ ግን ሓቀኛ ኣቦ ነይሮምና ከም ሓዋርያ ኢልና ኢና ሐዘም ከም ኣቦና ዝበለ ሓቀኛ ፍቅሪ ዝሰብክ ልሓቂ ዝቀውም ኣቦ ይፍጠረልና ፈጣሪ።
@mebrhitfutsum7997
@mebrhitfutsum7997 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐና ክብር ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ ዕረፍቲ ነብሲ ይሃቦም ክብር ኣቦና በረኮቶም ምስ ኩላትና ይኩን አሜን አሜን አሜን
@حمدالقحطاني-ك3ق
@حمدالقحطاني-ك3ق 2 жыл бұрын
አሜን 3 ነቦና መንግስተ ሰማይ የዋርሰልና በረከቶም እውን ምስ ኩለና ሕዝበ ክርስትያን ይኩን
@yonixadq2945
@yonixadq2945 2 жыл бұрын
amen amen amen erefti qudusan yegberelkum kubur abona
@hntsagirmay181
@hntsagirmay181 2 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna,bereketom ayfeleyena.
@vxnn4818
@vxnn4818 2 жыл бұрын
ፅንዓት ይሃብኩም ብጹእ ወቅዱስ ክብር አቦና በረከቶምን ረዲኤቶምን ይሕደረና
@fyorihadguhadgu9362
@fyorihadguhadgu9362 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna
@yafetsolomon6565
@yafetsolomon6565 2 жыл бұрын
Kal hiwet yesmana kbur memhrna tsega bereketom yhderena Nbona mengste semay yewarsom 🙏🙏🙏
@ተመስገንአምላክ-ፐ3ኸ
@ተመስገንአምላክ-ፐ3ኸ 2 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን በረከቶም ይሕደረና ክብር ኣባና
@ሜሪጓልተዋህዶYouTube
@ሜሪጓልተዋህዶYouTube 2 жыл бұрын
“ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሞት ቅዱሳኑ ኽቡር እዩ።” - መዝሙር ዳዊት 116፥15ብሰላም ይዕረፎልና ክብር ኣቦና 😭🥺💔 በረከትኩም ይሕድርና
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ 2 жыл бұрын
በረከቶም ምስ ኩለና ህዝበ ክርስትያን ይኩን አሜን
@ሽሞይተዋህዶውሽጠይግንባዶ
@ሽሞይተዋህዶውሽጠይግንባዶ 2 жыл бұрын
ገነት ይኹን ዒፃኹም ብፁእ ኣቦና💔🥺😭 ቃለ ሂወት የስመዕልና ስልጣን ሓውና✝️✝️✝️💞
@AkezaHagos
@AkezaHagos 2 жыл бұрын
በረከቶም ይሕደረና👏
@haiahh4466
@haiahh4466 2 жыл бұрын
ጸሎቶም በርከቶም አይፍለየናዳዊት 116 (Psalms) 15፤ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሞት ቅዱሳኑ ኽቡር እዩ።
@helenmogos3559
@helenmogos3559 2 жыл бұрын
ብሓቅ ቃል ህይወት ያስማልኝ ኣቦና መንግስተ ሰማያት ይዋርስኻ ብኣፀደ ገነት ያንብርኻ በረከትኻ ይብፀሐና 😥😥😥😥መሕዘን እየ!
@ለሚጓልተዋህዶ
@ለሚጓልተዋህዶ 2 жыл бұрын
ብኣፀደ ገነት የንብርካ❓❓ በረከትኻ ይብፀሐና❓❓ምስ ሰናይ ይቅርታ ከምዙይ ኣይበሃልን ክቡር እዮም ብክብሪ ንፀዋዓዮም ብሰላም ዕረፉ ክቡር ኣቦና በረከቶም ይሕደረና
@ኣዶክርስቲያን
@ኣዶክርስቲያን 2 жыл бұрын
ኣብት ትዕቢት ኣታ እልኪ ክትጽውዒ ነውሪ እዩ ክብርቲ ሓፍተይ
@manaykasa3548
@manaykasa3548 2 жыл бұрын
@@ኣዶክርስቲያን ኣብ ደቂ ሰባት ጌጋ ዝባሃል ኣሎ
@selamgebretnsae6880
@selamgebretnsae6880 2 жыл бұрын
Bereket nay AEBONA Yhderena. Kal nay hiwet yesmaelna.
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን መምህርይ ኣቦና ምስ ቅዱሳን የንብሮም መንግስተ ስማያት የዋርሶም
@bitsumalakasgedom2898
@bitsumalakasgedom2898 2 жыл бұрын
Egziabher mesaka Seltan hawey. Behaki esu you tihaki.
@ሽሞይተዋህዶውሽጠይግንባዶ
@ሽሞይተዋህዶውሽጠይግንባዶ 2 жыл бұрын
ናይ ብፁእ ኣቦና በረኮቶም ምስ ኩላትይ ይኹን ደቂ ተዋህዶ ✝️✝️✝️💞💔
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ስልጣን እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ ቅዱስ ኣቦና እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብ ሕቁፎ ኣብርሃም ይስሓቅ ይቀበሎም መንግስተ ሰማያት የውርሶም 😭😭😭😭 በረከቶምን ጸሎቶምን ኣይፈለየና 😭😭😭😭
@ኩኾንእየዋናኒትነፃነት
@ኩኾንእየዋናኒትነፃነት 2 жыл бұрын
ፀሎቶምን በረከቶምን ይሕደረና ሰላም ዕረፍቲ ክብር ኣቦና
@እየሱስመገድንሓቅንህይወት
@እየሱስመገድንሓቅንህይወት 2 жыл бұрын
በረከቶም ይሕደረና ናይኣቦና😭😭😭
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
@ብስቃይህዝበይሓሚመ 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አብ የማናይ ኢዱ የንብሮም ናይ አቦና ብፁእ አቡነ እንጦንዮስ በረከቶም ምስ ኹልና ይኹን አሜን ✝️👏🙏🤲
@tekeleyodit9304
@tekeleyodit9304 2 жыл бұрын
በረከቶም ንኩላትና ይኩን
ዓገብ!  ግን እንታይ ይኾና ኣለዋ? //  ሥልጣን ከሰተ
17:44
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 35 М.
How To Get Married:   #short
00:22
Jin and Hattie
Рет қаралды 11 МЛН
Players vs Corner Flags 🤯
00:28
LE FOOT EN VIDÉO
Рет қаралды 54 МЛН
My daughter is creative when it comes to eating food #funny #comedy #cute #baby#smart girl
00:17
የማኅበረ ሰላም የመዝሙርና የስነ-ጥበብ የሙያ ማህበር  አጭር ዘገባ
21:34
ማኅበረ ሰላም ዘተዋህዶ - Mahibere Selam Zetewahido
Рет қаралды 267
ዘገርም ትግርኛ ዝዛረብ ዩጋንዳዊ!
29:30
Aklilu H.michael
Рет қаралды 82 М.
"ዘይሓልፈላ ዑፍ መስከረም ትዓውር"ብሂል ኣቦታትና
32:22
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 56 М.
መቐጸልታ ናይ መበል 15 ክፋል መልሲ ንሕቶታትኩም ብስልጣን ከሰተ
19:13
ሥልጣን ከይበለ ዘይወግሓሉ ሰብ! በሉ ስምዕዎ!
28:29
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 10 М.
How To Get Married:   #short
00:22
Jin and Hattie
Рет қаралды 11 МЛН