No video

ብሂል ኣበው!ቅዱስ ሙሴ ጸሊም፡ሓጥያቱ ዘኪሩ ዝናዘዝ ብዙሕ ኣይሓጥን፡ሓጥያቱ ክዝክር ዘይክእል ክናዘዝ ኣይክእልን። ጥፍኣቱ ድማ፡ዓቢ እዩ።

  Рет қаралды 213

Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት

Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት

Күн бұрын

ሰብ ዘዝበልዖ እዩ ዘጒስዕ እሞ፡ እቲ እትምገብዎ ካበይ ምዃኑ ኣስተውዕሉ! ንቤተ ክርስቲያን ዝወግእ እሾኽ ከይትበልዑ ተጠንቀቑ። subscribe እናገበርኩም ካብዘን ቻነላት ጽሩይ ኦርቶዶክሳዊ ትምህርቲ ተመገቡ።ቅዱስ ሚናስ
"ወርቂ ኩሉ ብሓዊ ከምዝፍተን ናይ ክርስቶስ ጸጋን ክብርን ክይተፈተኑ ምርኻብ ኣይከኣልን ናይ ዓለም ፈተናን እሳትን ቀልጢፉ ይሓልፍ ሓጢያተኛታት ዝኣትውዋ ገሃነም እሳት ግን ንዘለዓለም እንዳነደደ ይነብር።"
በረኸቶምን ረዲኤቶምን ኣብ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይሕደር ኣሜን!!!

Пікірлер: 3
@user-hc6fr1jb4m
@user-hc6fr1jb4m 7 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመኣና ሸጉኡ የብዝሓልኪ ልዑል ፈጣሪ 🙏ሶሊ ሓብተይ
@user-gd6hq9fr8j
@user-gd6hq9fr8j 7 ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓና ፡ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 7 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመኣልና🙏🙏🙏
КТО ЛЮБИТ ГРИБЫ?? #shorts
00:24
Паша Осадчий
Рет қаралды 3,9 МЛН
He bought this so I can drive too🥹😭 #tiktok #elsarca
00:22
Elsa Arca
Рет қаралды 16 МЛН
managed to catch #tiktok
00:16
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 49 МЛН
Magic trick 🪄😁
00:13
Andrey Grechka
Рет қаралды 58 МЛН
ኣይትናወፁ : Eritrean Orthodox Tewahdo sbket Yohannes Solomon 4 November 2023
18:47
Medlote Amin መድሎተ ኣሚን
Рет қаралды 66 М.
ወርቃዊ ብሂል ኣበው ክስማዕ ዘለዎ
11:08
AXIM TUBE ኣክሱም ዮቱብ
Рет қаралды 406
КТО ЛЮБИТ ГРИБЫ?? #shorts
00:24
Паша Осадчий
Рет қаралды 3,9 МЛН