No video

Dehay Eritrea ደቂ ውሻጠን ግዳምን ዝሳተፉዎ ሃገራዊ ባይቶ! ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 11,436

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

3 ай бұрын

Dehay Eritrea ደቂ ውሻጠን ግዳምን ዝሳተፉዎ ሃገራዊ ባይቶ!
“ ህዝቢ ኤርትራ ርህሩህን ተጻዋርን ደኣ ኰይኑ እምበር እቲ ናይ ጥፍኣት ደወል ካብ ዝድወል ነዊሕ እዩ ገይሩ። 18 ዓመት ዝገበረ መንእሰይ ነብሱ ክእዝዝ ኣይክእልን እዩ። እተን ዝርካበን ትምህርቲ ምስ ወተሃደራዊ ስልጠና እየን ዝወሃበኦ። እቲ ዝዓበየ ጋግ ኣብ ሕብረተሰብ ሓንቲ ሃገር ቘልዓን መንእሰይን ምስ እትስእን እዩ። እዘን ኩለን ዓመታት ግዝኣት ናይ ኢሳይያስ ከኣ ነዚ ክውንነት’ዚ እዩ ዘረጋግጸልና።” ብዛዕባ እዚ ብዝምልከት ተጋዳላይ ሕሩይ ተድላ ምስ ደሃይ ኤርትራ ዝገበሮ ካልኣይ ክፋል ዝርርብ እነሆ ክትከታተሉና ንዕድም!
2ይ ክፋል ዘተ ምስ ተጋዳላይ ሕሩይ!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
09 ግንቦት 2024
ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 109
@TrueVisionT
@TrueVisionT 3 ай бұрын
ተጋዳላይ ሕሩይ እሰያስ ንቅሕ አይትበሎ ቶንኮለኛ ኩሉ ግዜ እዩ ።
@user-nb4eu6fo9k
@user-nb4eu6fo9k 3 ай бұрын
Great interview Samuel
@adamismail9137
@adamismail9137 3 ай бұрын
Allahu Akbar ካብ ጅግና ሕሩይ ተድላ ባይሩ ሓቂታት ክቲሰምዕ ኩርዓት እዮ ንባዕሉ ደቢስካና ሓዉ ሕሩይ ኣፋላላይ ዘይቲፈሊጥ ዓለት እዉን ዘይቢልካ Today ' Interview Must Post for Eritreans Constitution More & more Bravo Samuel too please Approach Mr .Abdala Adem ካብ ኣኸባሪኹም شكرا جزيلا Thank you !
@alexmichael5504
@alexmichael5504 3 ай бұрын
This guy is a very good story teller . Kk
@e.gebremedihen9551
@e.gebremedihen9551 3 ай бұрын
ኣባል ተሓኤ እየ ነይረ ሕሩይ ምክትል ኣቦ ወንበር ተሓኤ ዝነበረሉ ኡዋን መብዛሕትና ተመሃሮ ብብዝሒ ዝተሰለፍናሉ ግዝየ እዩ ነይሩ ኣብ ሕሩይ ዓቢ እምነት እዩ ነይሩና እንተኾነ ግን ሕሩይ ኡዋኑ ዘይሓለወ ስነ ሓሳብ ደሞክራስያዊ ሓይሊ ዝብል ጭርሖ ብምልዓል ኣብቲ ውድብ ፍልልይ ንኻቱን ሳዕብየኑ ኸኣ ምድኻም ተሓኤ ኾይኑ ንጥፋኣታ መገዲ ኸፊቱ እዩ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 ай бұрын
ናትካኳ ይሓይሽ
@user-ke7tk5lt1j
@user-ke7tk5lt1j 3 ай бұрын
SELAM KEMEY ALEKHA? EMO TEKHESTE GEBHA TIFELTO DO? (WEDI AKHRYA...LULU MEKONEN TEMAHRAY ZNEBERE...) AB IRAQ COMMANDO TEMAHIRU...
@e.gebremedihen9551
@e.gebremedihen9551 3 ай бұрын
ኣነውን ተማሃራይ ልዑል መኮንነን 12 ክፍሊ ተማሃራይ እየ ነይረ እዚ ዝበልካኒ ሰብ ኣይፈለትጥክዎን እቲ ዝሓለፈ ግዝየ ነዊሕ ከም ምኽዋኑ ክዝክሮ ኣይከኣልኩን
@negashzemuy3484
@negashzemuy3484 2 ай бұрын
ሐስካ ናይደምበ ኣበይ መሰረቱ ኣብ ድኲኢ ደኣምበር ኣብ ጸጸር ዘይፈቱ ግምጥልጥ ኣዩዝብል ንሳ ኣያ ካለቱ ኣዩ ነገሩ ኣንይ ኣቶ ሕሩይ
@ddgg909
@ddgg909 3 ай бұрын
مقابلة جميلة و واقعية تحسدون عليها
@DawitAtoshim
@DawitAtoshim 3 ай бұрын
God bless you baba hruy
@mikitesfa663
@mikitesfa663 3 ай бұрын
Anbsa akaaka! nice question, what do expect and what do you lose?
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 3 ай бұрын
ለተንጉስ ግሐበረማሩያም 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 3 ай бұрын
ሑሩይ ብነበሰምትሓት ዝሳቀ በትኪ ማዳ ሃገር
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 3 ай бұрын
ዓለም un ብዓባያ ኣመሪካ ኣስቕጠን ኣለዋ ምዝ ናሕጂ ዎሎዶ ክሳማምኣድዮም. ዓቢ ኣካባ ኣፍሪቃ መን መርትዎ አዚ ኢትዮጵያ ኤዩ. ኒ ኤርትራ ጅመርሓ ኣይግቤእንዩ ዓቢ ኣመሪካ ዘይተውልደ ብኣቡኡን በድኡን አሜሪካዊ ዝፍቀዱ ወይ ዝተውልደ መስለኒ 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚🇺🇸🇺🇸💚💚💚🇺🇸💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜q💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💙💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@bent.7396
@bent.7396 3 ай бұрын
Thank you father Hiruy
@e.gebremedihen9551
@e.gebremedihen9551 3 ай бұрын
እዚ ዘሎ ወለዶ ብነብሰ ፍትወት ዝተመረዘን ሞራል ዘይብሉ ተስፋ ዘለዎ ትውልዲ ኣይኮነን ስለዚ ነቲ ዝነበረ ትውልዲ ብጥራይ ኢዱ ኣንጻር መላእ መንግስታት ዓለምን ኣብስንያ ተቃሊሱ ኣብ ወዲ ሰብ ቅድሚኡ ተራእዩ ብዘይፈልጥ ጅግንነት ዓወት ዝተቃለሰ ትውልዲ እዩ በዞም ፈቀዶ ኣብ ስደት በተን ዝነብሩለን ሃገራት ንሓልዮት ወዲ ሰብ ኢለን ዘውጽጾ ሓገዝ እንዳዘረፉ ቆራድድ መንነቶም ዘይፍሉጥ ሸፋቱ ኢሎም ክጻረፉ እልፊ ሕዋስ ተጋሩን ኣቢስንያን ወጻእተኛታትን ኤርትራ ከምቶም ወለዶም ጉሒፍና ዘውጻናዮም ኢቶም ኣብ ሃገርና ተሪፎም ዘለው ከምዚኦም ደኣ መሰሉ ዕማምምና ጉሒፍና እነውጻሉ እዩ ክኸውን
@tesfighzomie1369
@tesfighzomie1369 3 ай бұрын
ዓይኒ ከዳዕ ነባዕ!
@Ykealotekle
@Ykealotekle 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-rh5kk6kg6y
@user-rh5kk6kg6y 3 ай бұрын
Leaving politics aside I would like to take this opportunity to talk on diet and urge HE The Minister of Agriculture to keep up the good work he is doing and encourage the production of healthy consumable agricultural products thereby reducing the cost of medicines and pharmaceuticals hitting two birds with one stone regards Amin D
@hailewolde1816
@hailewolde1816 3 ай бұрын
ሕሩይ ኣሪግካ ግዲ ዓጀውጀው ኣብዚሕካ !!
@user-tl1ef3zi2e
@user-tl1ef3zi2e 2 ай бұрын
Megzaeti nay tilian nay bahaki aynifelton ena, ane beza riesey tilian bika kurub tsenihu eye zibil. Gin kemzi gerkum ente aredikumuna, tsubuk eyu.
@ghebreselassieghebregziabi597
@ghebreselassieghebregziabi597 3 ай бұрын
Dr.ሕሩይ ተ.ባ። ምስ ኩሉ ኣኽብሮት ብዛዕባ ናይ ጃንሆይ ኣብ ልዕ ሊ ኤርትራን ኤርትራውያንን ዘ ለካ ርእይቶ ብፍጹም ኣብ ሓቂ ዝተመስረተ ኣይኮነን። ግዜ ጃ ንሆይ ወርቃዊ ዝኾነ እዋን እ ዩ ኔሩ። ነቲ ሽዑ ዝኣተኻዮ ጌ ጋ ኣሪምካ ምግላጽ ጸገም ኰ ይኑካ ቅኑዕ ከምዝነበርካ ከተ ምስል justify ዝገብረልካ ዘ ይኮነ ታሪኽ ተቕርብ ኣለኻ። ትምህርቲ፡ ኢንዱስትርታት፡ ሸ ቐጣት፡ ከም ድላይካ ምንቅስ ቓሳት፡ስርዓት ፍርዲ ኮታ እንታ ይ ጽቡቕ ዘይነበረ። ዓቢኻ ኢኻ!!! ተኣረም ተናሳሕ
@gebreted2612
@gebreted2612 3 ай бұрын
ኣሕ እዛ ኢንተርቪው እዚኣ ብፍላይ ነዚ ቅድም ዝበለ ወለዶ ከምኡ ውን ተጋዳላይ ነበር ስጋን ጅማውትን ክሳብ ኣዕጽምቲ ዝኣትዋ ቃላት ኢኹም ተዛሪብኩም ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ሳሙኤል ሐወይ ከምኡ ውን መምህርን መዝገብን ኣያና ሕሩይ ተድላ ባይሩ ክትጽሕፍዎ ከተባዝሕዎ ይላቦ ምሕረት የውርደላ ዓድና ዓዲሐቦኛታት
@amanuelmoges454
@amanuelmoges454 3 ай бұрын
ንሕናሲ አንጻር ህግደፍ ምቅላስ ገዲፍና ንሕና ናብ ሓደ ንኽንመጽእ ብቅድሚ ክግበር ዘሎዎ እንተንገብር አብ ሓደ ነጥቢ ምስተበጽሔ ግን ከምዚ ዘሎ አካይዳ እንተኾይኑ ግን ሱቅ ጡዑም ይሓይሽ
@JjJj-rg1xo
@JjJj-rg1xo 3 ай бұрын
ኣነ ኣብ ሰፍኣ ንሰይቶቦይ ጀነራል ጎይትኦም ምስ ጽልም ዝበለ መስታይ ዝኸውን ወዲ ዓሰርተ ዓመት ወደን ካብ ባንብቖ ንመንደፈራ ብጻዕዳ ፓውጀት ከተፋንወን ኢየ ዝፈልጠካ፡ ኣቦይ ሓው ኣቦኻ ኢዩ ሰላም በሎ ስለዝበለኒ ኢየ፡ ብባህልና ነቦና ዝፈልጥ ሓው ኣቦይ ስለ ንብሎ ኢዩ። ብመጽናዕቲ ስነ ልቦና ነብሱ ካብ ካልኦ ሰባት ኣብልጹ ዝሪኢ ብኩሉ መዳያት ኢኻ፡ ምናልባት ምስ ዕድመ ጠባይ ክቐጥን ይኽል ኢዩ፡ ብሓጺሩ ብኻልኦ ክስርሓልካ ንስኻ ክትዛረበሉ ትጎይ ሰብ ኢኻ፡ ብሓጺሩ ኣቦና ወልደኣብ ወልደማርያም ኣቦ ኤርትራውያን ሃገራውያን ከም ዝበልዎ ወይዛ ትፈልጦ'ሞ ዘትገብሮ ኢኻ። ዕድመን ጥዕናን ን ኤርትራውያን ሃኣገራውያን ኢሳያሲዝ ፍልስፍና ትግብርና።
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 3 ай бұрын
መንድዩ ናይ ኩሉ ቦርደር ኩናት ጌርዎ። ኢትዮጵያ ዶ ኣይኮነትን ኩናት ኣዊጃ ብኹሉ ዶባት ዝመጸት፡ ኩሎም ዝነበሩ መራሕቲ ዋላ ጰጥሮስ ኣብቲ ውስኔታት ተሳቲፎም እዮም።
@ttek9180
@ttek9180 3 ай бұрын
ኢሳያስ ከም ሰብ ጥዑይን ጥዑምን ኢዩ ኢልና ሚዛንን እምነትን ስለዘንበረልና ኢዩ ኤርትራውያን ነዚ እንርከበሉ ጸሊም መድረኽን፣ ነቶም ብድሕረና ዝስዓቡና ወለዶ ክሐልፈሎም ኢዩ ኢልና ዝተነበናዮ ገምጋምን ሐሸምሸም ኢሉ ከም ዝተርፍ ዝገበርናዮ። ሎሚ አቶ ሕሩይ ጥዑም ኢዩ ከምዚ ዩ ከምቲ ኢልካ ክትውድሶ ምርአየይ ከም መራሒ ውድብ ምንባርካ ዕምቆት ዘለዎ ሚዛን አይሃብካዮን። ኢሳያስ ሜዳ ኤ ርትራ ካብ ዝተጸንበረላ ዕለት ብዘይካ ክፋእ ሕሰም ተንኮል ካልእ ከቶ አይረአናሉን አይሰማዕናሉን።
@EC196-91
@EC196-91 3 ай бұрын
ኣቦና ሕሩይ፥ ምስ ኩሉ ኣኽብሮት፡ መብዝሕተና አርትራውያን መሪሕነት አርትራ ነኽብር እና፡ ስለዚ'ውን'ዩ ቈይሙ ዜሎ።
@embaderho4807
@embaderho4807 3 ай бұрын
ኣቦኻ ሑሪ ኬፍ ኣሎዎም ሓንሳእ ወዲ ሃውሳ ኒጀርያ ይኾኑ : ሓንስእ ምስ ቆቢዕ እንግሊዝ ትግሪኚ ይኾኑ ሌጋንሰ ::
@demhai4560
@demhai4560 3 ай бұрын
You have to differentiate honor fear.
@user-ej4hr2xh4g
@user-ej4hr2xh4g 3 ай бұрын
Bravo Samuel tela Hiruy is on beat around the bush
@fesehawold238
@fesehawold238 3 ай бұрын
Ato Huruy has soft heart for Isaias. He says Isaias is a good tactician. For Ato Huruy Tedla, treasonous action of Isaias is a tactic. What a shame!
@dhstl2696
@dhstl2696 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ነዓኻ፡ ዶችቶር ሕሩይ ተድላ
@dhstl2696
@dhstl2696 3 ай бұрын
ዶቶረ፡ ከም 'ቲ ዝበልካዮ ኣብ ዘንተመጎት ዘይተመርኮሰ ኩሉ ግዜ ዓናዊ'ዩ
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 3 ай бұрын
መስፍናዊ ባህሪ እዩ ዘለዎ።
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 3 ай бұрын
Anes kul gze bezi azyu habtam fltetn agelalxan nay abona tegadalay Hruy btaemi ymset. Lbonan blhn ertreans kemzi kab nebere hji zelona wn nmehar deqi men daa knbehal.
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 3 ай бұрын
ኢሰያስ እንተዘይነብር ነጻነት ኤርትራ ልዕሊ ክልተ ግዜ ማላት ክሳብ ሕጂ ብዘይ ነጻነት ምጸናሕና ነይርና።
@asmarah3174
@asmarah3174 3 ай бұрын
ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ፡ ስለ ቃልሱ ዝቀጸለ ካብ ተቃለስቲ ዝነበሩሞ ዝተበታተኑ ፡ ገዲፉ ቃልሶም ምእንቲ ናጽነት ዝቐጸሉ እንተቀጸለስ እንታይ በዲሉ፡? ኣበይ ኣሎና? ዶ ዋላስ ንጅዳ ኣሜርካ ስለዘየላገሰ እዩ በዲሉ? በጃኩም እባ ምክብባር ንልመድ ኤርትራ ንኤርትራውያን፡ኤርትራ ብደቃ !🇪🇷
@tesfaiasbu6694
@tesfaiasbu6694 2 ай бұрын
Brother! He lost his head.
@user-ix7qo6iv2w
@user-ix7qo6iv2w Ай бұрын
Abona tegadalay elalkum buzuh mestni nuborulna abona zterefakum edme amlak yenwahayo. Laza tgrinakum kab me ar ytoem
@user-rh5kk6kg6y
@user-rh5kk6kg6y 3 ай бұрын
Leaving politics aside, talking of Herbal medicine I take this oppurtunity to recommend to the Ministry of Public Health to pay special attention to the develpment of Herbal Medicine, notably cancer and leprosy eg a Plant called Qarat cures Leprosy such plant is known in Lowland Eritrea specifically in the Samhar region
@fiory25
@fiory25 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦና!! ኣብዚ ዕድመ እዝይ ዋላ እንተ ተጋጌየ ኣይታሓዞን::ኣብ ዘረብኡ ዘስሓቀተኒ : ኣብ ሱዳን ኮለናስ ተኣኻኽብና ሽሕ ሰባት ኮና ክንቃለስ ተዳልና ትብልእያ::ጃብሃ ክትሃድም ኮላ ስ ልዕሊ ኣርባዓ ሽሕ እያ ናብ ሱዳን ሃድማ :: ኣቦና ሑሩይ ግን ምስ ኢሳያስ እንታይ ኢዩ ኣባእሱወም ? ካብዞም ኩሎም ሑሩይ ምስክን እዩ ኣብ ጎድነይ ክኸውን ኢዩ እሉ ይእትይዎ:: ብዝኾነ ነቦና ኣማሓዳሪ ኣኩለጉዛይ ኮሎ እና ንፈልጦ :: ናይ ለቲናን ገብረን ግን ንግዜየ ንግደፈን ሳሚ 😂😂❤❤❤❤❤
@danielgarza2473
@danielgarza2473 3 ай бұрын
Great Eritrean nationalist Huruy!
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 3 ай бұрын
ሰብ ረኺብካ ነዚ ዓጣሪ ከተዛርብ ምስኡ ኢኻ እትድመር።
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 3 ай бұрын
ኣየወ ነዚ ምስ ተመርዓወ ናይ መመርዓዊኡ ድግስ ሕሳብ ምኽፋል ዝኣቢ ርኹስ ሰብኣይ
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 3 ай бұрын
ሕማም ናይ ምምራሕ ዘለዎ ጉሒላ።
@tesfakibrom2447
@tesfakibrom2447 3 ай бұрын
ሑሩይ ብጀጋኑ ዝመጸ ናጽነት ስልጣን አስኪርካ ሕፈር
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 ай бұрын
ኣበይ ዘሎ ነጻነት??🤣🤣🤣
@hailetecleselasieletaitc0062
@hailetecleselasieletaitc0062 3 ай бұрын
Issays jigna iyu freedom amsiu iyu nasinet salauu iya mesiea jegna iyu issayas
@zachariaswoldemichael5068
@zachariaswoldemichael5068 3 ай бұрын
2:07 2:08 2:09 Regardless of what type of politician or person Ato Hirui Tedla he is, his stance on the Ruandan and U.S. peace proposal is shared by many conscious Eritreans. That does not absolve the Woyane leadership from declaring an all-out war on the outset. The border was the mother of all the malaise in Eritrea. Samuel, if you can Please invite some one who was in the inner circle of GOE, living outside the country to educate the public about the mistakes of the two leadership on the opposite sides during the war.
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 3 ай бұрын
ኣንታ ምሕረት የውርድልካ ነቲ ሃገር ንምድሓን ዝተገብረ ስራሕ ምስ ወጽዓን ክሳብ ምኽሓድ ሃገር ክትበጽሑ ሃየንታ ኣለዎ እዚውን ሰነድ ናይ ክድዓትኩም እዩ።
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 3 ай бұрын
አስያስ ኣፎርቂ ኢትዮጵያ ዊ ዩ. ናጥነት ኤርትራ ኣይኣሙንንዩ ክስምዓካ ኣይኬልን ንሰላም. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜ኣያ ሁሩይ ኣይናሕናንዩ ምባል ኣይምሓሸን. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@tewisaak9248
@tewisaak9248 3 ай бұрын
ሃየ ሑሃየ ሑሩይ ዝመረት ብኣልኮሆልን፡ሽርሙጥናን ዝበስበሰ ሓንጎል ብድሃይ ኤርትራ ክዕደም ኣየገርምን፡ሓደ ምኻንኩም ስለ ዝኾንኩምን ኢዩ።ብነድሲ ምትሓት ትሳቀዩ ዘሎኹም ።እምበር ኤርትራስ ብልሳንኩም ኣይትልዓልን ኢያ።ንተ።ሓ።ኤ ዝጠለመ ን ኤርትራን ህ፡ግን ዲኣ ።ቦታኹም ትግራይ ኢዩ
@habteghebre785
@habteghebre785 3 ай бұрын
Seb ab eritrea wefiru ziatu alo dyu aytihasu gazetena zkone ftur eritrawi milue akalatn tienan zelewo kiserh aykonen kinebr ayfkedonbeyu bzeyka wetahader konka kitnebr zeytfelta tekonka kedka nbera
@aklilusolomon1353
@aklilusolomon1353 3 ай бұрын
ወዲ ኣፌ ጂግና ንኹላ ኣብስደት ናይ ዘረባ ፈኸራ እንበር ናይ ተግባር ዘይብላ ብሶሻል በልያ ዓዳ ገጻ ተወር ከምዘይትብል ጌርካያ ወዲ ኣፌ ክበር ንበር ንዘልኣለም
@AfariMoranSleuthExportedSalt
@AfariMoranSleuthExportedSalt 3 ай бұрын
ወድዛ ቀውሲ ክልቪ
@dehabamine2322
@dehabamine2322 3 ай бұрын
Lete & Gebre = hgdef-awyan.
@hayletkle2197
@hayletkle2197 3 ай бұрын
ህዝባዊ ግንባር ዝነበረl party ሰልፊ ኣይምስርትንዩ ፡ ካብ ህዝብን ሃገርን ፡ ውድባዊ ቆለ ኢዩ ዘጥቅዖ ።
@davidharcot220
@davidharcot220 3 ай бұрын
አይትቑሓምዬ እንተ በልኩዋስ ትቑሕሞ እዩ ብዛዕባ ኢሰያስ
@teklusolomonyosab9250
@teklusolomonyosab9250 3 ай бұрын
ኣቡኡ ይገዝኣና ኔሩ ማለት ድዩ?
@N.at.79
@N.at.79 3 ай бұрын
ኣቡኡ ድኣ ተድላ ባይሩ ኣንድነት ኔሩ። ምስ ሃይለስላሴ። ኣንጻር ኤርትራንኤርትራውያን ኔሮም።ድሓር ኢትዬጵያ አይተሰማማዓቶምን መስለኒ ኣንሳሒቦም ተጣዒሶም
@ttek9180
@ttek9180 3 ай бұрын
ሐው ሕሩይ አብቲ መጀመርያ ንኢሳያስ ጥዑምን ተዋዛያይ አስማሪኖ ኢዩ። ከም ተራሰብ ምስ ብጾቱ ምቕሉል ኮይኑ ኢዩ ዝዕልል ምባልካ ወቒሰካ ኔረ። ብምልሹ ቃለ መጠይቕካ ምስ ሰማዕኩዎ ግን ዓብላሊ ዝሃብካዮ ርእይቶ ቅቡልንን ዝምስገንን ኢዩ።
@yohannesestifanos9504
@yohannesestifanos9504 3 ай бұрын
ናይ ክልተ ሰባት ናይ black label whisky ዉድብ.
@tewisaak9248
@tewisaak9248 3 ай бұрын
ዋላ ሓንቲ እዋን ትኾነ ጽቡቅ ኤርትራን፡ምዕበለ ህዝቢ መሊቆቲካ ኣይትፈልጥን፡ግርም ተቃውሞ ዝጠፈሽኩም ሃገራውያን ንዑ ሓመይቲ ሓሰውቲ ከም ሑሩይ ባህ ዘበሉኻ።ተሕዝኑ
@tekestetekeste276
@tekestetekeste276 3 ай бұрын
ብትግርኛ ግለጽ በሎ
@yohanneszeratsion1128
@yohanneszeratsion1128 3 ай бұрын
እዚ ሕሩይ ተላ ባይሩ ብዛዕባ ኤርትራ ክትኮኖ ኣለዋ ዝገልጾ ዘሎ ጽቡቕዩ ኢሳማማኣሉየ :: እቲ ጸገም ግን ኣብ ኩሉ ኣብ ስልጣን ምስ ተመጸ እቲ ሕጂ ኣዝዩ ጽቡቕ ዝበሃል ዘሎ ኣብ ባይታ ኣይትርጎምንዩ :: ዘረባ ጥራይ ኮይኑዩ ዝተርፍ :: ኩሉ ተረሲዑ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ቸይቸይ ኣብ ባልዩ ዝቕየር :: እዚ እቲ ዝሕዝን ተርእዮዩ ::
@danieltekle109
@danieltekle109 3 ай бұрын
ድኽነት መሪሕ ሓሳባት (ናይ በዓል ሕሩይን ኢሳያስን) በዲሉዋ'ምበር ኤርትራውነት ወለዱን ውሉዱን ኣብ ገዝኡ ምንባይ ዘኽእሎ ጽባሕ ኣሎ። ኣብ ገሃነም ጽባሕ የለን።
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 3 ай бұрын
Wefuru yatu alo anta gidef samuel kulatna ab dege zelena misdad entengedfo seb minebere do
@boezteame6935
@boezteame6935 3 ай бұрын
ቅንፍዝ ለማጽ ኣይወልድን ፡ ወዲ ተድላ ባይሩ ኢንድኺ እንታይ ደኣ ክትምነ ብጀካ ሕማቕ ናይ ኤርትራ። እዚ ሰብኣይ'ዚ ቀንዲ ተሓቲ ናይ ውግእ ሕሕድን ምብትታን ተሓኤ እዩ። ሕጂ ሃለለው እንተበለ ሓቂ ከይመስለኩም።
@Mebrahtupawlos
@Mebrahtupawlos 3 ай бұрын
እዋይ እዚ ታሪክን ኩውንነትን ሃገረ ኤርትራ በዚ ንሰምዖን ነስተማቅሮ ዘለና ዛንታ አሸጋሪ እዩ።።።እዚ እሰያስ ዝብሃል ሃገራዊ ዕርቂ ጊሩ እንተዘይደምዲምዎ መጻኢና ከሸግር እዩ።።።። ምክንያት አገላልጻ ዛንታ ዝሐለፈ ምስ መርዙ እዩ።።።።
@kidane6417
@kidane6417 3 ай бұрын
😂😂😂 kulu kem abona yilmslka kher
@JjJj-rg1xo
@JjJj-rg1xo 3 ай бұрын
Greeting to you father. According to study of psychology of personality U R a narcissist. U R not Qualified to be a leader as president Issayas Afewerki the INFJ + ESP personality. Praise to Eritrean nationalist spiritual naturalist principle centered people. I ❤ U no matter what is your choice because life is a matter of choice😮🤠🇪🇷🇨🇳🙋
@Servingthetruth24.
@Servingthetruth24. 3 ай бұрын
Hager zisheta nisika ke ?
@kahsaygebru9798
@kahsaygebru9798 3 ай бұрын
ኣየ ሕሩይ ናይ ወዲ 20 ዓመት ዝመስል ታሪኽ እኻ ትዛረብ ዘሎኻ እምበር ትሰርሕ እንተዝኸውን ካብቲ ኢሰያስ እንዳበልካ ትትርኾ ዘሎኻ ዕድል ኔሩካ እዩ ሕጂ ነቲ ድኹም ናይ ቃልሲ ዓቅምኻ ክትክውል ዘንባዕ ዝኾነ ክትገልጽ ኣየመልካዓልካን ኢዩ:
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 ай бұрын
ኤርትራዊ ክግዛእ እንበር ክገዝእ ኣይክእልን እዩ። ኤርትራውያን ኣብ ዘመን ኢትዮጵያ ፖሎቲካዊ ስልጣን እዩ ዘይነበሮም እንበር ንኢትዮጵያ ንገዝኣ ኢና ኔርና። ኩሉኹም ንስኻን ኢሳያስን ሃይለ ስላሴ እንዳሓንቀቐ እዩ ኣምሂሩኩም። ምስ ኩሉ ጸገማቱ ኣብ ዘመን መግዛእቲ ሰብ ከም ሰብ ይነብር ነይሩ እዩ ብዘይ ቀልዓለም። ንኤርትራ ኣሕሊፉ ንኢትዮጵያ ዘረከባ ከኣ ወጻእተኛታት ይኹኑ ሃይለስላሴ ባዕሉ ዘይኮነ ኤርትራውያን ባዕላቶም እዮም። ታሪኽ ካብ ፖሎቲካ ናጻ ኮይኑ ብተማራመርቲ ታሪኽ ይሕመቕ ይጸብቕ ከም ዘለዎ ክጽሓፍ ኣለዎ። ኣብ U.N. ጉዳይ ኤርትራ ምስቀረበ ብወገን ኤርትራ ነጻነትና ንደልይ ኢና ኢሉ ብደረጃ ናይቶም ካልኦት ክካታዕ ዝኽእል ሰብ ስለዘይነበረ ግብጺ ከይተረፈት ንዓይ እያ ትግብኣኒ ኢላ ከም ዝተኻተዐት ትፈልጡ ዶ? እታ ፌደሬሽን እንተኾነት ውን ሳላ ሓደ መማህርቲ ኣክሊሉ ዝነበረ ማቴንዞ ዝብሃል ወዲ ቦሊቭያ ኢና ረኺብናያ እንበር ኤርትራውያን ኣይተኻትዑላን። ብድሕሪ ፌዴሬሺን ኤርትራ ምስ ቅዋሙ ብ U.N. ምስተራጋገጸ ከኣ ንኣባላት ፖርላማ ኤርትራ ኣኪቡ ቅዋም ኣምጺኤልኩም ኣለኹ ንቅዋምኩም ምዕቃብ ግን ናትኩም ሓላፍነት እዩ ኢሉዎም። ካብዚ ንላዕሊ ግን ፈረስ የብጽሕ እንበር ኣይዋጋን ኢሉ ኣጠንቂቑዎም። ኣብቲ ቅዋም ከኣ ኤርትራ ፌደሬሽን እንተ ዘይተሳማሚዕዋ ዋላ ቅድሚ 10 ዓመት referendum ናይ ምጽዋዕ መሰል ኔርዋ እዩ። ንሞስኡ ከኣ ፖርላማ ኤርትራ ነቲ ካብ ጉኒ ካቴድራለ ክሳብ እንዳ ዑቕባ ሃይለ ዘሎ ጽርጊያ ብሽሙ ሰይሞሞ። እቲ ካልእ ንፖሎቲካ ተባሂሉ ዝንገር ጽውጽዋይ ያዕ በልዎ። ድሕሪ ነጻነትን ደማዊ ኹናትን ውን ተደምረናል ተባሂሉ እዩ። እዚ እዩ ታሪኽና።
@user-ke7tk5lt1j
@user-ke7tk5lt1j 3 ай бұрын
"ERITRAWI N ERITRAWI KEMEHADRO AYKILIN EYU" KHE?
@hailetecleselasieletaitc0062
@hailetecleselasieletaitc0062 3 ай бұрын
Suk bell bejaka hadimka endika kedka
@tesfighzomie1369
@tesfighzomie1369 3 ай бұрын
Great traitors!
@mustfasaleh8891
@mustfasaleh8891 3 ай бұрын
አቦኻ ጫማ ናይ ጃኖሆይ ሰዒሙ ሀገር ሸይጡ ንስኻ ድማ ጫማ ናይ አሳያስ ስዒምካ አባል ባይቶ ነርካ እንታይ ገርካ ከዳዕ ወዲ ሸያጥ ሀገር።
@EyobGhebreziabhier
@EyobGhebreziabhier 3 ай бұрын
1. ውሽጢ is the opposite of ደግገ, ግዳም, ወጻኢ (ወጸ). e.g. ንስሱ አልሎ ይጽብበይ ምእንታኻ ውሽጢ he is waiting for you inside 2. ደቅቂ አይኮነን ``ደቂ`` e.g. ደቅቂሕድርቲና 3. ሀገር አይኮነን `ሃገር`e.g. ሀገራዊ ግብቡእ national duty 4. ድሀይ (አድሀየ) አይኮነን ''ደሃይ' e.g. አይይስማዕን ድሀይ ናይ እቶም ምሁራት ናይ ቋንቋ ቲግሪይና 5. Please, please stop tearing apart the language of oppressed people.
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 3 ай бұрын
እንዳ አቶ ሑውይ ተጅላ ደአ አይሰሓኑን እምበአር እዮም አብቲ አብ 1950+ ዝአጎድዎ ፈደረሽን ወይ አብቲ ክሳብ 1991 ዝሰዓበ መግዛእቲ ገአነም እሳት። ወይ ድሕሪ ረፈረንደም አብታ ነጻ ኤርትራ እውን ቡዙሓት እኳ ካብ ስደትን አብ ውሽጢ ዝበሩን ተለቒሞም እዮም መስለኒ። ተጋዳላይ -ፕረዚደንት ኢሰያስ ንኽትለፉለፉ እዩ ብነዊሕ ገመድ ክድዓት አንዊሑ አሲርኩም/አባሪርኩም እምበር ንሓድሽ ወለዶ ዘደናግር ታሪኽ መዓስ አለኩም። ተላ ዑቕቢት ከ ወሊዱ ድዩ ? ሙሳ ረድሀ ኸ ? አቶ አስፍሀ ወ/ሚካኤል እኳ ረፈረንደም አድሚጹ ተባሂሉ አብታ ስዊድን ድዩ ተጓሒፉ ኔሩ ክሳብ ... ሩሑስ መበል 33 መዓልቲ ሓርነትን ናጽነትን፨
@danieltekle109
@danieltekle109 3 ай бұрын
ፕረሲደንት ኢሳያስ ሓሪፍ ወደ'ስመራ!
@teklehaile1078
@teklehaile1078 3 ай бұрын
ኣቦይ ሕሩይ ብጣዕሚ እናሰሓቕኩ ስለዝሰማዕክዎ ባህ ኢሉ!!።
@swel7586
@swel7586 3 ай бұрын
ባህ ዝበለካ ማኽንያት፡ ንምንታይ ይመስልካ? እቲ ዝንገረካ ዘሎ፡ ሰሚዕካዮ ዘይትፈልጥ ቦኽሪ እዝንኻ ስለዝኾነ እዩ። ዘይመፍለጢኻ፡ ሓደ ዘይተንብብ ማለት ደረጃ ትምህርትኻ ከባቢ ሻቡዓይ ክፍሊ ዘይሓልፍ፡ ታሪኽ ክትፈልጥ ኢልካ'ውን ክትመራመር ዘይፍትን። ነቶም ክምህሩኻ ዝኽእሉ'ውን ጽን ኢልካ ክትሰምዕ ዘይትፍትን ብምዃንካ፡ ሕጂ ከም ሓደ ዓሻ በዚ ሑሩይ ከዳዕ ንውድቡ፡ (ጀብሃ) ከዳዕ ንሃገሩ ዝንገረካ ናይ ሓሶት ታሪኽ፡ ሓቂ መሲሉ ይረኣየካ ኣሎ ግን እቲ ሓቂ ከምኡ ኣይኮነን። ኣንብብ፡ ሕተት ተመራመር፡ እየ ክብለካ ዝኽእል። እቲ ኣቕራቢ መደብ፡ ሳሙኤል ኮነ ኢሉ ፡ እንዳፈለጠ ታርኽ ክጥምዘዝ ከሎ፡ ከም ሓደ እንስሳ፡ አዕንቱ ውሪሕሪሕ እንዳበለ፡ ኩድጭ ኢሉ እዩ ዘጽቅጥ። ሑማር እዩ ዝመስል። ኣይትእመኖም።
@aklilusolomon1353
@aklilusolomon1353 3 ай бұрын
ገና ከተስተማስሉ ክትነብሩ ኢኹም ከደምቲ ወያነ ኣዋሳ ኣዲስ ኣበባ ኬድካ ምሽርማጥ ከማን ኣስኢንኩም
@user-mq8nl6wo7e
@user-mq8nl6wo7e 3 ай бұрын
😅😂 ስንኩል ንስንኩል 😂 ህሩይ ኣደናጊሩ ካብ ኤርትራ ዝሃደመ ፡ኣብ ዓዲ ሰግዶ ትካል ተዋሂብዎ ሰሪቑ ኢዩ፡ ኣብ ዓጀውጀው ኣትዩ።😂
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 ай бұрын
ኢሳያስ ድዩ ከምኡ ኢሉካ? ንምኳኑ ኣብ ኤርትራ እንታይ ዝስረቕ ኣሎ እንትርፎ ህይወት ሰብ?🤣🤣🤣
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 3 ай бұрын
ናይ መርዓ ሕሳብ ምኽፋል ኣብዩ ኣብ ኣስመራ ን 21 መዓልቲ ተሓቢኡ እዩ እዚ ኹሉ መሰትኡ ኣዝማሪኖ ዝፈልጦን ኣብ እዋኑ መስሓቕ ኾይኑ ዝነበረን እዩ
@tesfighzomie1369
@tesfighzomie1369 3 ай бұрын
This guy is from Nigeria!
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 ай бұрын
are you from Dembia?🤣🤣🤣🤣
@ghirmayberhane1706
@ghirmayberhane1706 3 ай бұрын
መን ድዩ ኩናት ኣዊጁ? ኩናት መጺኡና እምበር ኣይከድናዮን።
@wediasmera1263
@wediasmera1263 3 ай бұрын
ከዳዕ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 ай бұрын
ሓሰማ
@wediasmera1263
@wediasmera1263 3 ай бұрын
@@weldenegodguad4974 ከልቢ
@embaderho4807
@embaderho4807 3 ай бұрын
ገሃነብ in Arabic = Hell : እሳት in Tigrayt: = Fire :
@wediasmera1263
@wediasmera1263 3 ай бұрын
ዕሱብ፡ ዕሱብ ዕሱብ ዕሱብ ዕሱብ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 ай бұрын
ሓሰማ ሓሰማ ሓሰማ ሓሰማ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@wediasmera1263
@wediasmera1263 3 ай бұрын
@@weldenegodguad4974 ከልቢ ከልቢ ከልቢ
@eritr
@eritr 3 ай бұрын
Wow you are not acting like a Father,.we know who u are may be you were behind all this migration of Eritreans. We love our leaders and government, EPLF in Eritrea. You will never see Eritrea for the rest of ur life 🇪🇷
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 ай бұрын
You a refugee too
@wediasmera1263
@wediasmera1263 3 ай бұрын
እዚ ወዲ እታ ኣረጊት ዓጣሪት፡ከዳዕ ዕሱብ ፡ መነዲኡ ኮይኑ ኢዩ ብ ኮላሊት ናይ ኤርትራዊያን ዝዋራዘ። ንሻላህ ኣብ መንገዲ ጎፍ ትብለኒ ትከውን ድፍእ ከብለካ ወዲታ ኣረጊት ሸይጣን ። መመሊስካ ቁስልና ክትጎድእ ብ ትዕቢት ኮላሊት ናይ ኤርትራዊያን ኢልካ ክትዋራዘ ፡ ኣቦካ ከዳዕ ሸያጢ ዓዲ፡ ንስካ ዕሱብ።
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 3 ай бұрын
ፈሽኳል ሓሳዊ፥ንስኻ ንማንም ጽንጽያ ዓይኑ ክተንፍረሉ ኣይትኽእልን ኢኻ ደንቆሮ ወዲ ኣመንዝራ።ብዛዕባ እቲ ናብ ሓዊ ሰኽቲቱና ዘሎ ግብረሰዶማዊ ኣንድነታዊ ኢሳይያስ ዘይተቓወምካስ፣ነቲ ንመሰሉ ዝዛረብ ዘሎ፣ክንድዚ ክተፈራርሕን ሓሳዊ ጡስጡስ
@wediasmera1263
@wediasmera1263 3 ай бұрын
@@bereketweldu2870 ሱቅ በል ዓጢነ ኪድ እሞ ተጎንብሓሉ። ኣብዚ ንኢሰያስ ዝሙጉስ ኣይተዛረብኩን፡ ከምዚ ከማካ ለሓሲ ማዓኮር ግን ኢሰያስ ተዘይ ኢልኩም ዝተቃወምኩም ኮይኑ ኣይስምዓኩምን ኢዩ።ንዓካ ዉን ምስኡ ድፍእ ምባልካ ኢዩ ፡ ናይ ጅግና ወዲ ሰለሙን ኣብ ፕሮፊልካ ጌርካ ሰብ ኣይተደናግር ፡ ፍሉጥ ወዲ ምልሻ ስርናይ ኢካ ትከውን።
@BILENPRODUCTIONS
@BILENPRODUCTIONS 3 ай бұрын
ከመይ ኣፍካ ከልቢ ይሽነሉ
@coolgrapes
@coolgrapes 3 ай бұрын
ስዲ አይትኹን ​@@BILENPRODUCTIONS
Идеально повторил? Хотите вторую часть?
00:13
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 16 МЛН
Son ❤️ #shorts by Leisi Show
00:41
Leisi Show
Рет қаралды 10 МЛН
Викторина от МАМЫ 🆘 | WICSUR #shorts
00:58
Бискас
Рет қаралды 6 МЛН