ሕጂ ግርም መንፈስ ቅዱስ የቃልዖም ኣሎ ነዞም ናይ ስሕተት መምሃራን !

  Рет қаралды 20,169

Maranatha Tv / Mogos Nguse

Maranatha Tv / Mogos Nguse

2 жыл бұрын

Пікірлер: 551
@MaranataTv
@MaranataTv 2 жыл бұрын
ሰላም ኣሕዋት መዛሙረይ 12 ኣልበም ክትረኽብዎ እንተ ደሊኹም ኣብዚ ሊንክ ኣለኩም ፡፡ ብዙሓት ብዝሓተትኩምኒ መሰረት ኣበይ ክንረኽቦ ኢልኩምኒ ኔርኩም እንሆ ኣብዚ ታሕቲ ኣብታ ሊንክ ኣቀሚጠዮ ኣሎኹ ሰሚዕኩም ተባረኹሉ ሼር ውን ግበርዎ ፡፡ 12 ምሉእ ኣልበመይን ከምኡ ውን ተወሳኺ ፍሉይ ሕታም ንመርዓ ዘዳላኽዎ ኣልበም እንተ ደሊኹም ኣብዚ ቻነል ኣለኩም ካልኦት ነዚ መዝሙር ክባረኹሉ ሼር ግበርዎ ፡፡ t.me/mogosnguse
@user-hx5ye1gs3q
@user-hx5ye1gs3q 2 ай бұрын
አረ ላሽ ናትካ ደርፊ እዩ እምበር መዝሙር ኣይኮነን 😂
@user-zu5zd4tv8g
@user-zu5zd4tv8g 2 жыл бұрын
እግዝኣብሄር ይምሓርኩም ስልጣን ሓውና ከዓ ኣብታ ቅድስት ሃይማኖትካ የፅንዕካ
@hrithrit4219
@hrithrit4219 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-zu5zd4tv8g
@user-zu5zd4tv8g 2 жыл бұрын
@@hrithrit4219 ውድድድድድ
@trhasyemane
@trhasyemane 2 жыл бұрын
Amen amen amen 🥰💖💝💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒
@user-uu8ec3ej5x
@user-uu8ec3ej5x 2 жыл бұрын
ኣሜን (3)👏👏👏
@hhaa7045
@hhaa7045 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@XxxXxx-ur5yq
@XxxXxx-ur5yq 2 жыл бұрын
ኣታ ሓወይ ልባዓልካ ኣብ ፀልማት ዘለካ ልመን ካብ ፀልማት ተዉፅእ ዋኢ በልበል ያኣክለካ ብዕባ ኢፍሬም ትክክል እዮ ተደለካ ምከሮ ኣይአትወንን እዮ ብዛዕባ ስልጣን ሓውናግን ጌጋ ኣይኮነን ትክክለኛትምህርቲ እዮ ዝምህረና ንስካ ጌጋ ተበልካዮ ዝሰምዐካ የለን ታይ ደንቆሮታት ገይርካ ድካ ታሓስበና መኒኡ ጌጋ መኒኡ ሓቂ ንፈልጦ ኢና ልባዓልካ ላብየማን ተመለስ እቶም ዛኣሙኑካ ላኣካግን ብጣዕሚ ይሓዝነልኩም በጃኩም ኣሕዋተይ ተጠንቀቁ ልስልጣን ሓዉና ዕደመን ጥዕናን ያሃበልና ወልደ ሓዉናውን ፀላትኩም የጥፈአልኩም እግዚአብሄር ኣምላክ ስልጣን ሓወይ ወልደ ሓወይ
@user-rl5qo3qt3b
@user-rl5qo3qt3b 2 жыл бұрын
ናዓኻትኹምለ ናብ ልቦናኹም ይምለስኹም ስልጣን ሓውናለ እግዚብሄር ኣምላክ ኣብታ ፅንዕት ብርህትን ሃይማኖትና የፅንዕኻ ወለድት ኣምላኽ ቅድስት ድንግል ማሪያም ታሓልኻ ኣሜን 🙏💕🙏💕🙏💕🙏💕
@tesfamariam250
@tesfamariam250 2 жыл бұрын
ሰላም ፍቁር ሓወይ ከምቲ ዝደለካዮ ኣብ ደስ ዝበለካ ክትኣምን ምርጫካዩ እታ ንምስጋና ቅዱሳን ምዝማር ኣይግባእን ዝበልካያ ግን ኣምላኽ እዩ ሂብዎም ከምዚ ይብል ቃሉ ኤፌሶን 5 (Ephesians) 2፤ ከምቲ ክርስቶስ ዘፍቀረኩም፡ ነፍሱውን መባእን መስዋእትን ገይሩ ንኣምላኽ ንምዑዝ ጨና በጃና ዘሕለፈ፡ ከምኡ ብፍቕሪ ተመላለሱ። 3፤ ከምቲ ንቕዱሳን ዚግባኦም ምስጋና ደኣ እምበር፡ ምንዝርናን ኵሉ ርኽሰትን ወይስ ስስዔ ከቶ ኣይሰማዕኩም። ስለዚ ሃወርያ ፓውሎስ ይግባእ ይብለና ኣሎ፡ ንስካ ግን ኣይ ግባእን ትብል ኣለካ ብከመይ ከምኡ ኢልካ ስደደልና ክትምልሰለይ ብትሕትና ይሓትት ሰላም ብሓበራ ኣብ ዘለኩሞ👏💒
@teklesenbetteklay4615
@teklesenbetteklay4615 2 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዝገበረኒ ሓውና እግዚኣብሔር ኣዒንተ ልቦናኻ ይኽፈተልካ ንድያቆን ኤፍሬም ደኣ ካባኻ እንታይ ይፈልዮ ንኹልኹም ምሕረት የውርደልኩም እታ ቅንዕትን ቀጥታዊትን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እምነት ግን ንዘልኣለም ክትነብር እያ።
@user-wl4rh7ug8p
@user-wl4rh7ug8p 2 жыл бұрын
እዋ ክርስቶስ ሂወት እበር ሃይማኖት አይኮን ስለዚ ብክርሰቶስ እየሱስ ምአማን አበር ብ ሃይማኖትካ ክት ኣቱ ኢኻ ዝብል ኣይ ተጻሕፈን ወይ ክኣ ኦርቶዶክስ እመኑ መንግስተ ሰማይ ክትኣትው ኣይተባህለን ኣይተጻሕፈን “እምብኣርሲ እምነት ካብ ምስማዕ እያ፡ ምስማዕውን ብቓል ክርስቶስ እዩ።” - ናብ ሰብ ሮሜ 10፥17
@user-wl4rh7ug8p
@user-wl4rh7ug8p 2 жыл бұрын
“የሱስ ከኣ፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።” - ወንጌል ዮሐንስ 14፥6
@teskidane8464
@teskidane8464 2 жыл бұрын
ኣታ ጡዑይ ዲኻ? መን ዲዩ ክእመን ዘለዎ? ክርስቶስ እቲ ኣብ መስቀል ዝሞተ እሞ ዝተንስኤ ዶ ኣይኮነን ኢዩ? ንስኻ ግና ኣብ ሃይማነት ክእመን ኣለዎ ትብል ዘለኻ ትመስል:: በጃኽ መጽሓፍ ቁዱስ ኣንብብ ኣምላኽ ኢዩ ክእመን ዘለዎ እምነት ኣይኮነን ዝእመን::
@nfreek5276
@nfreek5276 2 жыл бұрын
የሕዋትና. መናፍቃን. ኣብ ልብኹም. ይምለስኹም
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 2 жыл бұрын
ኣሜን ካብ ክሓድትን ለወጥቲ አምነትን የድሕነና!
@user-ns5wb5ln4d
@user-ns5wb5ln4d 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ንስልጣን ከሰተ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ 😘😘😘😘
@user-zu5zd4tv8g
@user-zu5zd4tv8g 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ
@cghhffgg6461
@cghhffgg6461 2 жыл бұрын
ዕዲመን ጥዕናን ያሃበካ እግዝኣበሔር ኣምላክና ሰልጣንዋ ፀጋኡ ያብዘሐሊኻ አሜን፫❤🍀🌿🍀❤🌿🌿❤🍀🌿❤
@natilove299
@natilove299 2 жыл бұрын
Amen
@rezenegebreslasie5404
@rezenegebreslasie5404 2 жыл бұрын
ካባካ ዝከፍእ ናይ ጥፍኣት መንገዲ ዝመርሕ ሰብ ኣሎ መጀመሪያ ነብስካ ኣድሕን ብድሕሪኡ ንሰብ ንምድሓን ክትበቅዕ
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 2 жыл бұрын
👏👏👏
@sennaitwoldai8719
@sennaitwoldai8719 2 жыл бұрын
6 ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ። ፍልጠት ስለ ዝኣቤኻ፣ ኣነ ድማ ካህን ከይትዀነኒ ኽኣብየካ እየ። ሕጊ ኣምላኽካ ስለ ዝረሳዕካ፣ ኣነ ኸኣ ንደቅኻ ኽርስዖም እየ። 'ትንቢት ሆሴዕ 4:6'🙏
@jerusalemlewah6262
@jerusalemlewah6262 Жыл бұрын
Agziabher amlak yibarek niaka zetensealna btami ane tehagise aleku asike kemzi kemay zitehagose telo like yihabeni yesus goyta u
@abrahamtsegay6471
@abrahamtsegay6471 2 жыл бұрын
ክርስትያን( ጴንጠ )ኣሕዋትና " ተዋህዶ ከምዚ " ኢሎም ኣይጻረፉን ኢዮም. ምክንያቱ ኣምላኽ ነቶም ናይ ብሓቂ ሰዓብቱ ክቡር ቃላት ኣብ ልሳኖም ኣቐሚጡ ኢዩ. ክብሪ ን ኣምላኽ ይኹን.!! ተዋህዶ ኣሕዋትና ከኣ ካብ ሃይማኖታዊ ስምዒት ወጺኹም ን ክርስቶስ ድለይዎ!!!
@user-wm1hm3tf9m
@user-wm1hm3tf9m 2 жыл бұрын
ኦ አምላክ ማሓረና ካብ መናፍቅን አብ እምነትና ንፅናዓ አሕዋተይ ግዜ ድዩ ስብ ለሚ ተገልብጥኒ አነስ እፍፍፍፍፍፍ 😭😭😭 ግን አምላክ ሓግዛኒ አብ እምነተይ አፅናዓኒ
@wediqeshinkidd1608
@wediqeshinkidd1608 2 жыл бұрын
Hawey natey ab seb zwkel rgum ykun elu u. Ab amlak nwekel fxum kea aynnawex.
@user-hz2hf8qs2d
@user-hz2hf8qs2d 2 жыл бұрын
መጎሰ ሓዉና ብሰልጣንን ወልደአብን አይትምፀአና ዋእ ንርእሰኻ መርምር መጀመርያ ዝሓወይ
@emeelohe
@emeelohe 2 жыл бұрын
እሞ ንስኻኸ ደኣ መን ኮንካ ኢኻ ፡ጸሊየሎም ትብል ዘለኻ ኣምላክ ናብ ልብኹም ይምለሰኩም።
@ariamhaile5365
@ariamhaile5365 2 жыл бұрын
ናይ ነብስካ ግበር ንስካ ከ አንታይ ክትገብር ትውንጅሎም ኣለካ ኣምላክ ምስትውዓሉ ይሃብካ ናትኩም ግበሩ ናይቶም ፓተራትኩም ዝገብርዎ ዘለዉ ምንዝርና ናይ ኣምላኽ ቃል ኣምሲልኩም ኣብ ኣተሓሳስባ ናይ ሰባት ሂወት ትጽይቁ ተባላሽዉ ምሕረት የውርደልካ
@arefaynesolomon5655
@arefaynesolomon5655 2 жыл бұрын
እዚ ናይ ነብስኻ ግበር ዝበሃለሉ ፖለቲካ ኣይኾነን።መጽሓፍ ቅዱስና ነቶም ዝጠፍኡ ህዝበይ ምለሱዎም ይብል 'ምበር ብዛዕባ ነብስኻ ጥራይ ሕሰብ ኣይብልን ስለ'ዚ ብመጀመሪያ ካብ እንታይ ገዲሱካ ውጻእ፡ነቲ ንኹልና ዝተውሃበና ሓደ ስለዝኾነ ኣንብብ፡ብድሕሪኡ ካብ'ቲ ቓል ብምብጋስ ተዛረብ።መጽሓፍ ቅዱስ ከየንበብካን ከይፈለጥካን መጽኻ ብዙሕ ምዝራብ ግን ንበዓልኻ ጠፊእኻ ነቲ ዘይተገለጸሉን ዘይፈለጠን ህዝቢ ንክጠፍእ እጃምካ ካብ ምግባር ተቆጠብ።ምኽንያቱ ብኣምላኽ ስለዝሕትተካ።
@ariamhaile5365
@ariamhaile5365 2 жыл бұрын
@@arefaynesolomon5655 ናይ ነብስካ ግበር ክብል ከለኩ ናይ እምነታ ማለተይ ኢየ ነቶም ነሓድሕዶም ዝወናጀሉ ፓስተራቶም ካቡ ሓሊፉ እዚ ኩሉ ኣብ መራከቢ ቡዙሃን ንርእዮ ዘለና ካብ ናይ ኣምላኽ ስራሕ ወጻኢ ድኣ እንታይ ኩይኑ ዘይነቅፎም?
@kirostesfahans
@kirostesfahans Жыл бұрын
Seltane eyu hqe nska hsewi ik
@kirostesfahans
@kirostesfahans Жыл бұрын
NoNoNoNoNoNo.
@naomidavid4125
@naomidavid4125 2 жыл бұрын
Mogie hawey aenti libom ykfetelom egzabher balu .btami eyiom zehzunka 😭😭
@helengherensia2681
@helengherensia2681 2 жыл бұрын
Mejemerta ninebisika hizenela mo nab kalie keykedka hawey
@hayataaa4050
@hayataaa4050 2 жыл бұрын
ንዐካ ዝሰምዕ እዝኒ የብልናይ
@yoditnegusse4950
@yoditnegusse4950 2 жыл бұрын
Txewxway Eyu Yednguxka Kal ayfeltun eyom.Yentom ykfetelom Eghziabiher😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@user-he8ys2kk2o
@user-he8ys2kk2o 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ናብ ልብካ ይምለስካ 🤲 ናዓና ድማ እግዚአብሔር አምላክ ኣብታ ቅንዕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ የፅነዐና ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ንዘለኣለም ትነብር 👏👏👏
@eden6094
@eden6094 2 жыл бұрын
መጽሓፍ ቅዱስ ዘይተንብቡ መን ኢዮ ሲሒቱ ዘሎ ይነግር ኢዮ እንታይ ገድሽኩም ዕድሜኩም ብዘይ ፍልጠት ኮለል ትብሉ ተርጎሚ ዘየድልዮ ብቋንቋና መጽሓፍ ቅዱስ ሓድሽን ብሉይን ኣለና ክትመስ ተኮይንካ ወን ፍልጠት ይሓትት ኢዮ ቃል ኣምላክ ዕውር ንዕውር ክመርሖ ኣይክእልን ኢዮ ይብለና ተዘይኮይኑ ክልቲኦም ይጸድፍ ክንፈልጥ ተደሊካ ብሩክ ካብቲ ት ኣምኖ ቤ/ክ መጽሓፍ ግዛእ ኣንብብ ብድሕሪኡ ፈሊጥካ ትዛረብ ተባረክ።
@adiamkelati8726
@adiamkelati8726 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen keykun mexawti menafkan ba konan mehrat yewerdLna lule egzabhier nekulna
@user-ng2en8sc4h
@user-ng2en8sc4h 2 жыл бұрын
አሜን(3) አብእምነትና የፅነዐና ስልጣን ሓወይ ካዓ እግዛብሔር ፀጉኡ የብዘሐልካ እመብርሃን አብ ጎንካ ትኩን 🙏እንተ መናፍቃን ግን ናብ ልቦም ይመልሶም
@ermyasfitsum3949
@ermyasfitsum3949 2 жыл бұрын
@@user-ng2en8sc4h kemey eu negeru menafik niska wey amenti Christ Jesus
@almazyohannes7653
@almazyohannes7653 2 жыл бұрын
እግዛኣብሄር ጥራይ እዩ ዘልኣለም ዝንበር፡ ኣንታ ህዝቢ ኣግዛብሄር ይቕረ ይበለልኩም፡ ናይ ውድድር ሃይማኖት ኣይኮነን፡ ናይ ህይወት ጎዳይ እዩ።
@mhretmulubrhan4839
@mhretmulubrhan4839 2 жыл бұрын
ዝኸበርካ ሓወይ ብዙሕ ኣይዛረብን የ ግን ብሓቂ ናይ ክርስቶስ እንተኮንካ ነዓ ቅረብ ኢሎምኻ ኣይቀረብካን ስለዚ ከም ከልቢ ወሰን ወሰን ዉሕ ዉሕ ምባል ሓቀኛ ኣይገብረካን ዩ ስለዚ ቅረብ ብሶኦም ተዛረብ
@diyanateame7569
@diyanateame7569 2 жыл бұрын
አግዚኣብሔር ኣምላክ ንስልጣን ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፡፡ ኣንተ ንዓኻ ንኤፍርም አሞ ኣምላክ ናብ ልብኩም ይምለስኩም ፡ ልቢ ልድያ ዝኽፍተ ኣምላክ ልብኩም ይኽፍተልኩም
@asmerethabteslassie1135
@asmerethabteslassie1135 2 жыл бұрын
Jesus Christus Goyta Eyu zegerm Tmhrti nscha Bruch icha Agelgale Mogos Haki haki 🙏💕
@fiyorigebray6365
@fiyorigebray6365 2 жыл бұрын
Ala ska aboy fkadu baelom yneadu ba aytekon orthdox nzelalem knebrin khelun u sultan is the best of service god
@selamawitzeray8581
@selamawitzeray8581 2 жыл бұрын
Amlak ybarka mogos hawey kulu tekribo lewati eu aberekti memelska tegelets zhawey
@meremere5079
@meremere5079 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ካብ ዘደንቆም ምምህራት ሓደ ስልጣን ሓዉና አዝዩ ለባምን መስተወዐልን ዝኮነ እዩ እግዝአብሄር ዳአም አበቱ ይብሮ ልሓዉና ስልጣን ከሰተ🙏🙏🙏
@sofiahabtemariam6628
@sofiahabtemariam6628 2 жыл бұрын
Egzabiher Amilak memelsu ybarka Mogos hawina ketsilo eka please 🙏🏾🙏🏾
@carsojudy3343
@carsojudy3343 2 жыл бұрын
Ati shetan pente mogos hasawi eyu shetan eyu efrem shetan eyu
@sofiahabtemariam6628
@sofiahabtemariam6628 2 жыл бұрын
@@carsojudy3343 Bitam eka tehizn miknyatu men mikanka eka tigeltsi zeleka‼️ Kubur Seb mare nebsu yekibr Husur sebi kia mare nebsu yehsir!
@jesushopeofglory
@jesushopeofglory 2 жыл бұрын
Moki hawyi you r shining. Kebat kabti kudos ab gexaka yeray alo.lomi si zerba keman aydlyin ab gexaka yeray aloo.
@user-bu1si2ov2v
@user-bu1si2ov2v 2 жыл бұрын
ዋይ ጉድ ዓይኑ ኣታ ተዛርበ እልካ ድካ በቃ ኣየ ናይ መናፍቅ ስራሕ ግዳይ ናብ ታ ናይ ቅዱሳን ኣቦታትካ ቅድስት እምነት ዘይትምለስ እግዚአብሔር አምላክ ዓይነልቦናካ ይክፈተልካ 👏👏 ከማካ ዝበለ ንስልጣን ሓውና ኣይግስፆን ንባእልካ ዝግስፀካ ትደሊ ።
@user-hx5ye1gs3q
@user-hx5ye1gs3q 2 ай бұрын
ስልጣን ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ❤ አንተ ንዓኩምን ንባዓል ኤፍሬም ግን ምሕረት የውርደልኩም😢
@tameneshberakhi1192
@tameneshberakhi1192 2 жыл бұрын
Mergem tenkola ab E 🙏srael i serehen eu goita mesaka eu Moge buruk🙏
@hntsamuaz3470
@hntsamuaz3470 Жыл бұрын
ስልጣን ሓውና ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋኻ የበዝሐልካ
@zufanzufan1288
@zufanzufan1288 2 жыл бұрын
እግዚኦ ልቦናኻ ይመልሰልካ
@luwama6336
@luwama6336 2 жыл бұрын
ንሰካ ንባዕልኪ ኣምላኽ ልቦና ይሃብካ ስልጣን ሓዉና እሞ ናይ ክርስቶስ ወተሃደር እዩ ንሱ ናይ ክንደይ ኣሓዋተና ነፍሲ ዝመልስዘሎ እዩ ዳሓር ካኣ ኤፍሬም ንባዕሉ ኣብ መንገዲ ጠፍእት እዩ ዘሎ ንተዋህዶ ኣይዉክልና እዩ ኣሓዋተይ ኣብ እምነትና ንጽናዕ🙏🙏🙏
@febenaraya951
@febenaraya951 2 жыл бұрын
Egziabher amlak n sltan hawna edmen tenan yhabo ayni hasad ydfenelka naka Kea ayni lbona ykfetelka orthodox n zelalem tnber🙏🙏🙏
@terchasavraham5942
@terchasavraham5942 2 жыл бұрын
እግዝኣብሀር ኣምላኽ መገዲ የማን ይምራሕኩም የሑዋተይ
@tsgiegalhageretigrey1192
@tsgiegalhageretigrey1192 2 жыл бұрын
ንባዕልካ ኣብ ህልም ልበለ ፀልማት ኣለካ ውፃእ ሓቀኛ እንተኬንካ ንስልጣን ኣብ ኣፉ ተናገር ተደዊልካ ላይፍ ምእታው ትኣቢ ደኣ ስለ ምንታይ ንስካውን ዓርኪ ኣርዮስ ኢካ ኢፍረምን ንስካን ማዕረ ኢኩም ቪድዮ ላቆረፅካ ምምፃእ ደኣ ስራሕካን ድዮ ሥልጣነይ ኣቦ ሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካምስ ከማካ ዝበሉ መምህራን መን ኬንካ ኢካ ንስካ ትፅልየሉ ንርእስካ ፀሊ ሓቀኛ እንተኬንካ ኣብ ኣፎም ተናገርም ሓሳዊ ተኩላ ኣይትኩን ከሓዲ ከማካ ዝበለ የለን
@user-vw4fc4hp6e
@user-vw4fc4hp6e 2 жыл бұрын
ዓይነ ልቦናካ የብረሀልካ ፈጣሪ
@zarahiwet1
@zarahiwet1 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ተሕዝን ፡ ኩሉ ተሓዋዊሱካ ኣሎ፡ ወልድኣብ ኣይበለን ዘይቲ ፈሲሱ ገለፈሲሱ ፡ ካብ ሓሰውቲ ነብያት የድሕነና።
@jesushopeofglory
@jesushopeofglory 2 жыл бұрын
Xenxway dekone haymnot. Mexhaf kudos deyinbubu eyom. Amlack ayinom keftlomm🙏.
@user-wm1hm3tf9m
@user-wm1hm3tf9m 2 жыл бұрын
ንቅድመ ንባዓልካ አብ እምነትካ ፅናዓ እንታአው ክትምህረና እዋይ አብ ክሳድካ ማዓተብ ግበር ክላ ሓሳዊ 😭😭😭😭 መናፍቅን ክጅምርሞ እኮ ንበይኑ እዩ
@akliluhagos381
@akliluhagos381 2 жыл бұрын
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን
@henosmusie9621
@henosmusie9621 Жыл бұрын
ኣምላኽ ንስልጣን ከሰተ እድመን ጥእናን ይሃቦ✝️🙏❤
@user-iw9ju7cy6q
@user-iw9ju7cy6q 2 жыл бұрын
ኣፊ ዝሓዘ ኩሉ መናፊቕ (ተጠራጣሪ) ዘበለ ድንግል ማርያም ወለድተ ኣምላክ ዝፀልእ ተስፋ መንግስተ ሰማይ የብሉን
@user-dk5pw3pw3k
@user-dk5pw3pw3k 3 ай бұрын
egzabher amlak nselthan kesete obmen tonan yahabo fetari eme brhan tetslelelu❤❤❤❤❤❤
@redazemen2357
@redazemen2357 2 жыл бұрын
ኣይይይ ኣብዚ ዘሎ ሰብ ካኣ ትርጉም ዘይብሉ ሰብ ኢካ ኣኪሉካ ክትሕሱ ክትነብር።
@carsojudy3343
@carsojudy3343 2 жыл бұрын
Sltan hawna edmen tienan Ezgabher yhabo niska pente hasawi medenageri eka
@user-ns5wb5ln4d
@user-ns5wb5ln4d 2 жыл бұрын
ንስካ ግን😁😁😁😁😁😁😁😁😁🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣ታኩላ
@lendashahri5944
@lendashahri5944 2 жыл бұрын
ስልጣን ኩቡር መምህርና ከማካ ዝበሉ የብዝሃልና አግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሃልካ
@user-tk4zf1gr3i
@user-tk4zf1gr3i 2 жыл бұрын
ሰላም ብሩክ ሓወይ እስከ ክሓተካ ነቶም ቅዱሳን እኽለ ማይን ሩፍታን ተሓሪሞም ስግኦም ኣብ ነብሶም ኣግዚኦም ኣለም ዝሰዓሩ ኣይማልዱን እዮም እንዳበልካ ደኣ ብኸመይ ኢኻ ንሰባት እትጽልዮሎም መጀመርያ ንነብስኻ መንገዲ ድሕነት ክትሕዝ ሕሰብ እምበር ካብ ሓቅን መንገዲ ድሕነትን ዝረሓቅካ ንስኻ እኻ ምስ ንፍስኻ ተዓረቅ ፡ ኣሕዋት ተጠንቀቁ በዚ ናይ ሓሶት ትምርቲ ከይትታለሉ በዚ ለመጭ ኣዘራርባ ከይትሳሓሓቱ ፡ ሰላም ኣምላክ ምስ ኩሉኹም ይኩን፡ ሓወይ ናተይ ሰብ እተጋጊ ዘለኻ ንገዛ ርእስካ ምስ እግዚኣብሔር ተዕረቅ ንሰብ ከተዓርቅ ከኣ ሓይሊ ክትረክብ ኢኻ ፡በረት ረዲኤት ናይ እመ ኣምላክ ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ድቂ ተዋህዶ ይኩን ኣሜንንንን !!! ኣብ ጊጋ ዘለኹም ዓይነ ልቦናኩም ተብርሃልኩም ድንግል ማርያም
@rutharutha3099
@rutharutha3099 2 жыл бұрын
Anibesa, Amlak ybarika Mogos hawey 🌸 🍂 🌲 🙏🏽
@eyobduri3843
@eyobduri3843 2 жыл бұрын
Nireska bgibue bisel kitsebk kitbl tewxio zeleka qalat astewilelu......amlak libona yhabka!
@carsojudy3343
@carsojudy3343 2 жыл бұрын
Entay rieki anbesa tblyo hasawit pente
@tekhateklemicheal8504
@tekhateklemicheal8504 2 жыл бұрын
Goyta ybarka moge hawey brukh
@user-un7bb9sx6i
@user-un7bb9sx6i 2 жыл бұрын
መጀመርታ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና እግዚአብሔር አምላክ ንክብር ሓውና ስልጣንን ከም ስልጣንን ዝኮኑ ኣሕዋትናን ኣቦታትና መምህራን ደቂ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት👏👏👏💐💐 ንስካ ውን ዋይይይ ኣነ የፍቅረኩም እየ ትብል ፍቅሪ ተዝህልወካዶ ኣሰይን ዕልልን እናበልካ ይምፃእዋ😢😢 ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖትና ቅንዕትን ፅሪትን እያ🙏🙏🙏👌 ስለዚ ናይ ግድን እያ ቤተ ክርስትያና😘 ስሞም ክርስትያን ስሮሖም ግን ሰይጣን ዝኮኑ ሰባት መዓር ወፀ ተኣምራት ገበርና ዝብሉ ተኳሉ ንምእመናና ተጠንቅቅ👌 ንሶም ዋላ ኣይስምዑ እቲ ንዖኦም ዝክተል ምእመን ግን ክተጠንቅቅ ናይ ግድን እዩ👌።ስለዚ ኣብዚ ዝትፈልጦ ዘይብልካ ስሳቶም ክባልዑ ትብል ሕስው ኣቢልካ እግዚአብሔር አምላክ ዓይነ ልቦናካ ይክፈቶ😢
@aumyousefnasser9359
@aumyousefnasser9359 2 жыл бұрын
Alhamdulillah Allah guide me to beautiful religion.
@mimibeyene8359
@mimibeyene8359 2 жыл бұрын
bless you 🙏
@asefshgebreweldi4618
@asefshgebreweldi4618 2 жыл бұрын
Goyta Eyesus ybarkka Mogosey qetsl Gotata msakayu ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏💐💐💐
@user-zu5zd4tv8g
@user-zu5zd4tv8g 2 жыл бұрын
ሞገስ ሓውና ከዓ በስመኣብ እልካ ዘይትጅምር ንምንታይ????
@Unknown-rk9wo
@Unknown-rk9wo 2 жыл бұрын
Moge Bruk natka zhgseni be comment bezrba sela zyttdhal eu keep going bezhu temhrna kabka thank you
@user-wy5jr4jy6n
@user-wy5jr4jy6n 2 жыл бұрын
ሃይማኖት ህየሳ ጀሚርኩም ስለ እግዚኣቢሄር ባ ካብ ጌጋኹም ተመለሱን ትናስሑን ኣይተጽሙና።
@yoelmengstab6397
@yoelmengstab6397 2 жыл бұрын
ሃሌሉያ ዋውውው ሞጌ ሓወይ ጽቡቅ ኣለኻ ባዕሎም እቲ ሓቂ የዉጽዎ ኣለዉ ገና መንፈስ ቅዱስ እቲ ሓቂ ከዉጽኦ ኢዩ ኩሉ ሰብ ብትምርቶም ተጨኒቂም ነቲ ሓቂ ፈትሾም ክረኽብዎ ኢዮም እቲ ሓቂ ከኣ ኢየሱስ ክርስቶም ኢዩ ገና ወንጌል ክሰፍሕ ኢዩ ቃል ኣምላኽ በእምሮ ዘይ ኮነ ብመንፈስ ቅዱስ ኢዩ ዝምርመር ።
@user-wu2vg8fz3q
@user-wu2vg8fz3q 2 жыл бұрын
🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈
@miryamgoytom8240
@miryamgoytom8240 2 жыл бұрын
Moges geta yebarkh tebark
@merhawiandemichael8642
@merhawiandemichael8642 2 жыл бұрын
ኣታ ሓወይ ንኤፍሬም ኣይንፈልጦን ኢና ንወልደኣብን ንስልጣንን ግን ንኣምነሎም መምሃራና ስለ ዝኮኑ ኣጆካ ተታልሎ ሰብ የልን።
@jesushopeofglory
@jesushopeofglory 2 жыл бұрын
Ne nebska eyu. Men tetalel elika. Neta haki ketfletewa ekum Haki ka hara ketwexka eya. Merchaka eyu kulu gena.
@merhawiandemichael8642
@merhawiandemichael8642 2 жыл бұрын
@@jesushopeofglory ሓወይ ናተይ ሓቂ እኮ ተሓቢእካ ኣይኮነን ንሕና እኮ መን እዩ ሓቀኛ መን እዩ ከ ሓሳዊ ክንፈልጥ ኣብ መድረክ መጺኩም ተዛረቡ ኢና ንብል ዘለና ፡፡ ሓቅነትኩም ካኣ ሪኢናዮ ኢና በዓል ጳውሎስ እኾ ብሰንኪ መጽሓፍቅዱስ ዘይምፍላጦም ኣብ መድረክ እዮም ተዋሪዶ፡
@jesushopeofglory
@jesushopeofglory 2 жыл бұрын
@@merhawiandemichael8642 hawyi men eyu bala Paulos mexhaf kudos zeyimflatom tewaridom elika. Hasab Amlack mulu agelglom eyom. Ne reska hesbla bala paulos si bezabom ketzarb kemkan akimi yeblkan. Kedamyi kefli temharay do PHD delwo yenko eyu. Zerba keman twedina.
@merhawiandemichael8642
@merhawiandemichael8642 2 жыл бұрын
@@jesushopeofglory men eilka dika zbelka ab live zzarebo tefiewo kegergr kelo ayreakayon dika .dehar kea kab fake phd original degree yhays .slezi ab phd zykon ab fltet adhb fqur hawey Agziabher lbona yhabka.
@jesushopeofglory
@jesushopeofglory 2 жыл бұрын
@@merhawiandemichael8642 ayflton eya ezi paulos teblo delka. ane eti ab mexhafe kudos delo Paulos feletet deyiblu deblkyo mesilini neru.
@yonasande7409
@yonasande7409 2 жыл бұрын
ኢግዛብሄር ኣምላክ ዓይኒ ልቦናኻ ይክፈተልካ መናፍቕ ሃሳዊ ከም ስልጣን ደኣ ኣበይ ክትመጽእ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘልኣለም ትንበር ኣሜን ኣሜን ኣሜን💒💒💒💒⛪⛪✅✅💯💯💯
@selamhagose1758
@selamhagose1758 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ኦሮቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘላአለም ትንበረልና💒👏❤❤
@PsalmsMEZMUR
@PsalmsMEZMUR 2 жыл бұрын
ዮሃንስ 5 (John) 43፤ ኣነ ብስም ኣቦይ መጻእኩ እሞ ኣይተቐበልኩምንን፡ ካልእ ብስም ርእሱ እንተ መጸ፡ ንእኡ ኽትቅበልዎ ኢኹም። ንስኻ ከኣ ዛሓወይ ንስልጣን እምበር ንየሱስ ኣይኮንካን ትኣምን!!
@elshaday2869
@elshaday2869 2 жыл бұрын
ኣታ ሃካይ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብብ፡ ካብ ኣብርሃም ኣቦና ጀሚሩ ብምስልን ስእልን ንእግዜኣብሄር ዘኽበርዎ የለውን።ኣዴና ማርያም ከማን መልኣክ እግዚኣብሄ ቅዱስ ገብሪኤል ተገሊጹላ ነቲ ሓሳብ እምላኽ ብእምነት ተቀቢላ ፡ናብ ኢልሳቤት ኢያ ጎያ ዝከደት ምክንያቱ ነቲ ኣምላኽ ዝገበሮ ክትሪኢ ፡እምበር ንገብርኤል ኣይኮነትን ዘምለኸት ንስኩም ግና ንዘይ ትፈልጥዎ ኢኩም ተምሉኩ ብኢድ ሰብ ዝተሳእለን ዝተቀርጸን ፡ስለዚ ተዋሕዶ ኢያ ቀዳሜቲ፡ መናፍቅ ነቲ ካብ ሰማይ ዝመጸ ናብ ሰማይ ከኣ ዝዓረገ ብሕጅውን ብግርማን ብክብርን ናብ ዛ ምድሪ ዝግለጽ ፡ፈቲካ ጸሊእካ ብጀካ እየሱስ ክርስቶስ ካልእ የለን ፡፡
@yonasteklezghi8190
@yonasteklezghi8190 2 жыл бұрын
@@PsalmsMEZMUR ከምኡ እንተ'ኮይኑ ንስኻ ኽኣ ንሞጎስ ኢኻ ትኣምን ማለት'ዩ ?
@PsalmsMEZMUR
@PsalmsMEZMUR 2 жыл бұрын
@@yonasteklezghi8190 ንዓ ፊተፊት ንደዋወል ሽዑ ንመጽሓፍ ቅዱስ ድዬ ዝኣምን ዋላ ንሞጌ ክርድኣካ ኢዩ!! ካልኣይ ከኣ ኣነዶ ሞጌ ሞጌ ኢለ እየ? ስልጣን ስልጣ ዝብሉ ዘለዉ ፡ ግና ንሳቶም ሓንቲ ስለ ዘይፈልጡ ናብቲ ይፈልጥ ኢዩ ኢሎም ዝኣመንሉ ይውከሉ ኣለዉ!! ኣነ ግን በቲ ዝኣምነሉ መጽሓፍ ቅዱስ እምበር፡ ኣብ ሰብ ኣይውከልን ኢየ!!
@yordagere4071
@yordagere4071 Жыл бұрын
መምህር ስልጣን ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፈጣሪ ስለt 🙏🙏🙏
@yonatanmebrahtu9232
@yonatanmebrahtu9232 2 жыл бұрын
Mogos hawey Goita zemenka hadarka hiwetka bzeymklal tebarek afka qal amlak kem mar welela yfses
@Bowl2024
@Bowl2024 2 жыл бұрын
ቅልስ ናይ Efrem & Woldeab *Vs* Sltan & Kasahun ሳዕሪ ኢዩ ዝህሰ። ምድሓን ይኹነሉ ነዚ ህዝቢ 🙏
@wegahtagebrengus4798
@wegahtagebrengus4798 2 жыл бұрын
Goyta jesus ybarka mogi hawey
@regatnuguse9149
@regatnuguse9149 2 жыл бұрын
ኣምላክ ይቕረ ይብለልካ ዝጠፍኡ መናፍቃን ኢዮም
@hiwanzerea4725
@hiwanzerea4725 2 жыл бұрын
ድግልማርያም የሂወት መሰላል ነሽ መንሰላል ነሽ የሂወት መንሰላል ነሽ ሰውና አምላክ ያገናኝሽ።
@user-ii3to4ir5r
@user-ii3to4ir5r 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ኣምላክ እንተ ኮይኑ ንስልጣነ ከሰተ ላይቭ ግበር ሽዑ ተዛረብ እንተ ዘይኮይኑ ንስኻ ሓቅየና መመህር ኣይኮንካን ተተሓቢእካ ኣይኮነን ቪድዮ ምዝርጋሕ
@kibretbokretsion4993
@kibretbokretsion4993 2 жыл бұрын
Tebarek agelgali moge
@user-uu8ec3ej5x
@user-uu8ec3ej5x 2 жыл бұрын
መጀመሪያ ልርእስካ ካብ ፀልማት ኣዉፀአያ ዳኣ እንበር ኣንሕናስ ከምቲ እትብሉና ኣይኮናን ስግደት ናይ ኣምልኾ ልጎይታናን መድሓኒናን እዮሱስ ክርስቶስ ናይ ክብሪ ልቁዱሳን ኢና ዳኣ እንበር ኣይነምልኾምን ኢና 👏ግን እግዚአብሔር ኣምላክ ዐዓይነልቦናና የብረሀልና 😥🥺🥺
@tesfaymichael2917
@tesfaymichael2917 2 жыл бұрын
Ewayyy yehwatey Ezom Christyanat aykonun Jesus is the way the life the truth Ni Jesus beynu zeyamin seb Christyan aykonen
@AmusedBabyKittens-wi4wh
@AmusedBabyKittens-wi4wh 2 ай бұрын
Slten hawna edmen tienan yhabka fetari❤ ente nska reska mermir
@fyoritesfay3541
@fyoritesfay3541 2 жыл бұрын
Aska nbaelka menafk kabatom zeythaysh nmen ktmhr, Egziabher lbonakum ykfetelkum, Orthodox yewahido bmenfk ayttaleln ndngl ade amlak samlandet.
@asterhabte3294
@asterhabte3294 2 жыл бұрын
እዋይ ኣሕዋተይ ናብ መጽሓፍ ቅዱስ ግዳ ዘይትምለሱ።
@zyadaychannel-zyadaychanne1237
@zyadaychannel-zyadaychanne1237 2 жыл бұрын
ሓሳዊ መናፍቃን ዳአ አንታይ አምነት ኣለኩ ሓቅነት አንተ ሃልዩካ ፊት ንፊት ምሱኡ ተዛራረብ ብድሕሪ መጋረጃ ኬንካ ዓጀውጀው ኣይትበል ዛምነካ የለን
@lichiyaaraya8329
@lichiyaaraya8329 2 жыл бұрын
Korixkayo aleka buruk
@martalove7559
@martalove7559 Жыл бұрын
ትኽክል ሞጌ ሓወይ ኣጆኻ በርትዕ
@asmeretbirhane3414
@asmeretbirhane3414 2 жыл бұрын
Mogos buruk zemen hiwetka ybarek goyta memelisu xegeu yebzhelka
@mami-ny5jh
@mami-ny5jh 2 жыл бұрын
Sltaney Amlak ybarka nana mtan ktedhan
@messeyemanuel191
@messeyemanuel191 2 жыл бұрын
Sultan is good tichare
@kbromgebru7640
@kbromgebru7640 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ በልኣም ኣእምርኡ ምስ ጠፍኦ ምስ ኣድጊ ይዛረብ ከም ዘሎ ንስካ ድማ ከምኡ ኢካ በልኣም ሓወይ ምሕረት የውርደልካ።
@almazgebrehiwot1444
@almazgebrehiwot1444 2 жыл бұрын
በልዓም ድኣ ኣእምርኡ ጠፊእዎ መኣስ ኮይኑ ምስ ኣድጊ ተዛሪቡ።በልዓም ንእግዚኣብሄር ምስማዕ ስለዝኣበዮ እዩ፡እግዚኣብሄር ባድጊ ተዛሪብዎ
@jesusislord4143
@jesusislord4143 2 жыл бұрын
Kabe ortodoxa goyta yesus sele zewxuany simu ybarke qoxlo mogos hawey egzbher haylka u
@mashotekle5346
@mashotekle5346 2 жыл бұрын
መድህኔአለም አይነልቦናኹም ይክፈተልኹም መናፍቃን አሕዋትና ካብ ናይ ግዚያዊ እምነት ይምሐረና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትንበር ንዘልአለም ብሰላም ናብ እምነትኻ ይመልስኻ ፈጣሪ አምላክ
@taabittekle8307
@taabittekle8307 2 жыл бұрын
Amlak ybarka Mogos hawey.
@twggeneraltradingllc577
@twggeneraltradingllc577 2 жыл бұрын
ሓወይ ምስ ስልጣን ፊትንፊት ተራከቡ ተዋህዶ ውይ መናፍቃን ከይተባልኩም ብክብረት ኣርዱኡና ንሕና ድማ ክንማሃር ከምዛ ናይ ዞም የሕዋትና ኣስላም ዳኛ ገርኩም ኩሉኩም የሕዋት ኢኪም ተካባቢርኩም ወድእዋ
@user-hx5ye1gs3q
@user-hx5ye1gs3q 2 ай бұрын
ተራኪቦም እንድዮም ስልጣን ሓውና ከዓ ፅቡቅ ጌሩ ፀፊዕዎ 😂 እዞም መናፍቃን ኣብ ቅድሚ ክርስቲያን ዓቅሚ የብሎምን
@yoditnegusse4950
@yoditnegusse4950 2 жыл бұрын
Moghie Hawey You Telling The Truth More Blessing🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 2 жыл бұрын
እዒንቲ ልቦናና ይብራህ የሱስ ክርስቶስ ስም!
@abrahamfiory8978
@abrahamfiory8978 2 жыл бұрын
Goyt yebarke 👏🙏🏻👏👋💯🙏♥️🤍💯🙏👏👏👏👏👏💟💟💟💟💟👏
@selamgebretnsae6880
@selamgebretnsae6880 2 жыл бұрын
Heki enteleka fit nfit kreb ms Sltan. Tehebieka aeytleflf ena naytom mnm zeyfeltu yewhet lbi aeytetfe eta mesenakl si ktmetse eya gn neta mesenakl zemtsae gn weyleu slezkone weylka.
@zaritisayas
@zaritisayas 2 жыл бұрын
Efrem hawey adamen tenan yhabka egzabiher amlak
@naxunaxnet7026
@naxunaxnet7026 2 жыл бұрын
Moge hawey memelska tegelex nbereket kun
@meharihabteab-pp6ne
@meharihabteab-pp6ne 2 ай бұрын
Mhret ywerdellka zhawey Sltan hawena kea edmen tenan yhabka
@eliasalemrussom4049
@eliasalemrussom4049 2 жыл бұрын
Tebatek mogey hawey.
@hiwanzerea4725
@hiwanzerea4725 2 жыл бұрын
ሱልጣን ሐውና አጆካ እዞም ሸይጣውንቲ ሕሊሎም ሕሊሎም ክተርፉ እዮም።
@tsehaytekle1947
@tsehaytekle1947 2 жыл бұрын
ምስ ስልጣን ፊተ ፍት ተዛረብ ዝሃወይ
@abebaybalih4317
@abebaybalih4317 2 жыл бұрын
Goyta yebareka hawey tabareki God blessing you.🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@tsehaytekle1947
@tsehaytekle1947 2 жыл бұрын
Amlak mhret ywrdelka enber eti hakis ortedocus eyu
@mulu8186
@mulu8186 2 жыл бұрын
ተመስገን ኣምላክ ኣርቶዶክስ ለዘልኣለም ትኑር ንዓኩም እውን ልቢ ልድያ ዝከፈተ ልቡኹም ይክፈተልኩም መድሃኒ ኣለም
@user-qp7vi6is3t
@user-qp7vi6is3t 2 жыл бұрын
ኣሜን🙏💒🙏👆
@user-oj8yh3eq5f
@user-oj8yh3eq5f 2 жыл бұрын
🙏 Amen
@tedroskiflezghi2518
@tedroskiflezghi2518 2 жыл бұрын
ኣሜን !!!
@user-ir6tx1ld2g
@user-ir6tx1ld2g 2 жыл бұрын
ኣታ ሞጎስ ሓውና ወንጌል ብጎነጽ ኣይስበኽን፡በጃኻ ዘይዓቕምኻ ኣይትግበር።
@tititesfay8131
@tititesfay8131 2 жыл бұрын
Egzabihr nkulna ymharena ember😔.
@taabittekle8307
@taabittekle8307 2 жыл бұрын
Eway Goytana Yesus Krstos zgeberelna taamrat da aziyu endiyu buzuh .
ዓለም ናበይ ትኸይድ ኣላ ርኣይዋ ! ዘይነቓሕኩም ንቕሑ
19:51
- А что в креме? - Это кАкАооо! #КондитерДети
00:24
Телеканал ПЯТНИЦА
Рет қаралды 6 МЛН
Дарю Самокат Скейтеру !
00:42
Vlad Samokatchik
Рет қаралды 6 МЛН
That's how money comes into our family
00:14
Mamasoboliha
Рет қаралды 10 МЛН
KINDNESS ALWAYS COME BACK
00:59
dednahype
Рет қаралды 144 МЛН
🔴👉"ዘይምብካይ ከቢድ እዮ"
34:36
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 42 М.
ዓቢ ሕቶ ኣሎኒ ንመንፈሳውያን ኣቦታትና ! ሼር
28:11
Maranatha Tv / Mogos Nguse
Рет қаралды 3,4 М.
nin qaniis ah oo ashraf taageera umuujiyay yaab
10:47
abwaan sharmake
Рет қаралды 3,7 М.
ነብዩት መርከብ መስፍን ናይ ኣሓት ዓመታዊ ኮንፈረንስ ኣርእስቲ   "ትንቢት መፈጸምታ.... 2ይ ክፋል
1:09:09
ምሉእ ወንጌል ቤተክርስትያን ኤርትራ ፍራንክፈርት ጀርመን
Рет қаралды 516
- А что в креме? - Это кАкАооо! #КондитерДети
00:24
Телеканал ПЯТНИЦА
Рет қаралды 6 МЛН