ቡልጋርያ፡ ፓትርያርካ ሓርያ

  Рет қаралды 130

መገዲ ህይወት

መገዲ ህይወት

Күн бұрын

2 መጋቢት 1972 ዝተወልዱ ሊቀ ጳጳስ ብጹእ ኣቡነ ዳንኤል ዘቫዲን፡ ሎሚ 30 ሰነ 2024፡ ፓትርያርክ ዘኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን ቡልጋርያ ኰይኖም ብምምራጽ፡ ተቐቢኦም።
ኣብ ዓመተ 2002 ካብ ቤት ትምህርቲ ስነመለኮት ሶፍያ ዝተመረቑ ኣቡነ ዳንኤል፡ 7 ነሓሰ 1999 ድሕሪ ምምናኖም እዮም ንጽባሒቱ 8 ነሓሰ 1999 መዓርገ ዲቁና፡ ድሕሪ 5 ዓመት ድማ ብ27 ሕዳር 2004 መዓርገ ክህነት፡ ካብኡ ድሕሪ ክልተ ዓመት ባሕቲ ሰነ 2006፡ ኣበ ምኔት ገዳም ድሕሪ ምዃን፡ 20 ጥሪ 2008 መዓርገ ጵጵስና ተቐብኡ። 10 ዓመት ብጵጵስና ድሕሪ ምግልጋል፡ ብ4 ለካቲት 2018 ሊቀ-ጳጵስ ዘቪዲን ኰይኖም ተሾሙ፡ ሎሚ 30 ሰነ 2024 ከኣ፡ ሊቃነ ጳጳሳት፡ ጳጳሳትን፡ ሰበ ስልጣን መንግስትን፡ ወከልቲ ኣብያተ ክርስቲያንን፡ ከምኡ’ውን ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ምእመናን ኣብ ዝተረኽቡሉ፡ ”ፓትርያርክ ዘ ኦርቶዶክስ ቤተ ክክርስቲያን ቡልጋርያ ኰይኖም ተቐብኡ።

Пікірлер
An Unknown Ending💪
00:49
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 50 МЛН
Girl, dig gently, or it will leak out soon.#funny #cute #comedy
00:17
Funny daughter's daily life
Рет қаралды 48 МЛН
Similarities Between Amharic and Assyrian Aramaic
11:59
Bahador Alast
Рет қаралды 368 М.
Short Version Ordination of HH Abune Antonios
19:35
TewahdoTV Eritrean Orthodox Church
Рет қаралды 20 М.
Брат выручил и сам того не понял😂😳😱 #funny
0:34
Бенчик встретил Бенчика?! 🐈‍⬛ #Симба #Симбочка #бенчик
0:16
СКОЛЬКО ЖЕ МОЖНО?! 🙄🤣
0:15
Елена_LaVidaLoca💃
Рет қаралды 3,3 МЛН
Эта Мама Уморительна 😂
0:15
Глеб Рандалайнен
Рет қаралды 3,4 МЛН
REAL OR GUMMY??? 🫣🍭 #asmr #candyeating #mukbang #freezedried
0:23
Trendy Treats
Рет қаралды 10 МЛН