" ቃል ስውኣት ሓዊ እዩ. . .!"

  Рет қаралды 26,846

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

4 ай бұрын

ዓዲ ተወሪራ፣ ህዝብና ዘፅንቱ ሓይልታት መፂኦም እንትብሃል ቅድሚ ኹሉ ወፊሮም። ንስለ ህላወ ትግራይ ክብሉ ንእስነቶምን ህይወቶምን ንምውፋይ ናብ ማእኸል ሓዊ ኣትዮም ብጅግንነት ተቓሊሶም። ኣብ ኣዝዮም ከበድቲ ዓውደ ውግኣት ሓዊ ዓቲሮም እንትኳሽሑ ብፆቶም እንትወድቁ፣ ክቡር መስዋእቲ እንትኸፍሉ ብዓይኖም እናረኣዩ ብሕልነኦም ይቐርፁ ነይሮም። ገሊኦም ግዜ ምስ ርሃወ ሓዳር ንኽገብሩ ተዳልዮም ከለዉ ፀጋመይቲ ጎኖም ብመስዋእቲ ተሓዲጎም። ገሊኦም ዝፈትውዎ ሰቦም ኣብ ኢዶም ተሰናቢትዎም። ዳርጋ ኩሎም ድማ ብፆቶም ከቢድ ቃል ሕድሪ ተማሕፂኖሞም ሓሊፎም። ኣብ ከይዲ ንባዕሎም 'ውን ዝተፈላለየ መውጋእቲ ኣጋጢምዎም ካብ ብሱል ጥረ ኮይኖም ተሪፎም።
ድሕሪ ሕክምና ናብ ቤተሰቦም ምስተፀምበሩ ኢዶምን እግሮምን ዓፃፂፎም ክቕመጡ ኣይከኣሉን፤ ቃል ሕድሪ ስውኣት ብፆቶም ድቃስ ስለዝኸለኦም ተጠርኒፎም "ፅንዓት" እተሰምየት ውዳበ ብምጥያሽ ናብ ስድራ ስውኣት እናኸዱ ከፅናንዑ ጀሚሮም። ሓገዝ እናተኣኻኹ ድማ ኣብ ከቢድ ፀገም ንዝወደቑ ቤተሰብ እግሪ ከትክሉ፣ ምግብን ናውትን ምድጋፍ ቀፂሎም። ካብዚ ሰጊሮም መሓውሮም እናጠናኸሩ ኩለመዳያዊ ሓገዛት ንስራ ስውኣት እናገበሩ ይርከቡ።
ዝገርም ውዕሎ ተጋድሎኦም፣ ቀልብኻ ዝዝውር ምኽንያት መሐረኒኦም፣ ዘደምም ፍፃመ መውጋእቶም፣ ልብኻ ዝሰብር ታሪኽ ተጓንፎ ህይወቶምን ካብ ድቃሶም ዘባህንን ቃል ብፆቶምን ከዘንትዉልና እዮም። ሕልናኻ ዝሰልብ ታሪኾም ኣብ ፕሎት ሚድያ ይከታተሉ።

Пікірлер: 340
@alexandershewitalexander2394
@alexandershewitalexander2394 4 ай бұрын
አጆኩም ጆጋና ኢኩም አዶ ወሊዳ ትምከን ጀግንነትኩም ዓለም ዘስደመመ ዩ❤❤
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 4 ай бұрын
ደምረኒ ማዓረይ
@alexandershewitalexander2394
@alexandershewitalexander2394 4 ай бұрын
ክድምረኪ ማለኪ
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ 🙏🕊❤️
@user-dh4iy2kl7g
@user-dh4iy2kl7g 2 ай бұрын
ናይ ተጋሩ ትክቶኮሮች ነዛ ማሕበር ፅንዓት ንምንታይ live ኣትቲና ብኪኮኖሚ ክብርትዑ ዘይንገብሮም።😍😍😍😍😍😍😭😭😭😭😍😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏
@mili12619
@mili12619 4 ай бұрын
ጀጋኑ ኣሕዋተይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኩም ኣይ ካኣልኩን ኣነ ኩንዱዙይ ዝተሰመዐንስ ንሱኩምስ ከመይ እልኩም ክእልክምዎ ከብድ እዩ 💔😢
@heru12169
@heru12169 4 ай бұрын
ኩሉ ግዜ ጀጋኑ ኢኹም እኳዕ ተረፍኩም ዞምሓተይ😢🙏💙
@user-lw8hw3fc7j
@user-lw8hw3fc7j 4 ай бұрын
ጅግና ኩሉ ግዜ ጅግና እዩ እግዝኣብሄር ምሳኹም ይኹን ብሉፃት🙏❤❤
@FerFerFe
@FerFerFe 4 ай бұрын
አሓ ሕረር አልካማ ሱቅ እንታይ አም ዝይውፅእ ቃንዛ 😢😢ጀጋኖና ቃላት የብልይን❤❤❤
@user-gt9ud8wi6w
@user-gt9ud8wi6w 4 ай бұрын
ጀግኑና 🥰🥰🥰
@HdGhs-sb3yb
@HdGhs-sb3yb 4 ай бұрын
ክሉ ክወፅእ አለዋ አሕዋተይ ፀላእትና ዘገበርዋ ዋና ፀላኢ ትግራይ ህዝቢ ኤርትራዊያ🇪🇷💙💙እዚኦም ተለው ቀዛና ቀፀላኢ እየ😢😢😢😢
@HdGhs-sb3yb
@HdGhs-sb3yb 4 ай бұрын
ትክክክል
@user-yp4yt9qf3f
@user-yp4yt9qf3f 4 ай бұрын
ኣጆኩም ጀጋኑ ኣሕዋትና ክብርን ሞጎስን ንሰዋኣትን👏😢
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 4 ай бұрын
ኣጆኩም ጀጋኑ ወለዶ ከማኩም እንተዝኮውን ኩሉስ ክንደይ ደስ ምበለ ❤❤❤❤❤❤
@user-vh3ni8ij2u
@user-vh3ni8ij2u 4 ай бұрын
ከብ መንግስቲእስኻትኩም ትሓሹ እግዛብሄር ይሓግዝኩም❤❤❤❤❤❤❤
@mmn7636
@mmn7636 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ፅንዓት ጀጋኑ ኣጀኹም 👍👍💛❤️💛❤️✅🤛👊👊✊
@Beti_16-
@Beti_16- 4 ай бұрын
ጀጋኑ ወለዶይ አጆኹም እንኳዕ ናትና ኾንኩም አብ ጎንኹም ኢና (ፅንዓት)💊💪
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 4 ай бұрын
አጆኩም ጀጋኑና ብመስዋእትኩም ርእስና ክነልዕል ጌርኩሙና ኢኩም ክብርን ሞጎስን ንዓኩም ይኩን😢😢😢🙏🙏🙏
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 4 ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ
@user-xc4sf1pd1c
@user-xc4sf1pd1c 4 ай бұрын
ኣጀኹም እዘም ኣሕዋተይ ንስዉኣት ኣሕዋትና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣብ ሕቕፍ ቅዱስን ያንብሮም ንዓኹም 'ዉን ምሉእ ምሕረት ያሃብኹም 👏🌺🌺
@user-dj1ge7in9z
@user-dj1ge7in9z 4 ай бұрын
አጆኩም ጀጋኑ ኣሕዋትና እንኳዕ ብሰላም ወፀኣኩም ኣይይይ ኣሕዋተይ ወዲኣቶም😢 ክብርን ምጎስን ንስዋኣትና ❤
@user-iv6os5bi1u
@user-iv6os5bi1u 4 ай бұрын
ኣጆኩም ጀጋኑ ኢኩም ኣዶ ወሊዳ ትምከን ጀግንነትኩም ዓለም ዘገረመ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@hiwothiwot2113
@hiwothiwot2113 4 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኩም ጀጋኑ ኣሕዋተይ❤😢
@user-kv4nc3nj9p
@user-kv4nc3nj9p 4 ай бұрын
ፀላኢካ ይንባዕ
@user-dv3ug4zh9n
@user-dv3ug4zh9n 4 ай бұрын
ዕድሜኹምይባረኽ
@user-wh8sc2lq8x
@user-wh8sc2lq8x 4 ай бұрын
😢አጅኩም ጅግኑ እሕዋተይ
@trhasabrha
@trhasabrha 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ ጀጋኑና
@user-bf8oy2tz9y
@user-bf8oy2tz9y 4 ай бұрын
ጀጋኑና❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@legeseberhe2935
@legeseberhe2935 4 ай бұрын
Ayzekum azom ahwatey enkan terefkum❤❤❤
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h 4 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ የፅንዕኩም ጎተተይ tdf ❤ናይኩም ብዙሕዩ 😢ጎተተይ ዘተሰውኡ ኣሕዋትና መንግስቲ ኣምላክ የዋርሶም 😢
@YoDaha
@YoDaha 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ከቢድ እዩ ኣይኮነን ንስኩም ኣነ ዝሰማዕዎኳ ንብዓተይ ኣቢኒ ምቁፅፃር ንስኩምሲ. ከመይ ተሳቂኩም አሐዋተይ ኣምላክ ፅንዓት ይሀቦ ህዝቢትግራይ ንስክምውን "ክብረት "ጥበብ "ፀጋ" ጥዕና ምስ ዕድመ" ይሀብኩም እቱብሂወት ዘትረፈኩም ፈጣሪ
@user-jk7tk6bw7c
@user-jk7tk6bw7c 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢 ጀግኑና
@elsamehari9055
@elsamehari9055 4 ай бұрын
ኣጆኹም ጀጋኑ ኣሕዋትና❤❤❤
@GeriyeGeriye-fy6wt
@GeriyeGeriye-fy6wt 4 ай бұрын
አጆኩም ጅግና
@billendesta4937
@billendesta4937 4 ай бұрын
❤❤
@tigraylove9361
@tigraylove9361 4 ай бұрын
much respect ahwatey❤❤❤❤
@user-wq8do9gl3w
@user-wq8do9gl3w 4 ай бұрын
በርትዑ ጀጋኑና 🎉🎉❤
@hyabdesta7979
@hyabdesta7979 4 ай бұрын
😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔ኣሕዋተይ ብሃወት ዘሎ ተጋዳላይ አዉን ብዙሕ ቁስሊ አዩ ሒዙ ዘሎ ❤❤❤❤
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 4 ай бұрын
ጀጋኑና እንኳዕ ብሂወት ተረፍኩም ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማኣታትና ኣየ ግዜ ኣሕዋትና ወድእወም 😭💔
@user-fw6bz8sq3v
@user-fw6bz8sq3v 4 ай бұрын
ኣጆኩም ክብራት ኣሕዋተይ❤❤❤
@aasaas7284
@aasaas7284 4 ай бұрын
ጀጋኑና🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@user-ul6tx5ob3k
@user-ul6tx5ob3k 4 ай бұрын
ኡፍፍፍ 😢😢😢😢
@Orthodoxsawit1
@Orthodoxsawit1 4 ай бұрын
ሕቡናት ጀጋኑ ብርኪ ጽንዓትኩም ዕላምኡ ክወቅዕ ተሪሩ ክቅጽል ይምነ: 🙏
@yfgfhggc1498
@yfgfhggc1498 4 ай бұрын
ኣሕዋተይ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤
@swswits3292
@swswits3292 4 ай бұрын
❤❤❤❤
@brhaneye9521
@brhaneye9521 4 ай бұрын
ኣሕዋተይ 😢💔😣 ስቃይ ጀጋኑና ክብረት ይሃበልና ስለና ዝኸፈልኩምዎ ዋጋ የቀንየልና ንዓኹም ዝኸውን ዘበን የምፅአልኩም 💪🥰🥀🥹🫶
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 4 ай бұрын
😢😢😢ናተይ ታሪክ ኣሎ ኣብዚ ፍቱወይ ማዓዝ ሞ ረሲዐካ ኣለኩ ኣብ ስቃይ ብፍቅርካ ናፍቆትካ የለን ምስበሉኒ ኣነ ግን ኣይኣመንኩንኩን ዓደይ ተመሊሰ እስካዕ ዝቀብፅ💔😭
@user-nc4us9ft7b
@user-nc4us9ft7b 4 ай бұрын
ኣጆኺ ማዓረይ ፅንዓት ይሃብኪ😢
@DhjkChj
@DhjkChj 4 ай бұрын
ኣይዛኻ.ማዓረይ.ፅንዓት.ይሃብኻ.እዝ.ሓወይ😭😭
@user-mp4bs8rz8i
@user-mp4bs8rz8i 4 ай бұрын
አነ አብ ስድት እየ ዘለኩ ግን ክአቲ እየ ዓድይ ዝሓሳብ ዘለኩ ከም እግዚአብሄር ፍቃድ እስቲ አድራሾኦም ላአከልና ዓዲ ምስ አተኩ ምስአም ክስርሕ በረከት ክካፈል
@Plotmedia.
@Plotmedia. 4 ай бұрын
ባንኪ ሒሳብ፦ 1000590091058( Filion niguse & milion Desta) ባንኪ ንግዲ ኢ/ያ ቁፅሪ ስልኪ 0919016054-milion Desta 0955002939- selam gebre
@yerdnosglagerye1780
@yerdnosglagerye1780 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@aznerahaylay9815
@aznerahaylay9815 4 ай бұрын
AJOKUME JEGANUNA aheeee😢😢😢❤❤🙏
@user-gy2br3vx8f
@user-gy2br3vx8f 4 ай бұрын
ጀጋኑና በርትዑ
@trhashagos216
@trhashagos216 4 ай бұрын
አሓ ዝይውፅእ ቃንዛ ኣጆኩም ጀጋኑ ኣሕዋትና ክብርን ሞጎስን ንሰዋኣትን
@user-rq4zg2gv6f
@user-rq4zg2gv6f 4 ай бұрын
እፍፍፍፍ ኣሕዋተይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኩም ጀጋኑ 🙏😢😢😢
@stegahiayluhiaylu1843
@stegahiayluhiaylu1843 4 ай бұрын
ኣጁኩሙ ጀጋኑና እግዚአብሔር ኣምላክ ንኩላትኩሙ ፅንዓት ይሃብኩሙ ንሕናም ብዓቅምና ክንሕግዘኩሙኢና ጀጋኑና ናናማን ሰብ ሕልና ኢኩሙ ❤❤😢😢😢
@maziadorodas
@maziadorodas 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-oh2lf6kg5n
@user-oh2lf6kg5n 4 ай бұрын
ኣጆኩም ጅግና🙏💛❤💛❤😢
@genetkidane5813
@genetkidane5813 4 ай бұрын
Jeganu❤abkikumna abet ewe ab wushtukum kindey yhlu ahhh🙏selamkum ybzah🙏
@yerdnosglagerye1780
@yerdnosglagerye1780 3 ай бұрын
😢😢
@saramm8772
@saramm8772 4 ай бұрын
❤❤❤
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f 4 ай бұрын
ኣሕዋተይ ማዓረይ ደቅነይ😭😭😭
@buudla8284
@buudla8284 4 ай бұрын
ሓታቱ መስቀልካ ደስ ክትብል ❤❤❤
@user-bd3ee3qk6z
@user-bd3ee3qk6z 4 ай бұрын
ኣሕዋተይ 😢😢😢😢
@frewynifrewyni7656
@frewynifrewyni7656 4 ай бұрын
ኡፍፍፍፍ😢😢😢😢😢😢
@user-rd9xm5hq4x
@user-rd9xm5hq4x 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@VbNm-xo2pn
@VbNm-xo2pn 4 ай бұрын
አጀኩም ዞምሕዋተይ ጀጋኑ ኢኩም ብሓቂ እዚ ኩሉ መከራ ሓሊፍኩም😢❤❤❤
@sarayan525
@sarayan525 4 ай бұрын
ጀጋኒና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ni4dm8hu9t
@user-ni4dm8hu9t 4 ай бұрын
አጆኩም😢❤ ኣሕዋተይ ማዓረይ
@user-oj9qr7rr4t
@user-oj9qr7rr4t 4 ай бұрын
ፅንዓት አጀኩም ፅንዑ
@seblevali719
@seblevali719 4 ай бұрын
Ajokum Jeganu Ekum Alem Zegeremkum kbri nakum❤❤❤❤❤❤❤
@user-my3mm8sg9r
@user-my3mm8sg9r 4 ай бұрын
ጀጋኑና ክብሪ ንዓኩም እንኳዕ ተረፍኩም እዙ ኩሉ ስቃይ ሓሊፍኩም ሕድሪ ብፆትኩም ከየዕበርኩም ኣብዚ ስራሕ እዚ ምስታፍኩም ካብ ልቢ ኢና ነመስነኩም እምብር ፅንዓት ኣጀኩም ቀፁሉሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ij8wi8ty8p
@user-ij8wi8ty8p 4 ай бұрын
❤❤❤ተጋሩዋይ ፅሩያት😢
@yordiyordi1961
@yordiyordi1961 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@QueenHabesha-bi1bj
@QueenHabesha-bi1bj 4 ай бұрын
Nice job guys
@romanreignstst3481
@romanreignstst3481 4 ай бұрын
Ajekume ahwaty😢😢😢
@user-dw9xc6pw5d
@user-dw9xc6pw5d 4 ай бұрын
❤️🙏❤️🙏❤️
@tegaru2230
@tegaru2230 4 ай бұрын
ጀጋኒ✊😢
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 4 ай бұрын
ደምረኒ ማዓረይ
@user-dl9ll5tp4s
@user-dl9ll5tp4s 4 ай бұрын
አጆኹም ጀጋኑና
@samrawitsamri5487
@samrawitsamri5487 4 ай бұрын
😢😢😢
@titg7829
@titg7829 4 ай бұрын
ኣጆኩም ኣሕዋተይ❤
@GotoytomGerase-rj2rf
@GotoytomGerase-rj2rf 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤አጀኩም
@berhanalami806
@berhanalami806 4 ай бұрын
ኣጆኩም ጀጋኑና ዋይእሕዋተይ😢😢😢😢😢😢
@user-yh2pp9xn2z
@user-yh2pp9xn2z 4 ай бұрын
ጀጋኑ ❤❤😢
@BettelTesfay21
@BettelTesfay21 3 ай бұрын
💔💔💔
@batibati6291
@batibati6291 4 ай бұрын
አጆኩም ❤❤
@FuDg-kb4xs
@FuDg-kb4xs 2 ай бұрын
💔😭
@abrhamaregawi7599
@abrhamaregawi7599 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤ ኣጀኩም ጀጋኑና
@Mili-i1d
@Mili-i1d 3 ай бұрын
😢💔🖤
@hiwihagos3228
@hiwihagos3228 4 ай бұрын
💛❤❤💛
@samerhmahlet
@samerhmahlet 4 ай бұрын
እፍፍፍኣሕዋተይእንኳዕብሂወትተረፍኩምጀጋኑ
@hyatthigher5891
@hyatthigher5891 4 ай бұрын
አጆኩም❤❤❤❤❤❤❤
@user-fe1hb2sv4b
@user-fe1hb2sv4b 4 ай бұрын
እፍፍፍ😢😢
@selammebrhtom2438
@selammebrhtom2438 4 ай бұрын
Ef fetari aboy baelka selamka habena ef ah ahwatey mareyyy
@heidshop4103
@heidshop4103 4 ай бұрын
ሰላምን ራህዋን ንህዝቢ ትግራይ። ብጣዕሚ መትከላውን ሰብኣውን ቅዱስ ዓላማ ልዑል ምስጋና ይብጻሕኩም።🙏🙏🙏🙏
@fyerihaftu3914
@fyerihaftu3914 4 ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ጨካናት😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-cm7gr1ql8k
@user-cm7gr1ql8k 4 ай бұрын
ጀጋኑና ኣጀኹም🙏💊♥️
@user-ug8ze2io8u
@user-ug8ze2io8u 4 ай бұрын
አሕሕ አጆኹም ጀግና❤❤
@lomin2529
@lomin2529 4 ай бұрын
❤ wow good job bro
@dehabtesfay769
@dehabtesfay769 4 ай бұрын
❤❤😢😢😢
@user-cx5wc2vd3p
@user-cx5wc2vd3p 4 ай бұрын
😢😢❤
@safdvzxcx634
@safdvzxcx634 4 ай бұрын
ኣፍፍፍ😢😢😢
@user-gy2br3vx8f
@user-gy2br3vx8f 4 ай бұрын
ጀጋኑና በርትዑ 4:31
@user-po6hw9ws1k
@user-po6hw9ws1k 4 ай бұрын
እህህ ኣሕዋተይ😢
@vardamariyam7992
@vardamariyam7992 4 ай бұрын
❤❤❤😢😢
@user-gf4kg9tt2t
@user-gf4kg9tt2t 4 ай бұрын
ኣይ ደቅነይ😢
Khóa ly biệt
01:00
Đào Nguyễn Ánh - Hữu Hưng
Рет қаралды 22 МЛН
DO YOU HAVE FRIENDS LIKE THIS?
00:17
dednahype
Рет қаралды 54 МЛН
🌊Насколько Глубокий Океан ? #shorts
00:42
He sees meat everywhere 😄🥩
00:11
AngLova
Рет қаралды 10 МЛН
"ንቃልሲ ክትውፈ ከለኻ ስለቤተሰብካ ኣይትፈልጥን"
27:14
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 7 М.
"ምስክር እየ. . ."
43:05
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 10 М.
በመጨረሻም ተለያየን። የ አጎት ያልተጠበቀ ውሳኔ
28:52
ethio meznagna ኢትዮ መዝናኛ
Рет қаралды 46 М.
ዘማሪት ትርሓስ መልሲ ሂባ - ቀዛሕታ Kezahta
39:28
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 31 М.
"ደንበ ፀላኢ በጣጢሳ ዘምለጠት ዘይተዘመረላ ዋዕሮ!"
57:21
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 45 М.
Where are you from?
0:13
ARGEN
Рет қаралды 4,8 МЛН
رورو ضد رقيه🔫😲🚀 #shorts
0:13
رورو فاميلي | Roro Family
Рет қаралды 4 МЛН
One Two Buckle My Shoes ! #spongebobexe #shorts
0:17
ANA Craft
Рет қаралды 6 МЛН
37.First Day as a Zombie💀
0:32
Limekey0
Рет қаралды 38 МЛН